Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ። መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ''ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን

READ MORE

ግንባር ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ብፍጹም ኣይድፈርን ኢዩ ክብል ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ስራጅ ፈጌሳ ከምዝገለጸ ጋዜጣ ረፖርተር ኣስፊራ:: ብመሰረት እታ ጋዜጣ ኣቶ ስራጅ ፈጌሳ ናይ ትሽዓተ ወርሒ ጸብጻብ ስራሕ ንተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረበሉ: ግንባር ኢትዮ-ኤርትራ ብፍጹም ከምዘይድፈር ኮይኑ ከምዝተወደበ ገሊጹ:: ንሱ ግንባር ኢትዮ-ኤርትራ ብኩሉ መዐቀኒ ንስልታዊ ስርሒትን ኩለንተናዊ ድልውነት

READ MORE

ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል” ኢሉ ምስሓተተኒ፡ “ኣንታ

READ MORE

ኣብ ምህናጽ ኤርትራ፡  መራሕትን መሃርትን፡ ቀየስትን ፈጸምትን፡ ተፋላሰፍትን ተማራመርትን፡ ተኻላኸልቲ ልኡላውነትን፣ ክኾኑ ዝግበኦም ኣሻሓት መንእሰያትን ህጻናትን ኣብ ደልሃመት ስደት ንዝወርዶም ዘሎ ቀጻሊ ቅዝፈታት ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ኣብ ኤርትራ፡ ቅትለት፡ መዋጸኦ ዘይብሉ ጨካን ማእሰርቲ፡ ማሕዩር፡ ሰብኣዊ ግህሰት፡ ብሓጺሩ፡ ስግር እቲ ጸላም ብርሃን ዘይራኣየሉ ህይወት፡ ቀንድን መሰረታውን

READ MORE

ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስታቫንገርን ከባቢኣን፡ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ አኪል ኣሰና ካብታ ከተማ ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ንምርዳእ ተኻኢሉ። እቲ ብምረሻ ባንድ ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ ክልተ

READ MORE

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቶም ናብ አውሮፓ ክሰግሩ ክብሉ አብ ሊብያ አብ ከቢድ ሽግር ወዲቖም ዘለው ዜጋታቱ ብሰላም ንኽውጽእ ጻዕርታት ይገብር ከምዘሎ ተፊሊጡ አሎ። ብመሰረት 28.04.15 መግለጺ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶክትር ቴድሮስ አድሓኖም፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ሱዳንን ግብጽን ብምኻን ነቲ ስደተኛታት ናይ ምውጻእ መስርሕ የካይዱ

READ MORE