ንዮ፡ ኣንዴነታ? ወዮ ናታስ ንሓማታ! – መልሲ ንድር ዮሃንስ ዘርአማርያም

ነጻነት ገዱፍካ ፈታው ኣውቶኖሚ፡

ሓርነት ክትኮልፍ ዯጊም መጺእካኒ።

ኣበይከ ወራሕካ ዯሓን ኣይትቐኒ፡

ዋዕላ ዝጠለምካ ውደቕ ወኒ።

ነጻነት ገዱፍካ ፈታው ኣውቶኖሚ፡

ሓርነት ክትኮልፍ ዯጊም መጺእካኒ።

ኣበይከ ወራሕካ ዯሓን ኣይትቐኒ፡

ዋዕላ ዝጠለምካ ውደቕ ወኒ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT