Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብናተይ መረዳእታ፣ ካብቲ ንምሕደራዊ ኣከፋፍላ ዝተሓንጸጸ ካርታ ኣውራጃታት ኤርትራ፣ እሞ ኸኣ ኣብዚ ዓለም እናጸበበትሉ ትኸይድ ዘላ መዋእል፣ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ምምሃዝን ብቑጠባዊ ውዲታት ከተራጕዶ ምፍታንን ርትዓዊ መሰረት ዘይብሉ ኣጉል ምጕት እዩ። ብዛዕባ ሃገር ክንሓስብ ከለና፣ ምስ ሓማሴን ኣብ ዝዳወባ ዓድታት ሰራየ ዝርከብ ኤርትራዊ፣ ኣብ ጎደቦኡ ኣብ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝሓረዮም ሰለስተ መጋበርያ፣  ኣብ ወጻኢ ንዝሰላሰል ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ንምጽባእ  መምርሒ ተቐቢሎም ERITREAN  NATIONAL COUNCEL ኣብ ትሕቲ ዝብል ስም ክንቀሳቐሱ ጀሚሮም ከምዘለዉ ተሓባበርቲ ኣሰና ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሓቢሮም። ብመሰረት 'ቲ ሓበሬታ እቶም  ነዚ  ስራሕ  ከሳልጡ ሓላፍነት ተዋሂቡዎም  ዘሎ ገለ  ካብ  ዉሑዳት  ምሁራት  ምስ 

READ MORE

ዕዉት መስራቲ  ጉባኤ ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna)   ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna) - ሽወደን፡ ብሰንበት ዕለት 16/11/2014፡ መስራቲ ጉብኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ በቶም ተበግሱ  ጥርናፈ ኣብ ዝተወስደሉ ኣኼባ ዝቖመት ግዜያዊት ሽማግለ ብእንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ተኸፊቱ። መስራቲ

READ MORE

ነቲ ኣኼብ ብረድዮ ማሕበረ ስቦም ንኹሉ ኤርትዊ ምዄኑ ኣዊጅኦም። ደላይ ፍትሒን ሓደስት ስደተኛታትን ኤርትራውያን ተቀማጦ ዮተቦሪ  እዚ ኣኼባ´ዚ ንኹሉ ዝምልከት ኣኼብ እዩ ብማለት ኣብ ሰዓቱ (ልክዕ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ) ተረኺቡ። እቲ መኤከቢ ቦታ ግን ዓሰርተ ዘይኮኑ ካብ ክልተ ዞባታት ሽወደን ዝተኣከቡ ሰባት ዝተደመሮም ሸውዓተ ፖሊስ

READ MORE

ነቒዙ፡ ቆሚሉ፡ ሓሲኹ፡ ቆርዲዱ፡ ሓቢቡ፡ ዓስዩ፡ ሰቢቡ፡ ከሪሱ………. ኣብ ኣካዳሚያዊ ትርጉም’ዃ እንተዘይኣተኹ ግን ብዙሕ ዝዓይነቶም መጸይቲ ኮ ኑ ካልኦት በላዕተኛታት ከም ቁማል፤ ጣንጡ፤ ከርሰ፤ ሓቢ፤ ቁርዲድ ዝኣመሰሉ ከምዘሎ’ውስ እፈልጥ። ንሳቶም ምንም ከይሰርሑ ኣብነብሲ ግዳያቶም ሰፊሮም ደም ኮነ ካልእ ስሩሕ መግቢ እናመዝመዙ ስለዝነብሩ “በላዕተኛታት” ወይ “መ

READ MORE

ሃማደኤ ድስቲ ኵስኵስቲ ኢሰያስ   ጭፍራ ህግደፍ ጽብብ ክብሎ ከሎ፡ መሳርሒኡ ካብ ዘቘመን ማሕበራት ንሃማደኤ እዩ ዝዓበየ መደብ ዝህበን። ሃማደኤ ድማ ከም ድስቱ ኵስኵስቱ መጠን ብዕሙት ዓይነን፡ “እሺ ሕራይ” ዝቕበልኦ።   ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኣባላት ሃማደኤ ን22 ሕዳር 2014፡ ኣብ ጐፒንገን (Göppingen) ሓንቲ ከተማ ናይ ጀርመን መበል 35 ዓመት

READ MORE

ሓጺር መግለጺ ውጽኢት ቀዳማይ ኣኼባ ምስ ፖሊቲካውን በርገሳውን ውድባት ኤርትራ ጥቅምቲ 23-25፡ 2014፥ ቪየና፡ ቨርጂንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ   ብእንግዶት ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) ኣብ ተቓውሞ ንዝርከባ ሃገራውያን ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ንምሕባር ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 23-25 ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ርዝነትን ምክብባርን ብዝዓሰሎ መንፈስ ተዛዚሙ። እዚ ነቲ ሓደገኛ

READ MORE

ተጋ/ የማነ ተ/ገርግሽ "ኣብ ዘይመዓልትኻ ኣይምወትን`ዩ" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋ/ የማነ፤ ከመዮ ዝበልካዮ ንሓደ መዓልቲ ዘዋግእ ብረት ተጸሚዱልካ፤ብለይትን ቀትርን፤ብሰብኡትን ኣንስትን ተሰሊኻ፤ብዘየድምጽ ብረት ኣልግብ ኣቢሎም ከቃብጹኻ`ሞ ንዘልኣለም ምስ ምስጢራትካ ተቀቢርካ ንኽተርፍ ዝተጻውደ ኮንቱ ዕጥቂ መኺኑስ፤ ሃንዳሲ ቅትለትካ ብተመሳሳሊ ናይ ይቀተል ብይን ቀዲሙካ ክቅተል ምርኣይ ወዲ ሰብ ኣብ ዘይማዓልቱ ከምዘይመውት ዘረጋግጽ

READ MORE

ወርቂ ፍሥሐየ መብራህቱ ርኣዩዋ በሉ ጓል ሃገረይ፡ ከም ንግሥቲ ተዓጂባ ከም ልዕልቲ ወርቂ ካባ ዘይዓጣ ዘይዓጅባ፣ ተዃሒላ ቀባሕባሕ በናጅር ኣብ ኢዳ ጨርባሕባሕ ኣልማዝ ካቲማታ ማሕማሕ ኵትሻ ኣብ እዝና ወዛሕዛሕ ጐባጉብ ኣብ ክሳዳ ፈሣሕሣሕ ወርቂ ሚዶ ኣብ ርእሳ ነፋሕፋሕ ሕልሕሎ ተኣንጊባ ሸማሕማሕ በራውር ኣንባር እግራ ሽዋሕዋሕ። እንድዒኸ! ናይዛ ኃውተይ ይገርመኒ ምስ ባህልና ዘየሣኒ ከይተቐብረ ሬሳ በድኒ ናብ ጓይላ’ያ ዝመስለኒ ተበጊሳ ጌራ ሳእኒ፡ ሓሚማዶ ክቱር ረስኒ? ዓቢዳዶ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/REVISED-DIALOGUE-11-8-2014.pdf"] ን ብ ስ ራ ት! ምጅማር ምኣዲ  ዘተ! ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን - እቲ ንነዊሕ ግዜ ተቛሪጹ ዚጸንሐ ምኣዲ ዘተ - ወርሓዊ ኣኼባ ኪጅምር ምዃኑ ብትሕትና ከበስረኩም እፈቱ።ስለዚ፡ ተሳተፍቲ፡  ዘተ ንምህብታም  ክዝረበሉ  ይግባእ እትብሉዎ ጉዳያት ሓሲብኩሙሉ ክትመጹ ብትሕትና አተሓሳስብ። ዕለት፡-  ቀዳም፡ ሕዳር (November) 22፡ 2014 ቦታ፡-    ECC - 590 SHAWMUT

READ MORE

ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኮይኑ ዘሎ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ፣ ነቶም ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሚኒስተር ምክልኻል ከሎ ኣብ ኩሉ ምስኡ ዝገብሩዎ ምልውዋጥ መልእኽቲ ቅዳሕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ምልኣኽ ከም ኣሰራርሓ ለሚዶም ዝጸንሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኪቡ፣ " ካብ ሕጂ ንደሓር ናባይ መልእኽቲ ክትሰዱ ከለኹም፣ ቅዳሕ ናብ ፕረዚደንት ምስዳድ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን 5 ስሩዓት መጋበርያ ክመርሕዋ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ኣዋፊርዎም ኣሎ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ፥ ነቶም ሽማግለታት ጳጳሳት ዓጽዩ ከጻብበሎምን ከፈራርሆምን ድሕሪ ምጽናሕ፥ እቶም ነዚ ሓሳብ ኣይንቕበልን ዝበሉ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ቄርሎስን ኣባ ዮሓንስን ኣብ ዘይብሉ፥ ብኣባ ሉቃስ ዝተመርሐ፥ ሓይሊ ተጠቒሙ፥ ሓሙሽተ መጋበርያ ኣዋፊሩላ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ:: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ  12/11/20 ጀርመን:: ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ ሜላ ምስ ዝፈላለዩ መኻልፍ ይፈጥሩ:: እዞም

READ MORE

ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቕ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መምበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ  ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ  ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ

READ MORE

Press Release INTERNATIONALLY RECOGNIZED ERITREAN ARTIST MICHAEL ADONAI HAS BEEN CHOSEN AS THE RECIPIENT OF THE AFRICAN-AUSTRALIAN EXCELLENCE OF THE YEAR AWARD.   The award is aimed to honour, recognize and celebrate the contributions of Africans to all spheres of the Australian society. It’s also to establish honorarium and present

READ MORE

ምጅማር ፈነወ ረድዮ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ሕዳር 16, 2014 ጀሚሩ ናይ ረድዮ ፈነወ ከምዝጅምር ንሰማዕቲ ከበስር ይፈቱ። እቲ ናይ ፈነወ መደብ ኣብ LOVE 860AM ዝፍኖ ኮይኑ፡ ነብሲ ወከፍ ሰንበት ካብ ሳዓት 5፡00ድ.ቀ-6፡00ድ.ቀ

READ MORE