Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰል ንምውሓስ ልዕልና ሕጊ ምርግጋጽ የድሊ

18- መስከረም 2001 ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልዕሊ 1000 ንጹሃት ዜጋታት ብጃምላ ዝተኣሰሩላ፡ ንደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንዓለም፡ እቲ በደል ጎሊሑ ዝተመስከረላ ጸላም ዕለት ኢያ። እንሆ ድማ ዝኽሪ መበል 9ይ ዓመት ንምኽባር፡ ሕልናና ደሪኹና ንዝክራ ኣለና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT