Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ጆኒ ካርሰን ‘መንግስቲ ኤርትራ’ ንኩነታት መግቢ ብዝምልከት ንኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሓበሬታ ክህብ ኣተሓሳሲቡ።

ኣብ ስቴት ዲፓርትመንት ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ሚስተር ጆኒ ካርሰን፡ ነቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተጋሂዱ ዘሎ ሕሱም ደርቂ ኣልዒሉ ናይ መንግስቲ ኣመሪካ ጻዕሪ ንምግላጽ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡መንግስቲኤርትራ’ ንኩነታት መግቢ ብዝምልከት ንኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ሓበሬታ ክህብ ኣጥቢቑ ኣተሓሳሲቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT