Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነባራት ተጋደልቲ ስርዓት ህግደፍ መብጽዓ ከምዝጠለመ ገሊጾም።

wd-asenaኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ሃገራዊ ግቡኦም ብምፍጻም ናጽነት ኣብ ምርግጋጽ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበሩ ነባራት ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ተጋዳላይን ህዝብን ኤርትራ ግዝኣተ ሕግን ፍትሕን ዝሰፈና ዲሞክራስያዊት ሃገር ንምህናጽ ዝነበሮም  መብጽዓ ብምጥላም ብዓመጽን ክቱር ስስዐ ስልጣንን ዝልለ ወልቀምልካዊ ስርዓት ክምዝተኸለ ገሊጾም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT