Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት መንግስቲ ሱዳን ኤርትራውያን ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ብምስጓጉ ኮኒኑ።

ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ሎሚ 26 ሓምለ ኣብ ዘውጻኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ሱዳን ንኣህጉራውን ናይ ሱዳንን ሕግታት ብምጥሓስ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ብምስጓጉ ብትሪ ኮኒኑ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT