Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብኸበሮ ኣብያስ ብሕንብጢጥ! – ብ.ኣበባ ኣብርሃ – ቶሮንቶ

ስርዓት ህግደፍ ዓትዒቱ ካብ ዝሕዘና፡ ብጭቆናን ብራዕዲን ካብ ዝሳቕየናን፣ ዓመታት ኣቕጺሩ’ዩ። እቲ ብትሪ ምልከ ጭቆናኡ ዝልለ ስርዓት ናይ ሰሜን ኮረያ ኢዩ ተባሂሉ ብናይዚ እዋንዚ ተኸታተልቲ ታሪኽ ይንገር፡ ግንከ ጉጅለ ኢሰያስን መዛምርቱን ነዚ ብጭቆንኡ ዝተለለየ ስርዓት ሰሜን ኮረያ፣ ብዓመጽ ተወዳዲሩ ብልጫ ወሲዱ ክትብል ትደፍር።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT