Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነዚ ካብ ዝጅምር ሰለስተ መዓልቲ ገይሩ ክሳብ ‘ዚ ሰዓት’ዚ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ ፍሉይ ዝገብሮ፣ ዋላ መንቀሳቐሲ ፍቓድ ንዘለዎም ዜጋታት ዘይንሕፍ ምዃኑ እዩ። ነቶም መንቀሳቐሲ ከምዘለዎም ዝገለጹ ግዳያት ግፋ ኸኣ፣ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ክትጻረዩ ኢኹም ዝብል ምስምስ ብምሃብ ናብቲ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዝርከብ መዳጎኒ ይጓርቶም ከምዘሎ

READ MORE

ተዛረቢ መስከረም መስከረም እስከ ተዛረቢ ኣበይ ኣለዉ እቶም ደቂ ህዝቢ ሓንቲ ሕልሞም ኤርትራ ክትዓቢ በጃኺባ ንዒ መልሲ ሃቢ ተወንጂልኩም ኣፍኩም ብዑቡሱ ኩሉ ተገዲዱ ኣንጻርኩም ክሕሱ ሕልንኡ ዝሸጣ ብፍትወት ናይ ነብሱ ንሱ ወንጀለና ተከሳሲ ክነሱ እቲ ከሳሲኩም እቲ ወንጀለኛ ብማዕከናት ዜና ዝመሰለ ሓቀኛ ብጅግንነትኩም ዝመሰለ ሓርበኛ ዕርቃኑ ወጺኡ ምዃኑ ናይ ህዝቢ ደመኛ ወይ ታሪኽ ዘይተናሕሲ በትሪ ኣቃሊዕካዮ ሰራቂ ብቀትሪ ኣጋሊጽካዮ እቲ

READ MORE

ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ስዋኣት ንትከለላ’ባ ስርዓት   ህዝቢ ኤርትራ              ዕለት 04.09.2014   ሓቢርካ’ባ ስራሕ ስንኻ ንኸሶ ፡ ሓቦ ስነቕ ሓሞትካ ኣይተፍስሶ፡ ናይ ተንኮለኛታት ፍሕሶ፡ንዓ በጣጥሶ፡ ንረዚን ታሪኽካ መሊስካ ኣሓድሶ ።   ህዝቢ ኤርትራ   እንተተፋላለና ንመን ኢዩ ዝጥዕሞ፡ ንጸላኢና ኢዩ፡ ዉሕጅ ንብዓትና ይለከሞ፡ ምስ ፈለጥናዮ ንምንታይ ንጽመሞ ፧ ናህና ነገርስ ንኣዳም ገረሞ ።   ህዝቢ ኤርትራ   ንሽግር ንብኽያት ኣይትልመድ፡ ናይ ሕድሕድ

READ MORE

ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ብመንገዲ ኢትዮጵያ ፖሊሲ’ዶ ብልሽውና  ወይስ ልሙድ ኤርትራዊ ባህርይ ታደሰ ኪዳነ    በርሚንግሃም    02/09/2014   ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ገዛና ዝበቖለ እሾኽ መርገም፣ በብቑሩብ እናኣስፋሕፍሐ ምድሪቤትና ካብ ዝወርሶ ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ገዛእ ውሻጠናን ምድሪ-ቤትናን፣ ማሚቑና ክንድቅስስ ይትረፍ፣ ድርኲኺት ሰገርና ንብረትናን መረበትናን ክንርኢ’ውን ዝፍቀድ ኣይኮነን። ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ናብ

READ MORE

ኣብ ጀርመን ካይዘርስላውተርን ኣብ ዝተባህለ ከተማ ጀርመን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ 4 ኣዋልድ ዝርከቡዎም 17  ካብ ሊብያ ብጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጀርመን ዝኣተዉ ሓደሽቲ መንእሰያት ስደተኛታት፣ ሓደ ብሕጋዊ መንገዲ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ህይወቱ ክትሓልፍ ከላ፣ እቶም ዝተረፉ ብተዘዋዋሪ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ልኡኻት ህግደፍ ይርከቡ

READ MORE

    ኣንታ ሓወይ ሰብ ዲኻ ህግደፍ? ሰብ ተኾንካስ ንህዝብኻ ተሰለፍ Tesfamariam W/giorgis 01/09/2014 Oslo Norway ሰብ ተዝኸውነዶ በዚ ሎም መጣቕዐ ሕልና ተዝህልዎ ምስ ህዝቡ ምተሰርዐ ክንዲ ዝድንግጽ ህዝቡ ደም እናነብዐ ጓይላን ኮቦሮን ኣቐዲሙ ህዝቡ ዝረስዐ   እንኳን ሰብ ኣድጊኳ ንዘርኣ ዘይትጭክን ህግደፍ ኩፉእዩ ግን ኣይከም ሎምዘበንን ጸሊም ታሪኽ ገዲፎም ናይ ዘለኣም ሓዘን ኣብ ሓንጎልና ተሰሪጹ ዘመዝገብካዮ ገበን   ተገብረ ጌና

READ MORE