Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ውድቀት ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝጽውዕ ሰልፊታት ተኻይዱ።

usaDemoኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ዋሽንግተን ዲሲን ሳንፍራንሲስኮን ከምኡ ውን ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ፡ ንመበል 20 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣርዑት መግዛኣቲ ጽዒኑዎ ዘሎ  ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብኢደ ወነኑ ተቖጻጺሩዎ ዘሎ ፖለቲካዊ ስልጣን ለቂቑ ከወርድ ዝጠልብ ብኣወዳድባኡን ተሳተፍነቱን ዝተፈልየ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT