Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፓል-ቶክ ደምበ ዕጡቕመንእሰይ+ ደቒ-ኣንስትዮ ንደሞክራሲ መሰል ውልቓዊ ናጽነት ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ።

ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ 3ይ ክፋል

ኣቐዲመ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ ናይ ኣኽብሮት ሰላምታይ የቐድም። ብዙሓት ሰብ ሕልና ደለይቲ ፍትሒ፡ መሰል ውልቓዊ ናጽነተይ ብምግሃሱ፡ ንመሰለይ ምክልኻል ዓገብ ምባል ቕሬታይ ምግላጽጽ፡ ከም ቕኑዕ ሕጋዊ ሕቶ`ዩ ኣሚንኩም ኣብ ጎንካ ኣለና ኢልኩም ብኢመይል ሕልናዊ ደገፍ ሞራላዊ ምትብባዕ ዝገበርኩሙለይ፡ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ክብለኩም ኩርዓት ሓበን ይስማዓኒ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT