Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ስካንዲናቭያ ዝመጹ ኤሪትራውያን ሎሚ ዕለት 4 november  2011 ዕዉት  ሰላማዊ ሰልፊ  ኣንጻር  መንግስቲ ኢሰያስን ደገፍቱን አካይዶም:: ከምዚ ዓይነት  ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ምዕራብ ሽወደን አንጻር መንግስቲ ኢሰያስ ክግበር ናይ መጀመርያ እካ እንተዘይኮነ:   ብዓይነቱ: ብዕብየቱን ብትሕዝትኡን  ግና ፍሉይን ታሪኻውን እዩ ኔሩ:: እዚ ዝተወደብ  ሰላማዊ ሰልፊ  ንሰዓብቲ  ህግደፍ

READ MORE

እዚ ጻውዒት’ዚ ብድምጺ ኣሰና ‘ኳ ይመጽኣኩም እንተሎ፡ ናይቶም ኣብ ምድረበዳታት ሲናይ ጅሆ በደዊን ኮይኖም ታሪኽ ሓዱሽ መዝገብ ሕስረት ዝምዝግበሎም ዘሎ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኤርትራውያን ግዳያት እዩ። ንሕና ንመልእኽቶም ብኣውያት ኢና ተቐቢልናዮ፡ ኣውያቶም መሪሩ ስኽሕክሕ ኢሉኩም ብዙሓት ምስማዕ ከምዘቋረጽኩም ስለዝተገንዘብና ድማ ነቲ ኣውያት ናብ ዘረባ ቐይርና፡

READ MORE

ብመጀመሪያ ነዚ ኣዝዩ ንእሽቶ ጽሑፋዊ ኣበርክቶይ ግዜኦም ወፍዮም ዘንብብዎ ተኸታተልቲ ከመስግኖም እደሊ፡፡ ምንባብ ጥራይ ዘይኮነ ንዝረኣዮም ጉድለታት ብኹፉት ልቢ ንኽእርሞ ዘዘኻኽሩኒ፡ምኽሮም ዝልጉሱለይ፡ዘተባብዑኒ ብምዃኖም ደጊመ ብልቢ የመስግኖም፡፡ኣብ ዝሓለፈ ካልአይ ክፋል ጹሑፈይ ነቲ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣንጻር ቶታሊተርያን ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝተገብረ ዓቢ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ብዓቕመይ

READ MORE

ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ሓደ ምስጢራዊ ትሕቲ መሬት ብበደዊን ንሰለስተ ወርሒ መመላእታ ከም ጅሆ ተታሒዞም ዝሳቐዩን ክፍሊ ኣካላቱም ዝጎድል ዘሎን 42 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ኣፍደገ ጥፍኣት ከምዘለዉ፡ ሓንቲ ካብቶም ግዳያት ዝኾነት ኤርትራዊት መንእሰይ ምስናይ ክቱት ጭንቅትን ምርባጽን ሓቢራ። ንሳ ኣብ ሓበሬታኣ፡ እቶም ሰብ ሰብ ኮይኑ ዘይስምዖም

READ MORE

ውልቀ ዓንዳሪ ኢሳያስ ንሃገርናን ህዝባን ኣብ ድኽነትን ስደትን ሸሚሙ፡ ንሱን መሻርኽቱን ጥራይ ዘስተማቕርዋ ሃገር ብምውናን ኣብ ዘካይዶ ህይወት፡ ኣብዚ ስሱዕ ህይወትዚ ዝሳተፉ፡ ብጀካ እተን ብወግዒ ኣብ ሃገርና ዝተመዝገባ ንልዕሊ 70 ዝኾና ናይ ህ.ግ.ድ.ፍ. ትካላትን፡ ክሳብ 20 ዝበጽሓ ናይ ቻይና ኩባንያታትን ፡ ካልእ ብጉልባብ ውልቃዊ ትካላት

READ MORE

እዝኒ መሰታ ቐዳሞት ኣብ ዕዳጋ ንኣብ ስደትን ወሽጢ ሃገርን ንዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ጆባእ ገጸ በረኸት ያታ ኣስታት 270 ገጽ ዝሓዘት መጽሓፍ እዝኒ መሰታ ቀዳሞት ንዓመታት ከቢድ ጻዕሪ ዘካየድኩላ መጽሓፍ ኮይና ኣስታት 300 ማሰን መልቀስን ናይ ልዕሊ 50 ማሰኛታትን መላቐስትን ፍርያት ዝሓዘት ኢያ። ብጀካ’ዚ ኣብ ነፍሲ

READ MORE

ሰመረ ዓርከይ፡ ብዛዕባ ሊቢያስባ ቅንጣብ  ነገር ኣይተዛረብካንን። ብዛዕባ ኣመሪካን ተግባራታን ክገዓር እናተዋዕለ ስደተኛታት መንእሰያትና ድኣ ከይቅየሙልና’ምበር፡ ቃዛፊ ዝኣክል ኣቦ ኣፍሪቃን ፈታው ኤርትራን ብግህዶ ክዕመጽ እናተራእየ ድምጽኻ ምህጣሙ እንታይ ንበሎ? ጻልጣ ጥልመት ድዩ ዋላስ ኣብቲ ጉዳይ ኢድ ኣጽኒሕና ኮይንና? ክልቲኡ እንተዘይኮይኑኽ መልኣከ-ሞት ዶኽን ተቐልቂሉ? መልኣከሞት ግናይ

READ MORE

እዚ፡ ‘እዚ ‘ውን ክሓልፍ’ዩ’ ዝብል ጥቕሲ፡ ኣብ ሓደ ብግድስቲ ግብጻዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ብዓረብ ዝተዳለወ ቪድዮ ዶኩመንታሪ፡ ቁጽሮምን ሃለዋቶምን  ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ግዳያት ጭውያ በደዊን ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ኣፍ ሞት ኮይኖም ኣብ ክንዳኦም ክዛረብ ኣብ ኣኻውሕ ዝገደፉዎ፡ ብደም ዝተጻሕፈ ናይ ቅብጸት ቃላት እዩ።  እቲ ካብ

READ MORE