Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓዱሽ ዓመት ምስ ሓዱሽ ስርዓት ቃል ኣሰና ኣብ ድርኵዅት ሓዱሽ ዓመት፣ ሓድሽ ትምኒት ምግላጽ ኣብዛ ዓለምና ልሙድ እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ግን ሓድሽ ዓመት መጸ ሓደ ትምኒት ክንደጋግም ልዕሊ 10 ዓመታት ኣሕሊፍና ሓርነትን ፍትሕን ዘአንግድ፣ ብሕጊ ዝምእዘዝ ሓዱሽ ስርዓት ሃረር ንብል ኣለና። ጻዕርና ንባህግና ምድራግ ስኢኑዎ ስለዘሎ

READ MORE

ጠቓዒት ፍሥሐየ መብራህቱ ጠቓዒት መኣስ ተጀመረ? ከበሮ ምስ ነደረ ጓይላ ምስ ዓመረ ከመይከ ተዘውተረ? ሓሜን ምስ ከረረ። ጠቓዒት ኣምበኣር ግሩም፤ ጓይል እንኪጅመር ጸውታ ኪዕምር ትምኒትካ ኪሠምር ሠናይ ክተበሥር። ምጥቓዕ ግን ኣይግድን፡ ርኢኻ ዘጣቕዕ ብብሂል በሰሚዕ ብዛር ንዘጕርዕ ንኽትመልስ ባርዕ። ጠቓዒት እወ ከንቱ፡ እንኮ ንበይንኻ  ብዘይ ልፍንትኻ  ነይስማዕ ድምጽኻ ጥፉእ መልእኽትኻ። ምጥቓዕ ግቡእ፡ ኣብ መርዓ ኣብ ሓጎስ ንኽብሪ ንሞጎስ ክትቅድስ ክትውድስ ንፍቕሪ ንደስደስ። ጠቓዒት እኮ ነውሪ፡ ኣብ ሓዘን ኣብ ቀብሪ ንባእሲ ንነድሪ ንስርቂ

READ MORE

ካብ ደበና ሓጋይ!   ኣብዚ ሓድሽ ዓመት መቐይሮ ዕለት መቊሕና ክንበትኽ ናይ ምልኪ ሰንሰለት ሽግርና ከብቅዕ ናብራ ስደት ከርተት ኣሕዋት ኤርትራውያን ንሓርነት ንኽተት!   ንኺድ'ወ ንኽተት ከምቲ ናይ ትማሊ ክሳዕ መዓስ ደኣ ክንሓኮ እዚ ቑስሊ ነዚ እኩይ ስርዓት ንህዝቡ ዘይሓሊ ውሉድ ምስ ወላዲ ወትሩ ዝፈላሊ ልዝብ ኣይፈቱን'ዩ ንእለዮ ብሓይሊ!   ካብ ፓልቶክ ኣዝሊቕና ኣድቢና ኣብ መሰንጀር ፈይስቡክ ከፊትና ኣጥቂዕና

READ MORE

ትምኒት ደልይቲ ፍትሒ ንሓዲሽ ዓመት እንታይኮን ይከውን  ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲስ ዓመትን ክኮነልና ዘሎኒ ምንዮተይ ክገልጽ። ሰላምን ሰናይን ንኵልዅም ደለይቲ ሰናይ። ብምቅጻል ንሕና ከም ሕዝቢ ኤርትራ ፡ብፍላይ ከኣ ከም ደለይቲ ፍትሒን ሰናይን፡ ምንዮትናን ድሌትናን ብሰናይ  ግብርና እዩ እሞ፡ ቅድም መብጸዓና/ድሌትና እንታይ ምኳኑ፡ ድሓር ከኣ ንክዉንነቱ ገዛእ ርእስካ ምድላውን

READ MORE

ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስያዊት  ኤርትራ 'ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኮይኑ ሃገራዊ እጃሙ ዘበርከተ ሓረበኛ ዑመር ጃብር፣ ብ 19 ታሕሳስ ኣብ መበል 69 ዓመቱ ኣብ መልበርን ኣውስትራልያ ምዕራፉ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፋራጀት ዳት ኮም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። ሓርበኛ

READ MORE

ኣገዳሲ መጸዋዕታ፡ ርድኢትን ተራን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሚሽን መርማሪት ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት (UN Commission of Inquiry on Eritrea)   ክቡራት ነበብቲ፡ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ (መ.ኤ.ሲ.ማ.- ኤውሮጳ)፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ነጊሱ፡ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ንክኽበር፡ እጃሙ  ንምዉፋይ፡ ኣብ 2002 ዝቖመ፡ ምስ ኩለን ፖለቲካዊ ዉድባት

READ MORE

ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ 17 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ብጃምላ ድሕሪ ምጥፍኦም ብዝተፈጥረ ዘይርጉእ ኩነታት ኣብቲ መዓስከር ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ወጥሪ ይርከቡ ከምዘለዉ፣ ሰቦም ይእሰር ኣባይቶም ይነድድ ከምዘሎ፣ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ካብቲ ቦታ ብቴለፎን ምስ ድምጺ ኣሰና ዝተዘራረቡ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣገንዚቦም። ብመሰረት እቲ

READ MORE

ደሃይ ካብ ኤርትራ   - ኣስመራ ኣብ ወጥሪ ኣላ። ኣብ መፋርቕ መስከረም ብገምጋም 15 ሰባት ንስግረ ዶብ ክኸዱ ከለዉ ሓይሊ ባሕሪ ሒዞምም ክብሃል ጸኒሑ። ወለዶም ንኩነታቶም ብዝምልከት ንሓላፊ ናይቲ ዳርጋ ናይ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ ኮይኑ ተባሂሉ ዝዝረበሉ ዘሎ ወዲ ፊቶውራሪ ሓቲቶሞ ብብድዐ ከምዝመለሰሎም 'ውን ክዕለል

READ MORE

ስም ኪቕይረላ!   "ዝኸበርኩም ሰማዕትና ኣርእስቲ ዜና ብምቕዳም፡ ናይ ሎሚ ምሸት ዜና ኤሪ ቲቪ ከነቕርበልኩም፥ ኣብ ጎልጅ ዝርከቡ ኣኽላባት፡ ክታበት ጸረ ሕማም ከልቢ ተኸቲቦም፤ ኣብ ከባቢ ዲጋ ዋርሳይ ዝርከባ ዓድታት፡ ኣብቲ ዲጋ ዓሳ ብምፍራይ፡ ተረባሕቲ ናይቲ ዲጋ ሙዃነን ተገሊጹ! ናይ መወዳእታ ዜና፡ ትማሊ ንግሆ ካብ ዓዲ ዃላ

READ MORE

ምስ ዓበኹ ምስ ለበምኩ ምስ ዓበኹ ምስ ጎበዝኩ ምስ ዓበኹ ምስ በጻሕኹ ምስ ፈለጥኩ ምስ ሓተትኩ ነፍሰይ ነገረኒ ከም ተጋገኹ ኣይትሕተቱ ዝብሉ ምስ ሰማዕኹ ምንባር ደአ እንታይ ትርጉሙ በልኩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Hilna_Solomon.pdf"]

READ MORE

ጊዜ ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003 “ንትካዜ ንኑዛዜ ንንስሓ ንፍሥሓ ንሓጎስ ንምሕራቕ ንብኽያት ንስሓቕ ንምቕራብ ንምርሓቕ ንጥዕና ንሕማም - ንጸብኢ ንሰላም” ንዅሉ ጊዜ’ሎ - ኰሀለት ከምዝበሎ። ንኣይ ግን ገሪሙኒ’ሎ ‘ቲ ሰዓትና ዕንኪላሎ እቲ ወቕትና ሰንፈላሎ ፈታውን ጸላኢን ዘስተብሃሎ ቅድሚ ሬሳ ንብል ላሎ ጊዜ ሓዘን ሰዶ ኣውሎ እንታይ ወረደን ዘን ዓላሎ? ዕሽነትዶ ጽላለ ንቝጸሮ መኣስ ኢና ንጊዜና ንቕይሮ? ብሃንደበትዶ ብቖጸሮ? ብነጋሪትዶ ብኸብሮ? ብእዋኑ ክነሥምሮ ንባህግና ኣይነውዕሎ ኣይነሕድሮ።   ሰዓታት

READ MORE

Zekarias Ginbot December 20, 2014   Part I   A lot has been said about the atrocities committed by the Eritrean regime and articles with similar content have been published before in this kind of platforms. However, the content of this article might be different in a sense that it

READ MORE

ኣገናዕ ወደብቲ መደብ፡  ‘መዓልቲ ልደት፡ ምስ ኤርትራውያን ስድራቤት ኣብ ሎንዶን’ ካብ ሓውኹም ዮውሃንስ ጸጋይ፡ ሎንዶን፡ 22 December 2014   መርሓባ ደቂ ኤረ!   ደስ ዘብል ቅዱስ መደብ’ዩ!   ኩሉ ኤርትራዊ ቤተሰብ፡ ብዘይኣፈላላይ ወገን፡ ዓሌት፡ ሃይማኖትን ፖለቲካን፡ ክንሳተፎ ኣገዳሲ ኢዩ። ሓደ ንኹልና ኤርትራውያን ጎዲሉና ዘሎ ዓበይ ነገር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ዕድላት ብዘይምህላዉ ኢዩ። ብሰንኪ’ዚ

READ MORE

የቐኒየልና ንሀግደፍ ዘቃሉዑልና Tesfamariam Wel. 21/12/2014/ Norway   ብምትሕብባር ኮርዒዳ ወናኒ ኣሰና ደኺመ ዘይብል ኣማኒኤ ኢ. ሓውና ዘሎ ኣኻኺቡ ወረ ዓድና ዘአንግደና ኣሰና ተዘይ ትህሉስ ታይኮን ምኾና?   ኣይምሰማዕናን ንህግደፍ ጉዱ ዘጋልጽ እንቋዕ ተማህዘ ምዕባለ ሓንጎሉ ዘናወጽ መርበባት ማዕከናትና ኣቢለንኦ ዓጽዓጽ ዓጀውጆው ጀሚሮም ተስፋ ብምቑራጽ   ማዕከናት ራድዮ ኤረና ራድዮ ወጋሕታ ሓቀኛ ማዕከናት ሓያላት ሃገራዊ ዋልታ ትኩስ ወረ ዝህባ ከይ ደንጎያ

READ MORE