Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ንኹለን ብሕታዊ ኣገልግሎት ኣብያተ ሕክምና ደው ኣቢሉወን።

Hopitalsዓብላሊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ቅድሚ ሓያለ ኣዋርሕ ዝጀመሮ ዕማም ምዕጻው ብሕታዊ ኣብያተ ሕክምና ከም ዝፈጸሞ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። በቲ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኩለን እተን ብገንዘብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ዝነበራ ኣብያተ ጥዕና ደው ኢለን ኣለዋ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT