Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፕረዚደንት ቻቨዝ ኣብ ኩባ እናተሓከመ ሃገሩ ክመርሕ ምዃኑ ይንገር

chavezጥረ ካንሰር ካብ ኣካላቱ ከምዝተወገደሉ ብሃንደበት ዝገለጸ ፐርዚደንት ቬንወዝዌላ ሁጎ ቻቬዝ፡ ኣብ ኩባ ዝግበረሉ ዘሎ ሕክምናዊ ክንክን ዋላ 6 ወርሒ እንተወሰደ ነታ ሃገር ብማዕዶ ክመርሓ ሕጊ ከምዘፍቅደሉ ምክትል ፕረዚደንት ናይታ ሃገር ከምዝገለጸ ነው ዮርክ ታይምስ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT