Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ብመንገዲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኢምባሲኡ ክልተ ካብ ሚኣቲ ከኽፍል ጀሚሩ

ukembassyስርዓት ህግደፍ፡ ንእንግሊዛያውያን ዜጋታት ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምሓዙ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተዋህቦ መጠንቀቕታ ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ደው ኣቢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ነቲ ሕጋውነት ከምዘይብሉ ዝንገረሉ ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምዝምዞ ክፍሊት ገንዘብ፡ ብመንገዲ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ኢምባሲኡ እንደገና ከምዝጀመሮ ምንጭታት ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT