Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ጸኒዑ ዘሎ እገዳ ክኸርር ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ገሊጹ።

ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ጸኒዑ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ እገዳ ክኸርር ምእንቲ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ኪዳን ኣቶ በሽር ይስሓቕ ገሊጹ።

ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ጸኒዑ ዝጸንሐ ኣህጉራዊ እገዳ ክኸርር ምእንቲ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ኪዳን ኣቶ በሽር ይስሓቕ ገሊጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT