Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ብወዛ ሰራዊት (ተኽሊጥ) ክገብር ዘውጽኦ መደብ ተቓውሞ የጋጥሞ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

EDFበዚ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ምልዕዓልን ደገፍ ሰራዊት እተን ሃገራት ንተቓውሞ ህዝብን ዝረዓደ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዚ ቐረባ እዋን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብወዛ (ተኽሊጥ) ክገብር ከምዝወጠነ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT