Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደምበ ተቓውሞ፡               ጉዕዞ መርከብ ብዘይ ኮምፓስ:                                                                             12 መጋቢት 2014                                     ሃብተማርያም ኣብራሃ                                    ለንደን - ዓዲ እንግሊዝ ‘ምስ ሕሱም ኣይትቑጸር ስንቅኻ፡ ቅድም ተሰከመን ደሓር ከኣ በርኩተን ይብለካ’ ኢዩ ኮይኑና ዘሎ ጉዳይ ኢሰያስ። ንሕና ኤርትራውያን ምስ ሕሱም ስንቅና ዝቋጸርና ህዝቢ ኢና። ሰላም ዝዓበኹም መጓዕዝቲ ዝነኣስኩም መንእሰያት ድማ ተኸተልቲ፡ ኣብ

READ MORE

ፍንጫሕ መሰንገለይ፡    2ይ ክፋል፡                            08-03-14፡ “ኣብ ድሮ ዝኽሪ በዓል ደቂ-ኣንስትዮ እዝን መሰሉን ምጽሓፍን ምዝራብንሲ ምስምንታይ ይቑጸር”? ዝብል ብድሆዶ መጺእኒ ሓቀይ? አእ፡ ዝነደየ ድኣ’ሞ እንታይከ ዘይሓስብን ዘይብልን? ካባይ ካብ ቃና ስዑራት የድሕንኩም ከሲረ  ………….     ብዝብል መሳገሪ ሃሳብ ኢና ተፈላሊና ቀኒና። ሓቝፈያ ዝጸናሕኩ ጓለይ ድንገት ኣምሪራ ስለዝበኸየት ብኸመይ ከምዝእብዳ

READ MORE

መደብ ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ መጀመርያ ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና፡ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ኣብ ቦስቶንን ከባቢኣን ንዝመጽእ ሰንበት16 መጋቢት (March 16) 2014 ሰዓት 6 pm ኣማኒኤል ኢያሱ፡ እቲ ሓርበኛን ውሩይ ጋዘጠኛን ከምኡ’ውን ወናኒ ኣሰና ረዲዮን ኣብ ሞንጎና ተረኺቡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምግላጽ ብዝገበርናሉ ዕድመ መሰረት ምሳና ከምሲ ምዃኑ

READ MORE

አገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ሃገርናን ህዝብናን ዝሐልፍዎ ዘለዉ ኩነታት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ብሩህ ስለዝኾነ ምሕባር ዘድልዮ አይኮነን። ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ንነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝምልከቶን ናቱ እጃምን አበርክቶን ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ  ናቱ ዘለዎ ርእይቶን እምንቶን ብነጻ ብዘይ ተጽዕኖ ከሳትንፍን ከዋስእን ከም ዘለዎ’ውን ውሁብ ጉዳይ ኢዩ። አብዚ እምንቶ’ዚ

READ MORE

እዚ ዓለቕ’ዚ (ርእይቶ’ዚ) ኣቐዲመ ብዕለት 20\10/2013 ናብ ራድዮ ኤረና ልኢኸዮ ኔረ’የ። ከም ዝበጽሖም ስለ ዘየረጋገጽኩ ድማ ድሕሪኡ ደጊመ ልኢኸዮ ኔረ። እንተኾነ ገና ክሳዕ ሕጂ ከም ዝበጽሖም ስለ ዘይፈለጥኩ፡ ሎሚውን ነዚ ሓድሽ መደባቶም ኣካቲተ ብመገዲ ኣሰና ኣቢለ እልከሎም ኣለኹ። ኣብዚ ‘ስለምንታይ እዚ ኹሉ ድኻም?’ ዚብል ሓታቲ

READ MORE

መሰረታዊ ኣተሓሳስባ ህግደፍ ኣንጻር ናይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣተሓሳስባ ብምዃኑ ዝሓለፈ23 ዓመታት ጥራሕ ዘይኮነ ሕሉፍ ታሪኽ ገድልና ምልስ ኢልና ክንግምግሞንእቲ ሓቀኛ ትርጉሙን ዕላምኡን ክስነድን እዚ ዘሎ ወለዶ ብኽብሪ ክዕቅቦን ይግባእ፡ጉጅለ ህግደፍ ንታሪኽ ገድልና ዘይትርጉሙ ሂቦም ዘይሕብሩ ቀቢኦም ስኑዕ ታሪኽ ከውርሱናከይተሓለሉ ሰሪሖም ጥራሕ ዘይኮኑ ቅያ ሓፋሽ ተጋዳላይ ከም ናይ በይኖም ውርሻ መንዚዖም ብጅግንነቱ ንሶም ክወራዘይሉ ብዘይሕፍረት ምርጫ ወሲዶም፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Weldu_12032014.pdf"]

READ MORE

ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ  ትማሊ ቀዳም ሸሞንተ መጋቢት  ኣኼባኡ ኣካይዱ። ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ  ትማሊ ቐዳም ሸሞንተ መጋቢት  ኣኼባ  ብምክያድ፡  እቲ ማሕበር ካብ ዝምስረት ኪሳዕ ሕጂ ንዘካየዶ ንጥፈታት ገምጊሙ፣ ዝምራሓሉ ዓንዲ ሕግን ውሽጣዊ መምርሕን ተዛትዩ ብምጻድቕ ነቲ ማሕበር ዘገልግሉዎ

READ MORE

2ይ ስሩዕ ጉባኤ ማሕበር ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር፣ ጨንፈር ስቶክሆሎምን ከባቢኣን ብዓወት ተዛዚሙ።   ማሕበር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ኤርትራ ጨንፈር ስቶክሆልምን ከባቢኣን 2ይ ዓመታዊ ጉባኤ ዕለት 01 መጋቢት 2014 ኣካይዱ። ኣዳላዊት ኮሚቴ፣ ጉባኤ ንምዕዋት ዝመጹ ተሳተፈቲ ምስጋና ኣቕሪባ። ብዝክረ ሰማእታት ጉባኤ ከፊታቶ። ኣዳላዊት ኮሚቴ ጉባኤ ንምክያድ ዝተዋባ

READ MORE

ትጽቢትን ርድኢትን ቃልሲ ኤርትራ መሬታ ነጻ ጌርካ ሉዕላውነት ሃገርን ደሞክራሲን ኣረጋጊጽካ “ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ተመሃር ተመሃራይ ወዘተ” ተባሂሉ ሕዝቢ ኤርትራ ብቅሳነት ንኽነብር እዩ ኔሩ። እንተኾነ ድሕሪ ናጽነት 1991 ኤርትራን ሕዝባን ካብቲ ጭኮና ሃይለስላሴን ደርግን ብዝገደድን ዝተዓጻጸፈን ግፍዕን መከራን ጥሜትን እዩ ኣጓኒፍዎ። ብሕልፊ ኣብዚ እዋን

READ MORE

ገነራል ውጭጩ መዊቱ ኢስያስ አፈወርቂ ተዘሚቱ መን ይርከብ መዳርግቱ ግን  እዩ ሐደ ሰብ ብዙሕ ከኢላ አብ ቦታ ናይ ውጭጩ ንስሱ ይከእል ከተበ ካልእ ጕሒላ   ግን እቲ ዓድዲና እዩ ቅሉት ብዙሕ ናይ እታ ዝናብ ምስ አየን ይከኣል ፈረየ ሰውዊት ንምንታይ እዩ ምጹእ ጉዱል እቲ ምኽሪ ናይ ሐደ ህኑት ዝ ነበረ ይከፍል አርትራ ናብ እቶም

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ሕማቕ ጓሳ መንነቱን ክብሩን ተቐንጢጡ ከም ህዝብን ሃገርን ህላዌኡ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ናይ ጽባሕ ዕድሉ እንታይ ከም ዝኸውን ኣብ ዘይተፈልጠሉ እዋን ኣብ ወጻኢ ዝነብር ክፋል ሕብረተሰብና ግን ብፕሮፓጋንዳ ህግደፍ ዓዊሩ "ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ" ብዝብል ናይ ምእዙዝነት ቋንቋ እንዳዘመረ ናይ'ቲ ኣብ ውሽጢ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/03/Woldu_1Heart.pdf"]  

READ MORE

ምዕራፍ 6፡ ዑደት ጋናን ምፍላይ ፍላንሳን            ሕግታት ንበይኖም፡ ንህዝቢ ሓሳቡ ናይ ምግላጽ መሰል ከውሕሱ ኣይክእሉን’ዮም።  ነፍስወከፍ ሰብ ክይተሸቝረረ ርእይቶኡ ክገልጽ እንተ ኾይኑ፡ ኣብ ምሉእ’ቲ ህዝቢ ናይ ተጻዋርነት መንፈስን ባህልን ክምዕብል ክኽእል ኣለዎ።                                                                                    ኣልበርት ኣንሽታይን እቲ ምስ ማክሮ ፖሊሲ ተወሃሂዱ ዝተነድፈ እናተባህለ ነዊሕ ዝተዘርበሉ

READ MORE

ዎ…………… ዉጩ፡                                  07-03-14፡ ክቡራት ተኸታተልቲ፡ አዛ ጽሕፍቲ ኣብ ግዜኣ ዘይምውጻኣ ይቕሬታ። ኣየ ዓለም ጣልማይ!! ኣየ ንእስነት ኣየ መልክዕ ኣየ ቆራጽነት ተጋዳላይ ሜ/ር ጀነራል ገብረእግዚኣቢሄር ዓንደማርያም(ዉጩ)። ሓቂ ንምዝራብ ኣብቲ ዝሓለፍናዮ ንቡር ዝተሓረሞ ጸሊም ናይ ቃልሲ ዘመን፡ ብመስዋእቲ ንዝተፈለዩና ብጾት እንትርፎ እታ መግነዚት ሜትሮ ዓለባን ከምኡ ድማ ክንዲ ቀብሪ፡ ተዝካርን

READ MORE

እቲ “መዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋጽ ማለት: ግሳጋስ ኩላቶም ኣባላት ሕብረተሰብ ምርግጋጽ ማለት እዩ “ (Equality for women is progress for all )  ኣብ ትሕቲ ዝበል ቴማ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኸብረ ማዓልቲ ድቂ ኣንስትዩ  ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ውን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ መደብ በቲ

READ MORE

ብመንፈስ ቅሳነት ዘይተዓደለ ህዝቢ ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን   ኣብ ስደት ንነዊሕ እዋን እተቀመጡ ኣሕዋት ንእሽቶ ሓዎም ኣብ ከቢድ ናይ ኣእምሮ ጭንቀት ስለ ዝወደቆም እንተ ተፈወሰ ኢሎም ናብ ዓዲ(ኣስመራ) ይልእክዎ፡፡ ኣብ ኣስመራ ምስ ኣተወ እቲ ሕማሙ ኣዝዩ እንዳከበዶ ምስ መጸ ወለዱ ተቀቓላጢፎም ናብ ሆስፒታል ቅድስቲ ማርያም የእትውዎ፡፡ ናብ

READ MORE

ብተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ጉያ ቀዳመይቲ እናወጽአት፣ ስደተኛ ጥራይ ብምዃና ብእስራኤላውያን ካብ ሽልማት ዝተኣገደት ጓል 13 ዓመት ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ራሄል ገብረጻድቕ፣ ኣብቲ ትማሊ ኣብ ደንቨር (ኮሎራዶ) ዝተኻየደ ጽምብል ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብ ኤርትራውያን ደቂ ኣስንትዮ ንለውጢ ጽዋእ ተሸሊማ። ተሳተፍቲ ናይቲ ጽምብል ከኣ ነታ ብልጽቲ ኤርትራዊት

READ MORE

ደቂ ኣንስትዮ ንለውጢ ኣብ ኤርትራ ከምኡ ‘ውን ባይቶ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ንለውጥን ፍትሕን ኣብ ኮሎራዶ ትማሊ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት ኣብ ምሕያል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዘተኮረ፣ ካብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ሃገራት ሰሜን ኣመሪካ ንስዓታት  ብነፈርቲ ተጓዒዞም ዝመጽኡ ኣጋይሽ ዝተሳተፉዎ ዕዉት ዓወደ መጽንዕቲ ኣካይዶም። ኣብቲ ድሕሪ ቀትሪ ተሳታፍነት ደቂ ኣስንትዮ ኤርትራ

READ MORE

ቅናትኪ ሸጥ ይበል! ኣደይ ተለመኒ ስምዕዮ ኣውያተይ ከንቱ እናሓለፈ ዕድመ ንእስነተይ ምጥቓዕ ገዲፍኪ ምውዳስ ዓመጽተይ ይጠፍእ ኣለኹ ኣድሕኒ ህይወተይ! ብመስዋእቲ ኣሕዋተይ ወለደይ ከይድብስ ጀራዲን ጀነራል ክጽሂ ክኹስኩስ ኣደይ *ንዘለምቲ ረሃጸይ ከፍስስ          *ንጨቆንቲ፡ ንረገጽቲ ኣብ መሮር ሰፊረ ኣይነግድ ኣይሓርስ ብረት ተሓጊጠ ክዋጋእ ክትኩስ ክሕሉዎ ይሓድር ሰማይ ንኸይፈርስ! ነቶም ዘዕበዩኒ ለዋሃት ወለደይ ጠዊረ ክኣሊ ከይነብር ኣብ ዓደይ መሮር ዘስፈሩኒ ርጉማት ጸላእተይ ሓሶት

READ MORE

እተን ዋዓሩ             ዐለት 8 መጋቢት 2014   ኣለኹ 1 በሊ ተባዕ ዋዕሮ ፡ ሞያኺ በየን እየ’ሞ ክጅምሮ፡ ጽላል ሕብረተሰብ ዓባይ ዳዕሮ፡ ንስኺ ዘይብሉ ኩሉ ይቖሮ።       እቲ ኒሕ መሊኡ ክፈስስ ከሎ፡ ዘይነፍስኺ ጸርኪ ገፊሕ ክዳን ዝኸዎሎ፡ እወ ነርኪ! ኣብ’ቲ ዘብዘብ ታሓናነቕ ዉዕሎ፡ ሕፃን ተወጊኡ ኣብ ከብድኺ ከሎ፡ ከማኺ መን ኣሎ’ሞ ዝኽእሎ? ።       ኣዝመራ’ኺ ትወን ናይ ክረምቲ፡ ኣደ ሽሻይ ከም

READ MORE

“ንኽንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኣለና!” በሃር ተቓላሳይ ምስ ከቢድ ሕማምካ ደኺመ ኣለኹ’ሞ ከዕርፍ ከይበልካ ንጉዳይ’ዛ ሃገር ኣብ ቅድሚት ሰሪዕካ ክትመክር ክትምዕድ ንሰዓታት ደው ኢልካ ህዝብኻ ንምድሓን ስሑል ተዓጢቕካ ትቃለስ ኣለኻ ምስ *ባልዋ ገጢምካ!   *ኣርሓ መፍለስ ናብ ቤቱ ክትመልስ ዝተሰደ ውጹዕ ብመዝሙር ሓድነት ንኹሉ ክትጽዉዕ ኣንታ ዉፉይ ዜጋ ዘሐብን ዘኹርዕ እቲ ልዑል ፈጣሪ  ዓይነ ብርክኻ የጽንዕ! እዚ ለዋህ ህዝቢ ሃገሩ ዘፍቅር ብመጥቃዕቲ

READ MORE

 ዉጩ፡ ብሰላም ኣዕርፍ (So long Wuchu) ንስድራ (ኣባላት) ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትን ንመላእ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብኩም። ሰብ ሕጽረታት ከይተፈልዮ ካብዛ ዓለም ኣይፍለን እዩ። ውሑዳት እዮም ንሕጽረታቶም በዲሆም ልዕሊ እቶም ኩሉ ዝተዓደሉ ብጾቶም ጎሊሖም ዝረኣዩ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ፍትወትን ኣኽብሮትን ብጾቶም ዘጥረዩ ውሑዳት ዕድለኛታት ዝልለዩሉ ጠባይ እንተሎ ንሕጽረታቶምን ውሱንነት ዓቕሞምን

READ MORE

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ። እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣ እቲ ሓራ ዘውጽኦ ህዝቡ ብውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናተጨፍጨፈን

READ MORE

ሓባራዊ መግለጽን መጸዋዕታን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓል ንለውጥን ፍትሕን - ሰሜን ኣመሪካ  ኣብ`ዘን ዝሓለፋ 22 ዓመታት፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ብተኻታታሊ ወሪዱ። ኤርትራ፡ በብጊዜኡ ናብ ውድቀት ክትሃምም፡ ሃገር ምልእቲ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክትቅየር፡ ካብ ናይ ዓለም ማሕበረሰብ ክትንጸል ዝገበረ፡ ንባህጊ ህዝቢ ዝኾለፈ፡ ንሕድርን

READ MORE

The University of Asmara 1958-1991: A short history of an institution Chefena Hailemariam (Visiting Fellow at the Department of Sociology at LSE) Date:                    5 March 2014  Time: 5:00 PM Finishes:               5 March 2014  Time: 6:30 PM Venue:                  Russell Square:  College Buildings   Room: FG01 Type of Event:       Seminar   In the

READ MORE