Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

              ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን  ኣብ ኢትዮጵያ ብ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም   ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ዘሰክፍ ድምጺ ካብቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሰሚዐ። ኣዝየ ድማ ሓዚነ። ከም ስደተኛ ጽቡቕን ሕማቕን ጉዕዞ ስደት ስለ ዝረኣኹ ድማ ድምጾም ኣብ ሰራውር ደመይ ክሰርጽ ኣይደንጎየን። እዚ ጽሑፍ’ዚ ድማ

READ MORE

እቲ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ሓንሳብ ናይ ኣፍሪቃውያን ሓንሳብ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃውያን እናበለ ክሓባብኦን ክነነኣእሶን ዝቐነየ ኣብ ልቢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ቁስሊ ፈጢሩ ዘሎ 360 ዜጋታት ዝቐዘፈ ትራጀዲ ላምፐዱዛ እንተላይ ንሰበስልጣን ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ብቐጥታ ተንኪፉዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ ሓደ ካብቶም በዚ

READ MORE

ኣጸያፊን ነውራምን ስነ-ምግባር ውከልቲ ኢሰያስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹንን!! ኣብዚ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ኣጋጢሙሉ ዘሎ ዘግናኒ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከቡ ኣለው። እዚ ህይወት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ዝቐዘፈ ፍጻመ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ንመላእ ዓለም ኣስካሕኪሑ ይርከብ። ከም በዓል ጣልያን ዝበላ ሃገራት

READ MORE

ሞት እናፈራሕና ‘ምበር ሞት ለሚዱና ኤርትራውያን ኣሕዋት፣ ንወስን!! እቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ደንደስ ባሕሪ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ዓለም ዘንቀጥቀጠ፣ ቆልዓ ሰበይትን መንእሰያትን ዝለከመ ጃምላዊ ቅዝፈት ልዕሊ 360 ኤርትራውያን ምውጻእ ኣብዩና፣ መመሊሱ የንብዓና ‘ሎ። ከመይ ዘይንነብዕ! የዒንትና ኣይተጋገየን፣ ካብ ማይ ንብዓት ሓሊፉ ደም ዘንብዕ ምኽንያት ኣለዎ። ጃልባ ኣብ ዝሰጠመትሉ

READ MORE

Migrants, Alfano challenged in Agrigento: "Assassins, stop Bossi-Fini" Interior Minister Angelino Alfano was challenged as he left the dock in San Leone Agrigento where he had attended the ceremony in memory of the victims of the tragedy of Lampedusa. Dozens of citizens have exhibited banners against

READ MORE

ሕጅስ ድማ ኣብ በይ-ኤርያ!! ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኦይ!! ኦይ!! ኦይ!! ክቡራት ኣሕዋት ሰብ ኩኑ። ዓይኒ የብለይ እዝኒ የብለይ ምባል እትረፍኩም። ኣብ በይ-ኤርያ ደፊርኩም ኣድራሽኡን መዓልቱን ረቚሕኩም፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታታና ጓይላን ፍንጠስያን ዳንኬራን ክትተኽሉ ተራእይኩም።ብሓቂ ድዩ? ከመይ ጌርኩም ኢኹም ኒዕቕኩሞ ነዚ ህዝቢ። ኣብ ሰምበል ንሸኾና ፈረስ ዘጥሕል ደም ክፈስስ

READ MORE

ብስርዓት ህግደፍ ናብ ወጻኢ ተላኢኹ ኣብ ኣመሪካ ዑደት ክገብር ዝቐነየ ህቡብ ኤርትራዊ ደራፋይ ዮውሃንስ ትኳቦ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ነቲ ምልካዊ ስርዓት ራሕሪሑዎ ከምዘሎ ኣብ ካብ ኣመሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ወዲ ትኳቦ ሓደ ካብቶም ድሕሪ ናጽነት ዝፈረዮ ህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን እዩ። እዚ ስነጥበባዊ ዮሃንስ ትኳቦ ኣብዚ መላእ ህዝብና

READ MORE

ጻውዒት ንምምስራት ሰፊሕ ሃገራዊ ምትእኽኻብ ንፍትሓዊ ስርዓት  ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ብዓበይቲ መስዋእትታት ደቁ ተቃሊሱ ዝጨበጦ ሃገራዊ ናጽነትን ልእላውነትን ኣብዚ እዋንዚ አብ አዚዩ አስጋእን አጨናቅን ኩነታት ወዲቁ ይርከብ ምህላው ምስጢር አይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ እቶም ድሕሪ ናጽነት ምርግጋጽ ዝተጸበዮም ዓበይቲ ትጽቢታት ብመርሕነት ህግደፍ ማህሚኖም፣ ሃገር

READ MORE

ሓበሬታ ሽማግለ ረድኤት ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ኣብ ላምፓዶሳ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ናይ ልዕሊ 360 ኤርትራውያን መንእሰያት ጃምላዊ ህልቂት ምኽንያት ብምግባር ብ10/13/2013 ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ ኣኼባ ድሕሪ መሪር ሓዘኖም ምግላጽ ብዝቐረበ ኣጀንዳ መሰረት ብዛዕባ ኣድላይነት ሞራላውን ገንዘባውን ሓገዝ ንስድራ-ቤት መወቲ ዘትዩ። ኣኼበኛ ኣብ

READ MORE

ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ጥቅምቲ 11፡ 2013 ክሳብ መዓስ ኢና መርዚ ጥፋኣትና ክንሰቲ?!!! ይኣክል! ይኣክል! ስቓይን ውርደትን ፍጹም ይኣክል ንበል ንሓዋሩ!!!       ኣይ! ኣይ! ኣይ! ሕጂ ኸኣ ማእከላይ ባሕሪ (መዲተራንየን ሲ) ንሕስያ ዘይብሉ ናይ ኣማኢት ህይወት ግብሪ ሓቲታትና! መዕለቢ ዚሰኣኑ ህዝቢ ኴንና ረኺባትና ኢያ’ምበር ንመንዶ ተደጋጋሚ ብማኢታት ካብ

READ MORE

ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) ግዳያት ህልቀት ላምፐዱዛ  እንታይ'ዩ ካሕሳኦም? ብዕለት 03/10/2013፡  359 ኤርትራውያን ኣሕዋትን ኣሓትን፡  ብርክት ዝበሉ ቆልዑን ነብሰ-ጾር ኣደታትን መንእሰያትን ዝርከብዎም፡ ኣብ ገማግም ደሴት ላምፐዱዛ ብዘጋጠሞም ድንገት ምንዳድን ምግልባጥን ናይታ ዝተጓዕዙላ ጀልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ኣብ ሸዊት ዕድመኦም ተቐዚፎም። ብጀካ ውልቀ-ምልካዊ መንግስቲ ህግደፍን ሕልና-ኣልቦ ዕሙታት ደገፍቱን፡

READ MORE

ኣብ’ዚ ቅነ’ዚ ዝተረኽበ ኣስክሕካሒ ጥፍኣት ዜጋታትና፡ ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ደሴታት ኢታሊያ (ኣብ ላምፓዱሳ ዝተባህለት ደሴት) ኣዚዩ ንዓለም ዘሰምበደን ኣቓልቦ ዝሃበን ንመራኸቢ ብዙሃን መዛረቢ ኩይኑ ዘሎን ንማሕበረሰብ ዓለም ግቡኤን ከልዕላን ንምዝኽኻር ዝዓለመ ኮይኑ ብኣዚዩ ስጥመትን ጥርናፈን ዘለዎ ኣጋባብ ተኻይዱ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Ottawa_CandileVigil.pdf"]

READ MORE

ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብጃምላዊ ህልቂት ልዕሊ 350 ዜጋታቱ ብኸቢድ ሓዘን ተሓሚሱ ኸሎ፣ ምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ኢሳይያስ ብሰኑይ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ሰፊሕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም፡፡ እዚ ዕድመን ጾታን ከይፈለየ ንተቐማጦ ከተማ ኣስመራ ዘበሳበሰ እከይ ተግባር፣ ካብቲ ብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሚእትን

READ MORE

መንግስቲ ጥልያን “ህዝባዊ ስነስርዓት ቀብሪ” ግዳያት ላምፐዱዛ ንጽባሕ ሰኑይ 21 ጥቅምቲ፣ ሰዓት 4፣00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣግሪጀንቶ (ሲሲልያ) Agrigento (Sicily) ክግበር ወሲኑ ከምዘሎ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ዓዲ ጥልያን ሓቢሮም። እቲ ግዜ ሓጺር ‘ኳ እንተኾነ፣ ብዝተኻእለ መጠን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብቲ ስነስርዓት ቀብሪ ተረኺቡ ነቶም ንጹሃት ኤርትራውያን ክንዲ’ቶም

READ MORE

ኣነ 'የ ሞይተ! ፣  ንሎሚ ሰብ ኩኑና ኢሎም፣ ናይ ህዝቢ እንታይ ገደሰና- ምስ ህግደፍ ዕብዳን ይሕሸና? ሕሰም ኣይትርከቡ! ጸሎትና ነዕርጎ ነቲ ዝግብኦ፣ ደብሱና! ይኣክል ንምባል፣ ስኒት፣ እንታይ ንግበር!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/10/Condolence_Poems.pdf"]

READ MORE