Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰለምንታይ’ዩ ዝኹሉ ናኣና ?

ክነዕርፍ’ ኢና’ኮ ዝኹሉ ጎይና፤

ክንከብር’ ኢና’ኮ መስዋእቲ ከፊልና፤

ብሕጊ እንዳባ ዝነባበር ጭዋ ህዝብና፤

ምተወሶኾ’ንበር ንሕናዶ ስርዓት ምሳኣና?

ክነዕርፍ’ ኢና’ኮ ዝኹሉ ጎይና፤

ክንከብር’ ኢና’ኮ መስዋእቲ ከፊልና፤

ብሕጊ እንዳባ ዝነባበር ጭዋ ህዝብና፤

ምተወሶኾ’ንበር ንሕናዶ ስርዓት ምሳኣና?

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT