ሽማግለ ህዝቢ ንዋዕላ ኣብ ስዊስ ጻብጻባ ንህዝቢ ኣቕሪባ

ሽማግለ ህዝቢ ንዋዕላ ኣብ ስዊስ ብቀዳም ዕለት 18.09.2010 ኣብ ዝተገብረ ክፉት ኣኼባ ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዉ ለውጢ ጻብጻባ ንህዝቢ ኣቕሪባ። ካብ ስዊስ ሰለስተ ወከልቲ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዉ ለውጢ ተሳቲፎም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT