Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጳጳሳት ኤርትራ!   ኣቱም ጓሶት ህዝቢ ኣብ ሃገር ዘለኹም ትማል ነቢብናዮ ረዚን መልእኽትኹም ዓለም ሰሚዓቶ ናይ ፍትሒ ዶጒዓኹም ለካ መራሕትናስ ብህይወት ኣለኹም ቁጥዐ ድያብሎስ ከይትንኪ ክብርኹም መንፈስ ናይ ፈጣሪ ይግበሮ ድርዕኹም!   ተባዓት ጳጳሳት *ኣብሊስ ዘየርዓዶም   *ሰይጣን ካብ ሽግር መከራ ክትድሕን’ዛ ዓዶም ናብ ሰላምን ራህዋን ከቕንዑ መገዶም ንህዝብን መንግስትን ብጥበብ ምዒዶም!   መዘና ዘይብሎም በላሕቲ ኣቡናት ጉዕዞና መዚኖም ብኹሉ ወገናት ኣላጋጭ ከብቅዕ

READ MORE

ኣርባዕተ ሐዋርያት                           ዕለት 14.06.2014     ኣርባዕተ ጓሶት ንህዝቦም እንታይ በሉ፡ ኣባጊዖም ከይብትበታ ብቶኻሉ፡ ንቅድሚት ወጺኦም ክካላኸሉ፡ ናይ ሓቅን ርትዕን ዋልታኦም ገተሩ።     ብሃይማኖት ሎሚ ኮሪዕና፡ ካቶሊክና፣ ተዋህዶና፣ ከኒሻና፣ኣስላምና፡ ብሓቅን ርትዕን ክንጓዓዝ ሰላም ክወርደና፡ ሓላፍነትና ተረዲእና  ክንገብር ሕልና።     ናብ ዓለም  ዘምጻእናዮ የብልናን፡ ካዓለም ንወስዶ እዉን የብልናን፡ ስለምንታይ ድኣ፧ _ ንኽሕድ፣ ንጠልም፣ ንሓዉና፣ ሓፍትናን፡ _ ደቅና ኮይኖም  ቀለብ ዓሳን ኣሞራን፡ _ ምእንቲ

READ MORE

መብጸዓ ግንቦት ማሕሙድ ሳልሕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ኲናትን ከቢድ መስዋእት ብ1991 ነቲ ዕማም ምሕራር መሬቱ ክዛዝም እንከሎ፡ ዕስራን ሰለስተን ዓመታት ድሕሪ ምጭባጥ ናጽነቱ፡ ደቁ ዓዶም መሪርዎም ናብ ሞት ሃጽ ክብሉ፡ ካብ እንስሳ ሓሲሮም መዛረቢ ዓለም ክኾኑ እዮም ዝብል ትጽቢት ኣይነበሮን። ምእንቲ ክብሩ ኣዝዩ

READ MORE

እቲ ንማሕበራት መንእሰያት፡ ንሲቪካዊ ማሕበራትን ሰልፍታትን ዝጥርንፍ ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ካብ ዕለት 13/06/14 ክሳብ 14/06/2014 ዓመታዊ ኣኼባኡ ኣካዪዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ስራሓት ጸብጻብ ተነቢቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ብምዝታይ ድማ ኣገዳሲ ውሳኔታት ኣሕሊፉ። ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኖርወይ፡ ጸረ ህግደፍ ንዝኾኑ

READ MORE

Unfiltered Notes: Are we losing the deeper message of Eritrea’s courageous Catholic Bishops? By Tewelde Stephanos, June 14, 2014                    Email: testifanos@gmail.com   Many have commented on the exemplary moral leadership of the four Catholic Bishops articulated in the now famous document titled “Where is Your Brother?” 1,2.  Such courageous

READ MORE

ኣማኢት ሰማእታት ላምፐዱዛ ወግዓዊ ቀብሪ ኣብ ዘይረኸቡሉ፣ ወለዶም ሬሳ ደቆም ስኢኖም ሰንፈላል ኮይኖምሉ ኣብ ዘለዉሉ ኣጋጣሚ፣ ኣብ ቦለኛ፣ ዓዲ ጥልያን ‘መበል 40 ዓመት ቦለኛ’ ብምምኽናይ ናይ ዳንኬራ ጽምብል ክገብር ዝሸብሸብ ዘሎ ሰብኣዊ እንዶ ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ናይ ፈንጠዝያ ዳሱ ከይጽሙ መታን፣ ኣዴታት ዓዲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዘርእስቱ ሰፊሕ ሰነድ ብምዝርጋሕ ብጋህድን ብትርን ዝነቐፉዎ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብምውንጃል ስጉምቲ ምእንቲ ክወስደሎም ሳተላይቱ ብዝኾና ሃሱሳት ወብሳይታት ሰፊሕ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ። እቶም ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣

READ MORE

ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንቦት ኣብ እንዱርማን (ካርቱም) ተኣኻኺቦም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም ናብ ሊብያ ካብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ልክዕ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ብማይ ጽምእን ጥምየትን ከምዝሞቱ ካብቲ ኩነታት ዝደሓኑ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ተጻውሮ ዘይንበሮም ትሕቲ ዕድመ ምዃኖም ዝእመነሎም ግዳያት፣ ካብቶም ካብ ሱዳን ሒዞሞም

READ MORE

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ ከተማ ኣትላንታን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኣመሪካውያንን፡ ሓድነት ሕመረት መፍትሒ ናይ ኩሎም ጸገማትና ምዃኑ ብምእማን፡ ናይ ሓድነት ምትእኽኻብ ንምምስራት ዝተፈላልዩ ኣኼባታትን ልዝባትን ከካይዱ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብዕለት 8 ሰነ 2014 ፡ “ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት

READ MORE

ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ንፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል 2.555 $ ደላር ኣወፊይም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ን 15 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ክሳቐ ዝጸንሐ መንእሰይ ፓይሎት ደጀን መሕከሚ ዝውዕል 2.555 ደላር ኣወፊዮም። ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ዝሓለፈ ወርሒ እውን ንመበል 23 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዝውዕል 57 ሰባት ነብሲ ወከፎም 100 ደላር

READ MORE

ኤርትራውያን ካናዳውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ ቶረንቶ፡ ንጅግንነት ሰባሪ ካርሸሊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ንምጽንባል ብ8 ሰነ ኣብ ዝገበርዎ ናይ ባርበኩዩ ርክብ፥ $2000 ዶላር ካናዳ ኣዋጺኦም። እዞም ብትብዓት ፓይሎት ደጀን ዝተመሰጡ ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንቅያ ደጀን መበገሲ ብምግባር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገር ብፍኑው መንገዲ ዘቲዮም። ደጀን

READ MORE

ብዕለት 7-5-2014 ካብ ሃገር ቱርኪ ናብ ሃገር ግሪኽ ስደተኛታት ጽዒና ትጓዓዝ ዚነበረት መርከብ ኣብ ጥቃ ደሰት ሳሞስ ግሪኽ ክትበጽሕ ምስ ቀረበት ብዘጋጠመ ሓደጋ 22 ሰባት ኣደዳ ሞት ኮኑ፣ ካባኣቶም ሓንቲ ኤርትራዊት ስንክልቲ ሓርበኛ ቀዲሽ መብራህቱ ኪዳነ ምስ ጓላ ብሞት ተፈልያትና። ንቤተ ሰብ ብዝወረደና ድርብ መሪር ሓዘን ኣብ ገዛ ብምምጻእ

READ MORE

ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነበር ዓሊ ዓብዱ፣ ኣብ 2012 ዓመተ ምህረት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ምርሕርሑ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ ዘቕረቦ ሰነድ፣ ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ፣ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሰ፣ ብሪገደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ (ወዲ ልብሱ) ዝኣመሰሉ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ንኢሳይያስ

READ MORE

“ብእምነት ናይ ሓቂ ደቅና’’ ናብ ዝኾኑ ምእመናንን፣ ናብ ኵሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይን፣ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን፣ ካብ ክርስቶስ ኢየሱስ ጐይታናን፣ ጸጋን ምሕረትን ሰላምን ምሳኻትኩም ይኹን።1 ብትንሣኤ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ኃጢኣትን ሞትን ዓወት ዝተረኽበሉ፡ በዚ ዘመነ ትንሣኤ ብጐይታ ኣብ ብርሃን ምእንቲ ክትህልዉ፡ፍረ ብርሃን ዝኾነ ጽድቅን ሓቅን ክትለብሱ (ኤፌ.5፡8-9 ረአ) ሠናይ ትምኒትና

READ MORE