Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትማሊ ሰኑይ ካብ ዓዲ ዃላ ናብ ሳዋ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃን መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ኣብ ከረን ሕልፍ ኢላ ኣብ ጸድፊ ጥንቁልሓስ ከቢድ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ፣ 25 ቆልዑ ብኣሰቃቒ ኩነታት ከምዝተቐዝፉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብዙሓት ብኸቢድ ዝቖሰሉ ውን ስለዘለዉ ቁጽሪ ናይቶም ምዉታት

READ MORE

ብዛዕባ ክብረትን ሕስረትን ኣኽብሮተ ካልኦት ካብ ነፍሰ ክብረት ይብገስ። እቲ ነፍሱ ዘየኽብር ንካልኦት’ውን ኣየኽብርን። እቲ ንካልኦት ዘየኽብር ድማ ኣብ መጠረስትኡ ነፍሱ የሕስር። “ምሳኻ ምንትራኽ ትሕቲ ክብረተይ’ዩ!” - እዚ እቲ ንርእሳቶም ኣብ ረሳሕ ጭቃ ቋንቋን ሕልናን ተግባርን ወዲቖም ንዓና’ውን ናብ’ቲ ዝወደቑዎ  ጭቃ ክጎሱና ንዝጽዕሩ ሕሱራት፡ ምስ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካብ ዙባ ደቡብ ካብ ያታዊ መነባብሮኦም ኣመዛቢሉ ኣብ ከባቢ ሓጋዝ፣ ቀምጨዋ ኣብ ዝብሃል ቦታ ከክልተ ሄክታር መሬት ሂቡ ክሓርሱ ኣዋፊሩዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ዜጋታት፣ ብዓሶን ካልኦት ሕማማትን እናተወድኡ ብዘይ ዝኾነ ሓገዝ ጠንጢኑዎም ድሕሪ ምጽናሕ። ኣብዚ ቕንያት’ዚ፣ ውጺኢታዊ ስራሕ ኣይገበርኩምን ብዝብል ምስምስ፣ ነቲ መሬት ኣሕዲጉ፣

READ MORE

ሚኒስተር ነበር ሳልማ ንሓጺር ግዜ ኣብ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዋ ተለቂቓ።   ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝነበረት፣ ሕጂ ደስኪላ ዘላ ወ/ሮ ሳልማ ሓሰን ኣብ ተሰነይ ዓዋተ ዝተባህለ ብኣቶ በሽር ዝውነን ሆቴል ኣብ ዝነበረትሉ ግዜ፣ እቲ ዝነበረትሉ ሆቴል ብሰራዊት ተኸቢቡ፣ ሳልማን ኣብቲ ቕንያት ዝተመርዓወ ወዱ ንዋና ሆቴልን፣ ኣውቲስታኣን ኣብ

READ MORE

TUSCALOOSA, Alabama – An Eritrean national was sentenced Wednesday to 10 years in federal prison, followed by likely deportation, for his conviction earlier this year for possession and intent to distribute about a pound of cocaine, federal authorities announced. Biniam Asghedom, 47, was sentenced by  U.S. District Judge L. Scott

READ MORE

Asian Pacific / Fly Olympic ዝተባህለ ምስ ግሪኽ ምትእስሳር ዘለዎ መንገዲ ኣየር ብምጥፋሹ ኣብዚ ቕንያት ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመንን ሽወደንን ጥራይ ናብ ኤርትራ ክገብሮ መዲቡዎ ዝነበረ 12 በረራታት ስለዝሰረዘ፣ ሓያለ ንኽክምታዊ ዕረፍቲ ናብ ኤርትራ ትኬት ዘቝረጹ ኤርትራውያን መገሻ ከምዝተዘናበሎም፣ ገለ ስድራቤታት ካብ 4- 5 ሽሕ

READ MORE

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ምልሻታት ናይቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዝዩ ጻዕጺዑ ብምህላዉ፣ እቲ ብመንገዲ ሊብያ ዝካየድ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዘዘውትሩዎ ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ስደተኛታት ካብ መጠን ንላዕሊ ሓደጋኛ ኮይኑ ከምዘሎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ካብቲ ሃገር ሓቢሮም። ኣብ ከምዚ ኩነታት እቶም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም፣ ካብ ወግዓዊ ትካላት ይኹን ኣህጉራውያን

READ MORE

ብ27- 28 ሰነ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዛ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተበገሰት ጃልባ ክሳብ ሕጂ ደሃያ ኣይተረኽበን። ኣብ ሻቕሎት ንዘለዉ ስድራቤታት ጠቒስና፣ ኣሰር ናይዞም ኤርትራውያን ንምርካብ ብ26 ሓምለ ዝዘርጋሕናዮ ምሕጽንታ ‘ውን ፍረ ኣይተረኽቦን። ሰለ’ዚ ኣሰር ናይቶም ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ንምፍካብ እንተሓገዘ፣ ኣብ ሽግር እንተለዉ ረዲኤት

READ MORE

መሶብ ፍትሒ!   እዛ መሶብ ፍትሒ *ሊሰዩም ኣሰና           *ኣስተምህሮታት ዚወሃበሉ ፍሉይ ኣዳራሽ እዛ ደብተር ኩሉ’ወ ገላጺት ሓሳብና እዛ ልሳን ውጹዓት እተድምጽ ቃልና እዛ ሜዳ ቃልሲ ሰውራ ሓርነትና ኣጽዋር ከይጎድላ ዋልታ መኸተና          እጃምና ከነወፊ ከም ዓቕሚ ጁባና ሕድሪ ትብል ኣላ ናይ ቃልሲ ደጀንና!   ሃየ በሉ ኣሕዋት ሻማ ሻማ ንበል ድምጽና ቀጻሊ ከንጎድጉድ ብማዕበል ሓደራ ውፉያት ሎሚ ሓቦ ንበል ምልኪ

READ MORE