Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Unknown child was among over 300 asylum-seekers who drowned when their boat caught fire and sank Dozens of coffins buried in vaults in Sicily despite Italian Prime Minister's promise to hold a state funeral for the victims A tiny coffin with a teddy bear fixed poignantly to

READ MORE

Repatriation of 339 Victims to Eritrea May not Take Place: Pro-Democracy Eritreans Call for Increased Public Pressure against PFDJ and Italy FOR IMMEDIATE RELEASE: October 11, 2013 – Pro-democracy Eritreans who have been demanding the repatriation of boat victims to Eritrea fear that the recent statement by

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣአሕዋትና ደገፍቲ ህግደፍ! እዚ መልእኽቲ'ዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ናይ ዝርከብ ህዝብኹም ህዝቢ ኤርትራ መልእኽቲ ኢዩ። እዚ ምሕጽንታ እዚ ኣብታ ዕለት መጽአ እናጸበባ፡ መዓልቲ መጽአ እናዓረባ እትኸይድ ዘላ ሃገርና- ሃገረ ኤርትራ፡ ናይ እንርከብ ዘሎና አሕዋትኩም ምሕጽንታ ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ናይቶም ኣብ በረኻታት ኤርትራ

READ MORE

 ኤርትራውያን ተቐማጦ ሃገረ እስራኤል ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ግዳያት ናይ ባሕሪ ላምፐዱዛ ኢጣልያ ኣኻይዶም። እዚ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብሓባር ዝተዳለወ ብዕለት12/10/2013 ዝተኻየደ ክሳብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሽሕ ዝኸውን ህዝቢ ዝተሳተፎ ዝኽሪ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ብዝተፈላለየ መደባት ተዘኪሩ።  ኣብ'ቲ ዕለተ ዝኽሪ፣ ü  መራሕቲ ሃይማኖት መንፈሳዊ ጸሎትን ቃላትን ሂቦም፣ ü  ናይ ሓባር መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ

READ MORE

ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት)  ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ነዚ ብምግንዛብ ስለ እቶም  ሂወቶም ዝሓላፉ ሰማእታት: ንምዝካር:  ብዕለት  09.10.2013  ኣብ ከተማ

READ MORE

ንኩሉኣብቦስቶንንከባቢኣንዚርከብኤርትራዊ።   ኣብዚ ቅንያት’ዚ : ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኣጋጢሙ ዘሎ ንክትሰምዖ ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ዘሕዝንን ህልቂት:  ንልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ተንኪፉ ይርከብ። ግዳይት ናይ’ዚ መቕዘፍቲ’ዚ: (መብዛሕቲኦም) ኣቐዲሞም ንህዝብን ሃገርን ውዕለት ዝፈጸሙ ዜጋታት’ዮም  ነይሮም። ግን’ከ በቲ ኣብ ሃገርና  ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ተማሪሮም: ፍትሒ ስኢኖም: ዓለም ከም ዓይኒ- ዑንቂ ጸቢባቶም:

READ MORE

ደለይቲ ለውጢ ዜጋታት ካብ ውሽጥን ወጻእን መላእ ህዝቢ ኤርትራ በዚ  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ መቕዘፍቲ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሓትን አሕዋትን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከብ ከምዘሎ ብሩህ እዩ።  እቲ  ካብ ማዓሙቕን ገማግምን ባሕሪ ብመንግስቲ ኢጣልያ፡ ብልዑል ሰብኣዊ ክብሪ፡ ተኣኪቡ ዘሎ ሬሳታት አሕዋትና ከኣ ናይ ግድን: ዕትብቱ ናብ ዝተበትከሉ

READ MORE

ሬሳ ደቅና’ ኳ ተራሓቀ ቀታሊ ደቅና ግን መን ምዃኑ ኣይጠፍኣናናን ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ማዓልታት፣ ንህልቂት ሓደጋ ላምፓዱሳ ብዝምልከት ኣሽመላሽ ኣብርሃ መግለጺ ጎይቶቱ ንምስማዕ ኣብ ቲቪ ኤረ ብምቅራብ፣ ንብዓት ሓርገጽ ክነብዕ ፈቲቱ። እቲ ዘገርም ዋሓጥዮ ተበልክዋ ትጎስሞ ከምዝባሃል፣ ኣብክንዲ ናይ መጻናንዒ ቃላት ምስማዕ፣ መስደመም መግለጺ ኣንቢቡ። እዚ ብነዉሩ

READ MORE

ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ዓዲ ጥልያን  ብጃልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ዜግነቶም ዘይተረጋገጸ ልዕሊ ኣስታት 250 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ 120 ኪሎሜተር ካብ ላምፐዱዛ  ብዘጋጠሞም ሓደጋ ባሕሪ ተሳፊሮምላ ዝነበሩ ጃልባ ስለዝጠሓለት  ብውሑዱ 27 ሞይቶም ከምዘለዉ  ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ከምዘረጋገጸ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ፣ ዛጊት

READ MORE

ሕልና ዘለዎ ዘበለ ኤርትራዊ ኣብ ከመይ ዝኣመሰለ ብርቱዕ ጓህን ሓዘንን ከም ዝቐነየ ኵሉ ደላይ ፍትሕን ለውጥን ዝፈልጦ ስለ ዝኾነ ምዝርዛሩ ዘድሊ ኣይመስለንን። ብዝኾነ፡ ዳርጋ ኣብተን ደሞክራሲ ኣለወን ዝብሃላ ሃገራት ዝነብር ደላዪ ፍትሕን ለውጥን ንዝኽሪ’ቶም ኣብ ገማግም ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ብምጥሓል ህይወቶም ዝሰኣኑ ኤርትራውያን ዜጋታት ናይ

READ MORE

  ኩሎም ሲኢናቶም። ብ.ኣበባ ኣብርሃ ቶሮንቶ ካናዳ 08/10/2013 ኣነበጃ ዶ ትብሊሎኺ ትንነዊ፧ ኣብራኽኪዶ ትጥፍጥፊሎኺ ተእውዪ፧ ንዓይ ዘይገብረለይ ዝነበረዶ ትብሊሎኺ ‘ናቖዘምኪ፧ ኩሉ ኣብከብድኺ ጌርኪ፣ ከይሰምዑኺ፣ ተዓጽኺ፣ እንዳበኸኺ፧ ዝብከየክስ ንስኺ’በር ወላድ መኻን ንቡር ዝሰኣንኪ ምስ ደቅኺ ንቡር ምኻን ጮንጊዑ ሰንዲዩኪ ከም ሩኳን ኣብ ደገ የሕዲሩኪ ምስ ቁንጪ/ቱኻን፡ ሕሰምኪ ሪኡ ዝተሰደ ውላድኪ ድሓን ክኣትወልኪ ጸሊኺ ሰጊድኪ ኣይቀደወን ኣይረኸብክን ኢድኪ ደቅኺስ ኣይሪኢዎ/ኣይሰምዕዎ ንዓኺዩ ዝብከየኪ፡ ይበኽየልኪለኹ

READ MORE