Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ካብ NRW ኣብ Köln   ● ጻውዒት ንህዝባዊ ኣኼባ ብጉዳይ ውጽኢት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፤   „መን ይንገር..? ዝዋዓለ። መን የርድእ..? ዝቐበረ።“ ከምዝብልዎ ስድራና፡ እንሆ እቶም ነዚ፡ ካብ ዕለት 21. – 30. 11. 2011 ኣብ ሃገር ኢትዮጵያ ከተማ ኣዋሳ፡ ዝተሰላሰለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ

READ MORE

“ዱላ ግርም መድሃኒት ኢያ! ደርግ ብዱላ ምስ ተደሰቐ ኢዩ እሺ ሐራይ ኢሉ ኣብ ኣትላንታ ዝተባህለት ከተማ ብሰላም ንክዘራረብ ተቐሲቡ። ሕጂ’ውን ክሳብ መንግስቱ ሃይለማርያም ስዩም ዝብልን ናጽነት ኤርትራ ጋህዲ ዝኸውንን ብዱላ ክዝበጥ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። እቲ ምንታይ ሰላም ንደርግ መዘናግዒ ገበጣ’ምበር መሰረታዊ ፍታሕ ንምምጻእ ዝጀመሮ ጉዳይ

READ MORE

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ነቲ ካብ ሕዳር 21-30 ኣብ ኣዋሳ(ኢትዮጲያ) ዝተኻየደ ዕውት ሃገራዊ ጉባኤ ከመይ ይመስል ከም ዝነበረ ንምብራህ ንዕለት 1/21/2012 ሰዓት 1፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ 7978-B New Hampshire Ave, Hyattsville MD 20783 ሰፊሕ ሰሚናር መዲቦም ስለዘለዉ ነዚ እዋናዊ ኩነታት ሃገር

READ MORE

‘እዋእ!’ ዶ ክብለኪ ‘ኢዋእ!’ ንገርኒ ‘ባ እንታይ ከምዘዋጽእ? ክቐረብ ድየ ክርሕቕ ክረግም ድየ ክምርቕ ክጭክን ድየ ክድንግጽ ክዝልል ድየ ክረግጽ ጠፊኡኒ ‘ኳ እንታይ ከምዝመርጽ ኣቕቢጽኪ ከለኺ ስኢነኪ ምቕባጽ! ርኤኺ ‘ሞ ድንግርግረይ ሩሕ ከምዘለኪ ንዓኺ ምሕታተይ፡ ዛሕልኺ ካብ በረድ ቆሪሩ ዕረኺ ካብ ዕረ ዓርዒሩ ደንዚዝኪ ብዝንታ ኣእምሮ ሜትኪ ክንስኺ ድሮ ምቕባጽ ስኢነኪ ፈንጢሰ መኻሮ ናይታ ዝፈልጠኪ እንከለኺ ዋዕሮ ምግናዝኪ ገዲፈ ብኽልተ ሜትሮ እድስቖ

READ MORE

January 16, 2012 Antonio Guterres The United Nations High Commissioner for Refugees Genève, Switzerland Your Excellency, The International Commission on Eritrean Refugees would like to express its gratitude of your Excellency’s visit to the Shagarab refugee camp, the largest in the Sudan and perhaps the first to be established by the

READ MORE

Press Release, Addis Ababa, Ethiopia, January 16, 2010. The new Eritrean National Council for Democratic Change is outraged by the inhumanity of the government of Eritrea toward suffering Eritrean refugees fleeing repression and torture at home. The Executive Office denounces the brutalization and killings of Eritrean

READ MORE

ኣይኮነን ወዲ ሰብ በሊሕ መስተውዓሊ እንስሳታት’ኳ ብዓል ኣድገ በቕሊ ኣብ ክንዲ ብበትሪ ገኒሕካ ብሓይሊ ገራሒ ዘድልዮም ብጥበብ ብዓቕሊ!   መጽዓኛውን’ኮ ሰኸም እንተ ኣብዚሑ ስድሪ ኣይስጉምን’ዩ ንስላዕ ፈሪሑ ጸላእቱ’ዩ ዘውድቕ በእጋሩ ረጊሑ እንታይ ደኣ ንስኻ ሓሞትካ *ገቢሑ     *ሰኪሑ፡ ፈጊዱ፡ ጃጂዩ ጎበዝዶ እኸይድ’ዩ ወትሩ ተገኒሑ ይሓልፍ እምበሪ *ሃጋይን ኣውጊሑ!     *ደልሃመት፡ ጸበባ፡ ወጥሪ   ኣይኮነን ወዲ ሰብ ዝሓስብ ዚዝቲ ወዲ ላም

READ MORE

ኣብ ኢትዮጵያ እንርከብ  ኤርትራውያን ስደትኛታት መንእሰያት ካብ ዕለት 9/01/2012 ክሳብ ዕለት 12/01/2012  ካብ ኩለን መዓስከር ስደተኛታትን  ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኢትዮጵያ እንነብር ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ  ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ክንዝቲ ተኣኻኺብና። ብዛዕባ ህልው  ኩነታት ኤርትራን  ህዝባን  መነባብሮን ኩነታት መንእሰያትን ባህልን ካልእ ኣገደስቲ ኣርእስትታትን  ተዘራሪብናን ዘቲናን።

READ MORE

ብያንሲ ዑመር ኣብቲ "ሕጋውነት መንግስቲ ኤርትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝቐረበ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ኣንቀጽ'ዚ፡ መንግስቲ ኤርትራ ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብምትንታን ዳህሲስናዮ። ብመሰረት'ቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ኣንቀጽ'ዚ ዝቐረበ ትንተና ኸኣ፡ መንግስቲ ኤርትራ ብኹሉ መለክዕታት ሕጋውነት፡ ሕጋዊ መንግስቲ ከም ዘይኰነ ኣረጋጊጽና። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል

READ MORE

ክቡራት በጻሕቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ “ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ ኣብ ናቕፋ ንሓደ ሰሙን ዘካየዶ ‘ዋዕላ መንእሰያት’ ከምዘይሰለጦ ተፈሊጡ።”ብምባል ኣብ ዘቕረብናዮ ዜና፡ እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ ብሰፊሑ ዘብርህ ትሕዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ምዃና ሓቢርናኩም ኔርና። እንሆ ድማ፡

READ MORE

ብሃንደበታዊ ሞት ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ዝነብር ዝነበረ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ ዝተሰመዓና መርር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ጨንፈር ጀዳ ሮመዳን ደረንካ ኣሰና ‘ውን ተኻፋሊት ሓዘን ስድራቤት ነፍሲሄር መንእሰይ ናስር መሓመድ ምዃና እናገለጸት ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

READ MORE

ረድኢ ቦኽረጼን ከምኡ ‘ውን የውሃንስ ገብረሚካኤል ዝተባህሉ ክልተ ደገፍቲ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ምስ ካልኦትደቂ-መዛምርቶም ተሓባቢሮም፡ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ሂዩስተን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ነጻ ጋዜጠኛ ቴድሮስ መንግስቱ ብዝወዓሉዎ ማህረምቲ ብቤትፍርዲ ቴክሳስ ገበነኛታት ኮይኖም ከምዝተረኽቡ ካብቲ ግዳይ ዓመጽ ልኡኻት ህግደፍ ዝኾነ ጋዜጠኛ ቴድሮስ

READ MORE

ኩነታት ስደተኛታት ኤርትራ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንገደደ ይኸይድ ምህላዉ ካብ ዉሑዳት ሰባት ጥራይ ዝተሰወረ ኢዩ እንተበልና ኣየጋነናን። መጀመርያ ንስደት ዘምርሕ ዘሎ መንእሰይ ካብ ዝብኢ ዓደይ ዝብኢ እንዳማተይ ይብልዓኒ ዝብል ዘሎ ይመስል። እዚ ተገላቢጦሽ ብሂል  ናይ ቅብጸት መንፈስ ዘመልክት ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ዘርኢ ዝተወርሰ ነፍሲ

READ MORE

ናብኩሉኤርትራዊ። “ካብወገንንሻራንአልግስ፡ንቅድሚትገስግስ”፡፡ (ብላታ ገብረእግዚኣብሐር ገብረሚካኤል 1950’s)   ኤርትራውያን ብህይወቶም ከለዉ፡ ከም እንስሳ፡ ብግብጻውያን አብ መሬት ግብጺ (ሲናይ) ተጠቢሖም፡ ክፍሊ ኣካላቶም፡ ዓይኖም፡ ልቦም፡ ኩሊቶም፡ እዝኖም ወ. ዘ. ተ. ንግብጻውያንን ንካልኦት ዜጋታትን ይሽየጥ ከም ዘሎ ህዝቢ ዓለም ዝርእዮን ዝዛረበሉን ዘሎ ሐቂ እዩ፡፡ ንሕና ኤርትራውያን ደቅናን፡ የሕዋትናን፡ አሓትናን፡ አቦታትናን፡ አዴታትናን፡ ይሕረዱን

READ MORE

ኣብ ቴልኣቪቭ ዝርከባ፡ ቅድሚ ቁሩብ እዋናት ስርዓት ህግደፍ ዝለኣኾም ደረፍቲ ዘአንገዳ፡ ቤትመግብን መስተን ቻምፕዮን፡ ከምኡ ‘ውን ቤትመግብን መስተን ጥሪሞ፡ ንብረተን ብኽልተ ናይ ጽዕነት መገዓዓዚ መካይን ፖሊስ እስራኤል ከምእተወስደ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ቤትመግብን መስተን ቻምፕዮን፡ ንድምጻዊ ዳዊት ሽለን ኣብ ዘአንገደትሉ ኣጋጣሚ፡ ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ እስራኤል፡ ተስፋማርያም

READ MORE