Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሓመድ ድበ ዘይፈገደ ህግደፍ ቤይ ኤርያ ካልኣይ ቀብሪ ተጌሩሉ!

New Yearዓሚ ከምዚ ሎሚ ሕር ሕራይ ጌርና ጸፊዕናዮ ሸውዓተ ሸይጣን ስጋብ ዝረኣዮ። ንመን? ንመን ደኣ ነቲ ብጎረባብቲ ሃገራት፡ ብው.ሓ.ኣ.፡ ብው.ሕ.ሃ. ብምዕራባውያን ሃገራት፡ ብሃገራት ዓረብ ኮታ ነቲ ዓለም ብዓለማ ትጸልኦ ስርዓት ህግደፍ እምበር ንመን ደኣ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT