Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

An open letter to the Government of Germany concerning launching of an affirmative action for German people of colour Dr. Tadios Tesfu   ቅልዕቲ ደብዳቤ ካበ ዶር/ ታድዮስ ተስፉ ንመንግስቲ ጀርመን ንጠለብ ኮታ ንጸለምቲ ኣብ ስራሕ ብዝምልከት፡   እዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ መንግስቲ ጀርመን ዘቅነዔት ምሕጽንታ ብሕጽር

READ MORE

እቶም ክልተ፣ ዕላምኦም ሓደ፣ መልሓሶም ዓሰርተ መን'ዮም? ብስራት ኣየናይ ኢዩ? ጅግና ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል (ሰባር ካርሸሊ) ካብ'ቲ ን15 ዓመታት ብዘይፍርዲ ተመቚሑሉ ዝነበረ ቤት-ማሕቡስ ውልቀ-ምልኪ ብትብዓት ፈንጢሱ ድሕሪ ምውጽኡ ጥዑም ድሃዩ ክንሰምዕ ምብቃዕና ድዩ፣ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ'ቲ ኣብ 24 ግንቦት ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዘስምዖ

READ MORE

ፕረሲዳንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ  መበል 23 በዓል ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዘስመዖ መደረ `` ንመጻኢ መንግስታዊ ስርዓት መርሓ ፖለቲካዊ ጎደና ዝቕይስ ቅዋም ምንዳፍ ክጅምር ምዃኑ፡ በዚ ኣጋጣሚዚ ከፍልጥ እፈቱ ``። ክብል ከምዝኣወጀ ሰሚዕና ኣለና። ድሕሪ  ኲናት ኢትዮ ኤርትራ  ጉዳይ ቅዋም ንመጀመርታ ግዜ ብፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ

READ MORE

ቦሎኛ!   ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብዚ ሎሚ ካብ ዚኾነ እዋን ንላዕሊ ፍጹም ዕርቋኑ ወጺኡ፡ ብህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ከም ሕሱም ተፈንፊኑሉ ዘሎ ግዜ፡ ክልተ ዓበይቲ ዕላማታት ንምውቃዕ ኢሉ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ በተን መዳናገርቲ ዝኾና ማዕከናት ዜናኡ፤ ኣብ ወጻኢ ድማ በቶም ‘ኣምበሳደራት’ ኢሉ ዝሰምዮም፡ ገንዘብ ምእካብን ህዝቢ ምፍልላይን ጥራይ ዝስራሖም

READ MORE

                                     ቅዋም ወዲ(ጓል)-ኣርባዓ፡                        04-06-14. “ወዲ-ኣርባዓ” ክበሃል እንከሎስ ከምሓደ ተኣፋፊ ቃል ይውሰድ ይኸውን። ከምኡ ድማ ወደ-ባትን ወ ዲ-ጓናን ናይ ምጉናይ ባህጊ ወይ ዓላማ ብዘለዎም ሰባት ዝዝረብ ይመስል ኢዩ። እንተ ብወገነይ

READ MORE

ኣብቲ በይ ኤርያ ተባሂሉ ዝፍለጥ ከባቢ ክፍለ ግዝእት ካሊፍሮንያ ዝርከቡ ኤርትራያን ደለይቲ ፍትሒ ን መበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብኽብ ዝበለ ድምቀት ኣኽቢሮሞ። እቲ  ብኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ ኤርያ ተዳልዩ  ቀዳም 31 ግንቦት 2014 ኣብ ኦክላንድ  ዝተኻይደ ስነ-ስርዓት ክልተ መደባት ሒዙ እዩ ቀሪቡ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Bayarea_may24.pdf"]    

READ MORE

ን ሰነ 8፡ 2014 (June 8, 2014) ኣብ ከተማ ኣትላንታ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣኼባታት ብተኸታታሊ ንህዝቢ ክቐርቡ ምዃኖም ንሕብር። መስራትን ኣዳላውን መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዶት ኮም ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ናይ ሃገርና ኣመልኪቱ መብርሂ ብምሃብ፡ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ፍትሒ ንምምጻእ ኣብ ዝግበር

READ MORE

ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ"                    ታደሰ ኪዳነ           በርሚንግሃም             6ይን ናይ መወዳእታን ክፋል      29/05/2014     ኣብ ሓሙሻይ ክፋል፣ ኢሰያስ ባዕሉ “ከምዚ በዓል ወዲ-ገራህቱ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝገበሩዎ ዕዉት ስራሕ …” ኢሉ ምጒሱዎ ዝብል ሓበሬታ ከም ዝበጽሓና ገሊጸ  ነይረ። እቲ ዕዉት ዝተባህለ ስራሕ ድማ

READ MORE

ብዕለት 24.05.14 ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብጭፍራ ህግደፍ ሓደ ንኣውሎን ማሰን መልቀስን ዝምልከት ሴሚናር ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብዚ ብስነ ጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ ዝቐረበ ሴሚናር ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ይኹን ደገፍቲ ህግደፍ ከም ዝተሳተፉ ዝፍልጠ ኮይኑ፡ ወኪል ጭፍራ ህግደፍ እየ በሃሊ ተኽለ ንጉሰ ፈዳይ (ምስ ጻዕዳ ሰበይቱ ዘሎ

READ MORE

ደቂ ሕድርትና  ውሽጠይ መኪና ክዕድግ ኣድልዩኒ ትሰማማዓኒ  ክሳብ ዝረክብ ነዊሕ ደልየ። ሓንቲ ከኣ ኣብ ልበይ ሓዲራ። ብኵሉ ሸነኻታ ካብ’ታ ዝጸንሓትኒ መኪና ትፍርዝን። ክሳብ ሽዑ ዝሓዝኩወን መኪናታት ‘ኣቲ’ ተባሂለን ዝጽዋዓ ንኣሽቱ እየን። የዕሩዅተይ ኵዕሶ ተኒስ ኢሎም ዝጸርፉዋ ሚክራ ነይራትኒ። ብድሕሪኡ ኣነ ከይተረፍኩ’ውን ጠበቕ ኢለ ዘጠመቝኩዋ ኣብ መሬት

READ MORE

ክትስኤ! ገና! ምናልባት ንወረ ኢልካ ትድርብየኒ ትኸውን በቲ መሪር ሓሶትካን፡ ጥዉይዋይ ተግባርካን ኣብ ጭቓ ትረግጸኒ፡ ኣብ መሬት ትድህኸኒ እንተኾነ! ኣነ ከም ዶሮና! ተንሲኤ ይበንን!!   ትብዓተይ! ድርቅንቅይ! የጉህየካዶ? ኣጠማምታኻ ስለምንታይ? ጸላም ይእጉዶ? ምኽንያቱ! ኣካይዳይ ኮይኑካ ወናኒት ዘይቲ ማእዶ ምድሪ ቤተይ ጃሕጃሕ ክብል ይረኣየካዶ!!! ከም ወርሕን፡ ጸሓይን ብእምነተይ ተዓጻጻፋይን ብተስፋ ይእምት ይልክዕ ንላዕላይን ክትስኤ ገና!   ትደሊ ትኸውን ክትርኤኒ ክሰባበር ርእሰይውን ከድንን፡

READ MORE