Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

UgandaReliable intelligence sources have revealed to Ultimate Media that the Uganda Young Democrats (UYD), one of the top youth political organizations in Africa and the African National Congress Youth League (ANCYL) of South Africa are some of the youth organizations internationally that have been forced by security forces in their respective countries to cancel their participation in the International Youth Forum in Asmara, Eritrea that is scheduled between 16th and 23rd , July 2010.

Uganda

ብሰብብ ኣሸባብ፡ ሞግዚት ኣሸባብ ክሕተት ናይ ግድን እዩ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ እቲ ባይቶ ጸጥታ ብምኽንያት ዶባዊ ምስሕሓብ ምስ ጅቡቲ ንዘቕረበሉ ናይ መሬታዊ ዓመጽ ክሲ፡ ‘ኣይፋል፡ ካብ ዘይኣተኹዎ መሬት ‘ሞ ከመይ ኢለ ክወጽእ” “ባእሲ ዘይብለይ ‘ሞ እንታይ ዕርቂ ኣድልዩኒ” ኢሉ በቃጫጭ ዝተሰነየ እምቢታ ዘስምዐ ስርዓት ህግደፍ፡ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ፡ ነቲ ከም ሓደ ዓንቀጽ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ዝቐረበሉ ጉዳይ ብመንጎኛነት ቀጠር ተቐቢሉ፡ ከተግብሮ ምዃኑ ተሰማሚዑ።

Eritreansዕለት 11 ሓምለ 2010 ሰዓት 10.00 ምሸት ምዕጻው ጸወታ ጽዋእ ኩዕሶ እግሪ ዓለም እንዳተኻየደ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ብድምቀት ምስ ብጾቶም ኣብ ኢትዮፒያን ቪለጅ ረስቶራንት ዝተባህለ ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ፣ እንዳረኣዩ ከሎው ብፈጸምቲ ነብሰ ቅትለት ብዝተፈንጀረ ቦምብ፣ ህይወት 6ተ ኤርትራውያን ሽዑ ንሽዑ ተቐዚፉ።

ብዕለት 11 ነሓሰ 2010 ኣብ ኡጋንዳ ርእሰ-ከተማ ካምፓላ ህይወት 76 ንጹሃት ሰባት ዝቐዘፈ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ፍጹም ኢ-ሰብኣውን ናይ ነዳያን ዝለዓለ መልክዕ ጥፍሽና መግለጺ’ዩ ኢሉ ይኣምን፡፡

Unityብርኽቲ ሃገርና፡ ብሳላ ዘይተሓለለ መስዋእቲ ደቃ፡ ከም ኩለን ሃገራት ዓለምና ከተፍርን ክትፈርን ካብ እትዳረግ ዳርጋ 20 ዓመታት ኮይኑ እኖሆ። ብዘይሕብእ ምብእ’ውን፡ ንወዮ ዝፈረየ ቁሩብ ቁራቦ ለለልዩ ንበይኑ ዝቛርፍ ተካል ስርዓት ኣጋጢሙዋ ብጥምየት፡ ብንድየት፡ ብስእነት፡ ብሙህሮ መዳርግቲ ዳርጋ ዝተሳእና ድሕርቲ ሃገር ዝብል ኣኽሊል ለቢሳ ኣላ።

Eritrean War Disabled=እዚ ጽሑፍ’ዚ ብዛዕባ ኣካለጽጉማን ኣብ ከተማ ሺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተኻየደ ጉባኤ ኾይኑ፡ ተወሳኺ መብርሂ ንምሃብ’ዩ። እቲ ጉባኤ ዝሓገጎ ሕግታትን ዝሓንጸጾ መደብ ስርሓትን ንህዝቢ ኣቃሊሑ’ኳ እንተኾነ፡ ስርሑ ኣሳልጦ ንኽረክብ ብተደጋጋሚ መብርሂ ምሃብ ኣገዳስነት ኣለዎ እብል።

Osloብሰንበት ዕለት 11 ሓምለ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዝምምልከት፡ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ሰፊሕ ምዪጥን ምርድዳእን ዝተገብሮ ኣኼባ ተኻይዱ፡፡ እዚ ኣኼባ`ዚ ኣቐዲሙ ክግበር መደብ ወጺኡዎ እኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ ዝተፈላለየ ቴክኒካዊ ጸገማት`ዩ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተገብረ ክጸንሕ ክኢሉ፡፡

UGANDAብእስላማዊ ጥሩፍነትን ምስ ኣልቓዒዳ ዘለዎ ርክብን ዝኽሰስ ሶማላዊ ጉጅለ ኣሸባብ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዘካየዶ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ኤርትራውያን መንነት ናይቶም ሽዱሽተ ክረጋገጽ ከሎ፡ ናይታ ሓንቲ ጓልንስተይቲ መንነት ግን ብሰንኪ ከቢድ ኩነታት ማህረምታ ብቐሊሉ ክረጋግጽ ከምዘይተኻእለ ምንጭታት ካብ ካምፓላ ሓቢሮም።

EDRCኣብ ነዘርላንድ ዝመደበሩ ኤርትራዊ ማእከል ምርምርን ስነዳን ነቲ ትማሊ ዕለት 11-07-2010 ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ዝተፈጸመ 5 ኤርትራውያን ዘለዉዎ 74 ትንፋስ ዝቐዘፈ ናይ ፈርሓት ስጉምቲ መጥቃዕቲ  ግብረ ሽበራ ብትሪ ይኹንን፣

Eritreaህዝቢ ኤርትራ መሪር ቃልሲ ኣካይዱ ብኸቢድ መስዋእቲ ናጽነት ሃገሩ ምስ ኣረጋገጸ፡ ፡ ናብ ምዕባለን ህንጸትን ዝቐንዐ ኣቓልቦ እምበር ንኻልኣይ ዙርያ ቓልሲ ስነኣእሙራዊ ምድላዋት ዘሰላሰለ ኣእምሮ ኣይነበሮን።

Kampalaኣብቲ ብእስላማዊ ጥሩፍነት ዝኽሰስ ኣሸባብ ዝብሃል ጉጅለ ሶማል ኣብ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ ዝተኽየደ ህይወት 74 ሰባት ዘጥፍአ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ ዛጊት፡ 5 ደቂ ተባዕትዮን 2 ደቀንስትዮን ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ተለልዮም ከምዘለዉ፡ ዝቖሰሉ ‘ውን ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ካብ ካምፓላ ሓቢሮም።

axእታ ጋዜጣ ድሕሪ ነ’ዚ ኣርእስቲ ኣብ ዓምዳታት ምስፋር ካብ ትምስረት ድሕሪ 45 ወይ 47 ዓመታት ካብ እትህቦ ዝነበረት መንፈሳዊ ማሕበራውን ፍልጠታውን ፈልፋሊ ትምህርቲ ብምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝተኣገደት ነባር ካብ ቀዳሞት፡ ቀዳመይቲ ዝተኣገደት ጋዜጣ’ያ።

…ኣብዛ  ሰንበት’ዚኣ ንኣዜብ ብዙሕ ነገራት በብታራ መስርዕ ሒዞም ተደራረብዋ። ሓንሳብ ኣብ ማእከል ድኽነትን ስእነትን ጅሆ ተታሒዛ መውጽኢ ከተናዲ ኣርፈደት። ጸኒሓ ከኣ ንዘይትዕውተሉ ምስ ክንነብር በሃልቲ ሰባት ተሓናኒቓ፡ ንህሉው ኩነታት ከተቃልዕን ከተረድእን ገጠመት።