Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራዊት ስድራ ኣብ በልጅም ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ካብ መዓስከር ስደተኛታት ቱኒዝያ ትጓዓዝ

ቱኒዝያ፡ ሓምለ 20 (UNHCR) ፊልሞን ኣብ ኤርትራ እዩ ተወሊዱ። ካብ ሃገሩ ክርሕቕ ብሂጉዎን ሓሊሙዎን ከምዘይፈልጥ፡ ልቡ ኣብ ኤርትራ ከምዘላ ይዛረብ። እንተኾነ፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንሱን ስድራቤቱን፡ ኣብ ነፋሪት ተሳፊሮም ሓድሽ ህይወት ንምጅማር፡ ካብ ኤርትራ ናብ በልጅም ብምምራሕ፡ መሊሶም 5 ሽሕ ኪሎሜትር ርሒቖም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT