Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዛዕባ ሜላታት ሰደት እቲ ኣግኣዚናን ሓላዪናን ዓቢዪ ሓው ኢሳያስ ኣፈጨርቂ በቶም ኣብ ፈቐዶ ምድረ በዳን ባሕርን ዝጠፍኡ ዘሎዉ መንእሰያት ተስቈርቍሩ ‘ሜላታት ዕዉት ስደት’ ዝሰየሞ መጽሓፈ መምርሒ ጉዕዞ ስደት ደሪሱ ኣሎ። እቲ መጽሓፍ ቅድሚ ምዝርግሑ ከንብቦ ዕድል ስለዝረኸብኩ ነቶም ክትስደዱ ትሓስቡን ኣብ ጉዕዞ ስደት እትርከቡን መንእሰያት ሃገረይ

READ MORE

ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡- ባሕቲ መስከረም 1961  ህዝብታት ኤርትራ ብባዕዳውያን ገዛእቲ ዝወርዶም ዝነበረ ኩለ-መዳያዊ ግፍዕታት፡ግህሰታት ሃገራዊ ነጻነት፡ ሓርነታዊ ልዕላውነት፣ ባህላዊ ጽቕጠት፣ ምዝመዛ፣ ስእነት ፍትሕን  ርትዕን  ንሓንሳብን ንሓዋሩን ንምውጋድ ክብሉ፡  ብሰላማዊ ኣገባብ ሓቲቶምን ተቓሊሶምን ኣወንታዊ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ሓይልታቱን ነቲ ብመሪሕነት ጅግና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ብተጋድሎ ሓርነት ኤርተራ ኣብ ጐቦ ኣዳል፡ ብሓደ መስከረም 1961ዝተጀመረ ብረታዊ ተጋድሎ ብምዝካር ከብዕል ይርከብ። ስዉእ ዓዋተን ብጸቱን፡ ጽንኩር ኵነታት በዲሆምን ዕንቅፋታት ጠሓሒሶም ነታ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጸውዐት ናይ መጀመርታ ጥይት ተኰሱ። እቲ ብከም’ዚ ዝጀመረ ሰውራ

READ MORE

ሽግር ኤርትራ: ፍታሕ ብኤርትራውያን :: ቀዳማይ ክፋል ሽግር ኤርትራ ( ኣማውቱና 2013 ) ሓደ ሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ማሕበር: ሽግር ናተይ ፍታሕ ናተይ ክብል እንከሎ:: ኣገናዕ ክትብሎ ጥራሕ'ዩ ዘለካ:: እዚ ኣብ ጉዳይ ፓለቲካን መሰልን ጥራይ ዘይኮነ: ኣብ ዝኾነ ካልእ ማሕበራዊ ሽግራት'ውን: እቲ ጸገም ኣለኒ ዝብል: ጸገሙ ክፈትሕ ምሉእ

READ MORE

ጎረቤተይ ናይ ክልተ ሰሙን መገሻ ስለ ዝነበራ ክትዛረበሉ ዘሕፍር ሓደራ ኣሰኪማትኒ ከደት። ንሳ ዝበለቶ፡- ክብርትን ፍቅርትን ጎሬቤተይ፡ እዛ ዘሰክመኪ ዘሎኩ ሓደራ ብድሕረይ ንክትፍጽምለይ ቃል እተውለይ ፣  ሕድርኪ ሕድሪ ጎሮረኪ። ኣነን ንሶምን ተረዳዲእና ኢና። ተቃላጢፈ ጸገም የሎን በልክዋ። ጸኒሔ ዝኣተክዎ ሓደራ ከየዕብር ኩለን እተን ዝበለትኒ ኣብ ምፍጻም

READ MORE

ሰራዊት ሕድሪ ካብጀመሩ ፡ ስቓይ ህዝብና ከብቅዕ ፡ህግደፍ ክሓጽር ዕምሩ፡ ወዮ ሜዳስ እነሆለ በሉ፡ ሰብ ሓቦ ሰብ ኒሕ ተቓለስቲ ዕሰሉ ዕሰሉ። ብዛዕባ ኩነታት ህዝቢ ኤሪትራ መነባብርኡን ህላወኡን መዓልታዊ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደ ክፉእ፡ የንቆልቍል ከምዘሎ ብተደጋጋሚ ክግለጽ ጸኒሑን ኣሎን። ነቲ ኣብ ጉባኤ ኣዋሳ ካብ ጉባኤኛታት ዝተዋህቦም ለበዋን ውሳኔን

READ MORE