Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 13 ክፋል ወኪላት ዜና ዞባታትን ናይ ስራሕ ብድሆታቶምን ኣብ ዞባታት ሃገርና ኩለን ሚኒስትሪታት ብደረጃ ጨናፍር ክዉከላ እንከለዋ ሚኒስትሪ ዜና ግን ብደረጃ ሓደ ንኡስ ኣሃዱ እዩ ዝውከል። ኣብያተ ጽሕፈት ናይተን ኣሃዱታት ኣብ ዋና ከተማታት ናይተን ዞባታት ዝቐዉም ኮይኑ ከከም ብዝሒ

READ MORE

ኣብ'ቲ ብዕለት 30 መጋቢት 2013 ቅ.ቀ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ዝተኸፍተ ሰሚናር፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ኩለን ውድባትን ሲቪክ ማሕበራት ዝተዓደሙ ኣጋይሽ ተረኺቦሞ ኔሮም። ኣብ መኽፈቲ'ቲ ሰሚናር ቃል ዝሃበ ኣቶ ዮውሃንስ ኣስመላሽ፡ " ንተሳተፍቲ ሰሚናር እንቋዕ ድሓን መጻእኹም ድሕሪ ምባል፡ እዚ ሎሚ ንኸፍቶ ዘለና ሰሚናር ንሕና ከም ኣባላት

READ MORE

ብዕለት 05/04/13 ብሓላፊ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብጻይ ፍጻሓጼን ገብረ ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ ።ትሕዝቶ ናይ ቲ ሰሚናር ሓፈሻዊ መደብ ዕዮ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ናይ ህልውን መጻእን ሰፊሕ መግለጺ ሂቡ።ኣብ መደብ ዕዮ ውድብ ተመርኩሱ ኣብ መጻኢት ሃገረ ኤርትራ ዝምልከት ምሕደራ፣ ኣድላይነት

READ MORE

  ኩሎም መሪሕነትን መሰረታትን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብመስዋእቲ እቲ ፍርቂ ዕድሚኡ ብቀዳምነት ሃገራዊ ነጻነት ንምርግጋጽ፡ ድሒሩ’ውን ህዝብና ካብቲ ሕሱም መግዛእቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፉ ብሰላምን ራህዋን ክነብር ልዕልነት ሕግን ፍትሕን ዝሰፈና ብልጽግትን ደሞክራስያዊትን ኤርትራ ንምውሓስ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቱ ከይተሓለለ ዝተቓለሰ ዶክቶር በየነ ኪዳነ ዝተሰመዖም መሪር

READ MORE

By Fetsum Abraham//4/5/2013 From the diary  “The day was Friday February nineteen in 1936 when the infamous General Rodolfo Graziani Governor of Italian East Africa decided to celebrate the birth of the Prince of Naples in Addis Abeba at the ‘Genete Leul palace’ [during the brief Italian

READ MORE

                                      ሳልሳይ ክፋል                    ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ጽሑፈይ ብሓንቲ ዋዛ ትመስል ሓሳብ እየ ክጅምሮ፡፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሓደ ካብ ቀረባ ፈለጥየይ ዝኾነ ገዲም ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ዝነበረ ዘዕለለኒ ኢያ፡፡ ኣብ መጀመርያ ዓመታት

READ MORE

ህዝባዊ ማዕበል በይ-ኤርያ ንሰላማዊ ሰልፊ ዋ.ዲሲ ይዳሎ ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም፡ ጎስጓስ ሽማግለ ንሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ፡ ግንባር ድሕነት፡ ሳግም፡ ኣባላት ባይቶ፡ ኩሉ ኣብ ቃልሲ ተጸሚዱ ዘሎ ዜጋ ተረኺቡ። እቲ ቴማ ኣኼባ፡ በዚ ኣብ ሃገር ስደት ዝግበር ዘሎ

READ MORE

ሻሙናይ ክፋል፥ “ጸገም የለን ዝወደይ፡ ኣደይ ደኣ በለኒ። ካብ ሓወይ ክብል ወደይ ክብል’ዩ ዝቐለኒ። እንተ’ቲ ‘ምሕናቕ መንግስቲ’ ትብሎ ዘለኻ ግን፡ ንሕና እዚ ክንገብር ዓቕሚ እንተ ዝህልወና ነሩስ ክሳዕ ሎሚውን ገመድ ኣብ ክሳድና ኣንጠልጢልና ዓገግ ኣይምበልናን ነርና ዝወደይ! ቀደም ንሽግርና ኣንሂናዮ (ኣርሂናዮ) ምሃለና ነርና! እ? ሎሚ ሓሸአን

READ MORE

መራሒ ህግሓኤ፡ ካብ ጥንቲ ካብ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ንሕጋዊ ኣሰራርሓ ምስ ተኣፈፎ እዩ። ድሕሪ ናጽነት’ውን ነቲ ተሳታፍነት ህዝቢ ነይሩዎ ተባሂሉ ብዙሕ ከበሮ ዝተደሰቐሉ ቅዋም ናብ ጐሓፍ ዝደርበዮ፡ ብዝሓለፈ ገበናተይ ክሕተት እኽእልየ ዝብል ራዕዲ ስለ ዝተዋሕጠ ከም ዝኾነ ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ። ብዝኾነ፡ እዚ ደም ንጹሃት ዜጋታት

READ MORE

መስረት እዚ ቻርተር እዚ ካብ ክውንነት ሃገርናን ተሞክሮ ቃልስና ትማልን ሎሚን ኢዩ። ካብ መጻሕፍትን ናይ ካልኦት ፕሮግራማት ዝተቀድሔ ኣይኮነን። የግዳስ ንኹሉ ዝሓለፍናዮ ተሞክሮ መርሚሩ፡ ንህጹጽነት ኩነትታና ኣብ ግምት የእትዩ፡ ዝተሃንጸ ኢዩ። እዚ ቻርተር’ዚ ፈጹምን ዕጹምን ኸኣ ኣይኮነን። ንሓድሽ ሓሳባትን ተሞክሮታትን ክፉት ኢዩ። ካብ ግብራውን ካብ

READ MORE

ዓሊ ዓብዱ ካብ መን’ዩ ዝሕባእ ዘሎ ??? ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ዓሊ ዓብዱ በቲ ንሱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ኣጸዋዉዓ ካብ “ዝኸድዕ”, በቲ ሚዛናዎ ኣጠማምታ ዘለዎ ሰብ ክኣ ኢዱ ካብ ደም ካብ ዝስሕብ,  ኣዋርሕ ቆጺሩሉ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ምሕባእን ካብ መራኸቢ ቡዙሃን ኣብ ምኽዋልን መሪጹሉ

READ MORE

ናእሽቱ ደበና ኣብ ላዕሊ ከቢበን እንተ ዝሰምዓና እቲ ንዛረበን ጽሙእ ምረወየ ካብ ዓሚ ሎሚ ዘመን ኣትን ደመና ንዕነ ተኣከባ ዓዲ ከይተውዕላ ‘ዛራይት ሩባ ብጠመታክን ዓይኒ ኣይተረብርባ ናይ ካልኦት ዓለም ዘረር እናበላ እዘን ናታና ግን ላዕሊ ዝስቀላ ጸሓይ ድያ ንፋስ ትምንቀየን ዘላ ቕናት ደመናክን ኣበይ’ያ ጠፊኣ ነዊሕ’ኮ ጌራ እንካብ ዘይንሪኣ ቦታ’ዶ ቀይራ ግብርክን ጸሊኣ ንሳ እያ ኔራ ምሳክን

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ሰላም ከመይ ቀኒኹም፡ እዛ ትማሊ ነዚ ህዝብን ሃገርን ለኪሙ ንኺጠፍእ ብህልኽ ዚሰርሕ ዘሎ ጉጅለ ሸፋቱ ብምርሕራሕ፡ ህዝብን ሃገርን ከተድሕን ብምውሳን፡ ኣብ ሱዕዲ ዓረብያ ዝተረፈት ጅግና ፓይለት ራህዋ ገብረክሩስቶስ እትምጉስ ናዕታ’የ ዝሰደልኩም ዘለኹ’ሞ ኣብነት ብዙሓት፡ ብፍላይ ድማ ነተን ኣብ ጽንብላት ህግደፍ ክዳን ኣጻዕድየን ወዛሕዛሕ

READ MORE

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣል በሽር ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፍትሑ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ባይቶ ገሊጹ። ንሱ ብተወሳኺ ፡መንግስቲ ንሃገራዊ ዘተ ውፉይ ከምዝኾነ ሓቢሩ።ፕረዚደንት ኣልበሽር ሱዳን ሃዋህው ንናጽነትን ምኽባርን ናጽነት ሓሳብ ምግላጽን ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ኣውሒሳ ኣላ ኢሉ።መንግስቲ ንዝኾነ ብዘይምግላል ምስ ኩሎም ፖለቲካውን ማሕበራውን ሓይልታት ርክባት ከምዝቕጽል ፕረዚደንት

READ MORE

ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ

READ MORE

  ህግደፍ ሸቃጥ ኩሊት ብደቅ ሰብ ኣይትጻወት ተስፋማርያም ወ/ጎዮርጊስ 29/03/ 2013 Norway ረኻቢት መከራ ተካሊት ኣደ ውሉዳ ብህግደፍ ምስ ሰንበደ ናተይ ብዝበሎም ምስተዋረደ ኣብ ዘይፈጽጦ ዓዲ ሃጺሉ ኸደ ሽግሩ ከቃልል ኢሉ ዝተሰደደ መልኣከ ሞት ተቐቦሎ ዝገደደ ህግደፍ ዝወለዶ ሲናይ ዝዓረደ ኣድብዩ ተጸብዩ ብሴፍ ብጉራደ ናረአ እና ሰምዐ ብደዉ ተሓርደ   ወዳ ኣፋንያ ብልባ ዘይቀሰነት እንታይ ይካየድ ዘይፈለጥት ንኣምላኻ እናለመነት ብጸሎት ወዳ ክነብር ብሰላም

READ MORE

ፎርቶ! ብዓልቲ ጸጸራት 04/01/2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ፎርቶ ዓባይ ብዓልቲ ጸጸራት ትንቢት ዓወት መቓልሕ ብስራት ተስፋ ናይ መንእሰይ ወራስ ዓራት   ምስ ብጾተይ ቀደም ኣሲርክኒ ኣብ ሳልስቲ ዘይትጠቅም ባኒ ታሪኽ ተመሃራይ ትዝ ኢሉኒ   ዓውዲ ዝጸቐጥኪ ብዓንተቦ ከይንጠልም ክንኣስረልኪ ሽቦ ኣንጻር ጸላእትና ሳምቦ-ሳምቦ   ደቂ ፖሊተክኒክ ኣቱም ሸዊት ተመሃሮ ናይ ሽዑ ሰራዊት ባህር-ዳር ትመስክር ኢትዮጲያዊት   ንሰለሙን ዘብ-ዘብ ከነብሎ ምኒስተር ጃንሆይ ዕንኪላሎ ሓወብኡ ነዚ ሕጂ

READ MORE