Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተመክሮይ ምስ ውፉያት መጋበርያ ህግደፍ ኣብ ማሕበር ዋይት ጅዳ!! – ካልኣይ ክፋል

ኣብ ሱዑዲ ዓረብያ ሰፊሕ ኣኼባታት ክትገብር ብመንግስቲ ፍቑድ ዘይምዃኑ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። ኣብቲ ብተመሳሳሊ ብነጻ ክትዛረበሉ ዘይፍቐዶ ኤርትራዊ መሰላትን ሓርነትን ዘይኽበረሉ ቀጽሪ ህግደፍ ልዕሊ 600 ኣባል ማሕበር ዝተኣኸበሉ መድረኽ፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ሓለፍቲ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈትን ውፉያት መጋበርያ ህግደፍ ኣባላት ማሕበረ-ኮምን ብሓደ ጸግዒ ኮፍ ኢሎም ነበሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT