Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣማኑኤል ሳህለ ሓምላይ ወይ ቀጠልያ መነጽር (ኮክያለ) ገይሩ ዚዛወር ሰብ: ኩሉ ሰብን ከባቢኡን ቀጠልያ ኾይኑ እዩ ዚረኣዮ። ቀዪሕ መነጽር ዚገብር ሰብውን ከምኡ: ኩሉ ቀዪሕ ኮይኑ ይረኣዮ። ብሓጺሩ እቲ ሕብራዊ መነጽር ዚገብር ሰብ: ሓደ ዓይነት ሕብሪ ጥራይ እዩ ክርእይ ዚኽእል: ስለዚ ነቲ ኣብ ዕምባባታት መሮርን ኣብ ዕራርቦ

READ MORE

ዕንደራን ዳንኬራን ስርዓት ህግደፍ ኣብ መላእ ዓለም በቶም ሕልና ኣልቦ ሰዓብቱ፣ ሓዘንን ሓጎስን ዝተሓዋወሶም፣ ንሕማቕ ጽቡቕ፣ ንሓዘን ሓጎስ፣ ንጥሜት ጽጋብ፣ ንጽምኢ ርውየት፣ ንዕንወት ዕብየት፣ ንጥፍኣት ልምዓት፣ ንሞት ሂወት ፣ እናበሉ ብዘይ ሕፍረት ብሓሶት ክምስክሩ ዝፍትኑ፣ ንሕብረተሰብ ኤርትራ ዘይውክሉ ሰብኣውነቶም ዝሸጡ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ፈቐድኡ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ከጋውሑ

READ MORE

ካብ ዓዲ ጥልያን ናብ ሜዳ ብምውራድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ተመዲባ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝናበየትን ዝኾስኮሰትን፣ ናብ ቃልሲ ዘሰለፈትን ክብርቲ ሓርበኛ ተጋዳሊት ኣዴና ዛይድ ርእሶም ብዝሓደራ ሕማም ኣብ መበል 77 ዓመት ዕድሚኣ ብምዕራፋ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፣ መንግስተ ሰማያት ይቀበልኪ ንብል። ንቤተሰባን ኩሎም ‘ቶም ሓልዮታ ረኺቦም

READ MORE

ህይወት ድሕሪ ጥልመት ዝኸበርካ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም፡ ካብ ኩሎም ንዕድመ ስልጣን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝከላኸሉን ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ዘብእሱን ዘለዉ ልሙሳት መሳርሕትኻ ንዓኻ ምሕራየይ፡ ተራኻ ንምቁንጻብን ወይ ንምንኣድን ኢለ ኣይኮንኩን። የግዳስ ብኣኻ ኣቢለ ናብ ካልኦት ሰበስልጣን ህግደፍ ከሕልፎ ዝደለኹ ኣገዳሲ መልእኽቲ ስለዘሎኒ’የ። ከምዘይትስሕቶ፡ ንነዊሕ ዓመታት ብተራን

READ MORE

ጎዲምና ከንተርፍ ንበራበር ኣብ ቀዳማይ ክፋልን ፡ ዓማጻይ ኣብ ዝዕመጹ ሰባት ክጥቀመሎም ይኽእል ‘ዩ ኢለ ዝሓሰብክዎም እከይ ጥበባትን ሳዕቤኑን፡ ከምኡ ‘ውን እቶም ግዳያት ዝኾንና ኣብ ምንታይ ክንነቕሕ ከምዘለና ንኣንባባይ ክሕብር ፈቲነ ‘ለኹ። ኣብ ካልኣይ ክፋል ከኣ ሓደ ርእይቶ ወሃባይ ብዝሃበኒ ርእይቶ ምርኩዝ ጌረ ካብ ላንጋ ላንጋ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ብ 1871 ሃገር ኢጣልያ ነቶም ገዛእታ ሰጒጓ ናጻ ምስ ወጸት: ኢጣልያስ ከም ሃገር ተፈሊጣ: ኢጣልያውያን ግን ከም ህዝቢ ተፈጢሮም ዲዮም? ዚብል ዘረባ ይቃላሕ ነይሩ። ከምዚ ኪብሃል ከሎ: ነታ ሓዳስ ሃገር ኣብ ሓድነትን ራእይን እተመርኮሰ ፍሉይ ባህርይ ወይ መንነት ዘልብሱዋ ህዝቢ ምስኣ ተፈጢሮም ዲዮም ከም

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/ብምኽንያት-ፈስቲባል-ትግራይ-ኣብ-ስያትል-ብ-ስኤመለ-ሰሜን-ኣሜሪካ-ዝተዳለወ-ጽሑፍ.pdf"]

READ MORE

ካብ ሊብያ ዝተበገሱ ኣስታት 700 ሰባት ዘሳፈረት ጃልባ ሎሚ 5 ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ከምዘጋጠማ ሓይሊ ባሕሪ ኣየርላንድ ሓቢሩ:: ኣብ’ታ 25 ኪሎሜተር ካብ ገማግማ ባሕሪ ሊብያ ሓደጋ ዘጋጠማ ጃልባ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከም ዝኽእሉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ገሊጹ:: ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ

READ MORE

Urgency of Re-organizing and Strengthening Eritrean            Democratic Grassroots Movements for Primary Elections                                                                            By                                                               Our Voice – Eritrea Outline Mission Statement The Role of Our Voice – Eritrea The Role of Opposition Political Parties and Civic Organizations in the Elections Criteria for Candidacy and Any Participation in the Elections Signing a

READ MORE

ኣንታ እዛ ጀኔቫስ’ምበር ድሮ ስምብራት ገዲፋ ኣብ መድረኻ ። ፈስቲቫል ህ.ግ.ድ.ፍን ፍሽለታቱን። ኩልና ከምንዝክሮ ህ.ግ.ድ.ፍ ንባህልን ልምድን ክብርታት ሕብረተሰብና ብምብራዝ ብእዉጅን ዘይእዉጅን ኣገባብ ድሕሪ ምእጋዱ ንምሉእ ዓመት ብናቱ ናይ ጥፍኣት ብዓላት ተኪኡ ሓንሳብ ምጅማር ሓንሳብ ምዝዛም ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እናሰመየ ብዓላትን ፌስቲቫላትን ብምድላው ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጠሉ

READ MORE

ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት 2015: ብዝሒ ናይ’ቶም ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ቆልዑ: ድሕሪ ኣፍጋኒስታን እቲ ዝበዝሕ ከምዝኾነ ተገሊጹ:: ብመሰረት ጸብጻብ ኢመግረሽን እታ ሃገር ካብ ኤርትራ ዑቕባ ዝሓተቱ ቆልዑ 288 ክኸውን ከሎ ካብ ኣፍጋኒስታን: 458: ካብ ሶርያ 31 ኢዮም::  ዝሓለፈ ዓመት  ኣብ ኖርወይ  264 ትሕተ

READ MORE

ሳላ ምዕቡል ተክኖሎጂ መራኸቢታት ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም: ኣብ ውቅያኖስ ኣብ ሰማይ ዝፍጸም ኣብ ቤትካ ኮፍ ኢልካ: ኣብ ጉዕዞ ኮንካ ትከታተሎ:: ዘሕዝን: ዘደስት: ዘነድር: ዘተባብዕ ፍጻሜታት ትዕዘብን ትሰምዕን:: ክንዲ ጽፍሪ ኣብ ትኸውን መሳርሒ ሰኒድካ ኣብ ዘድለየካ ጊዘን ቦታን ደጊምካ ትውከሶ:: በዚ ምዕባለ’ዚ ዝርዕድን ክዓብሶ ዝፍትንን

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ብተመክሮታትን ተምሳላትን ምስልታትን: ብምግንዛብን ምዝማድን ምንጽጻርን: ከምኡውን ብእተጠላለፈ ህዋሳዊ ፈትልታት ዝመልአ ሓንጎል ወድሰብ: ካብ ምሕሳብ ኣየዕርፍን። ሰብ: ምሕሳብ ደው ምስ ዘብል: ምንባሩውን ኣይፈልጥን። በዚ ምኽንያትዚ ኸኣዩ ደካርት እተባህለ ፈረንሳዊ ፈላስፋ: እሓስብ: ስለዚ ኣለኹ: (cogito ergo sum) ዝበለ። ሓንጎል ወይ ኣእምሮ ሰብ: ብባህርያቱ ተመራማሪ እዩ። እቲ

READ MORE

ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ ሃገረይ፣ ሎሚ ቕነ ስምኪ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ብኽልተ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናተደጋገመ ገኒኑ ቀንዩ። በቲ ሓደ፣ ብሃራት ተወጣሕቲ ብሽግለታ ኤርትራውያን ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ብመንገዲ ‘ታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኣብቲ ህቡብ ቅድድም ብሽግለታ ዓለም Tour De France ናይ መጀመርያ ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያንን ተሳተፍቲ ክኾኑ ምብቅዖም

READ MORE

ብ.ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ)01/08/2015 መሰልካ ክትመዝን፣ ፈውሶ’ቲ መርዘን ኣይትፍኮስ ርዘን!  ብጭብጢ ግን ሓዘን፡ ካብ ኣፍልጦኻ ንላዕሊ ሓያል ክትበሃል ብምግዳስ ጠለብ ህዝቢ ምስትብሃል ብፍትሒ ዝሰሓል በሊሕ ከይደሃል ህዝባዊ-ጠለብ መልስ ክብል ከሎ ሃልሃል፡ ሕልናዊ መግብኻ ሓቂ ንቅንዕናኻ ዘይንከ ስንቂ ንኹሉ የአንጊዱ ዘዕገበ ቅቡል’ዩ! ዘይብሉ ዝድርበ፡ ገምጋም ግበረሉ ፍረ ጻዕሪ ብኸንቱ ኣይተሕልፎ ጊዜኻ ከተማዓራሪ ልዕሊ ኹሉ እምነት ዝጎደላ ፍቕሪ ናብ ምፍራሳ’ያ ይትረፍዶ ከተዕሪ፡ እምነትካ ዘርጒድ

READ MORE

ኢሳያስ ቀይሕ መስመር ሰጊሩ ንኢትዮጵያ ክወርር ምስ ዝፍትን: ኢትዮጵያ ዳግማይ ከም ዘይትንስእ ስጉምቲ ከም እትወስደሉ ዝጸንሐ ፖሊሲን ስትራተጂ  ሃገሩ ከምዝኾነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ:: ንሱ : ምስ  ጽንዓት ዝተሰምየ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ራድዮ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ: ኢሳያስ ዓቕሙ ብምድኻሙ ንኣሽቱ ምትኹታኹ ይገብር

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፥ ንኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ምሉእ ብምሉእ ንምልማሳን ምርማሳን ዘካይዶ ዘሎ ሓደገኛ ተግባራቱ፥ ኣዝዩ ሓያል ብዝኾነ መገዲ ይቕጽሎ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ፥ ንተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ሓንቲ ካብተን  ናይ ስለያ ትካላቱ ንምግባራን ብዘለዎ ሓይሊ ኣብ ምሉእ ምቁጽጻሩ ንምእታው ብቐጻሊ ይዓየሉ ኣሎ። እታ ቤተ ክርስቲያን ባህላዊት ሃይማኖት ንምግባራን፥ መራሒ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ሓደ ካብቲ ካብ ነዊሕ እዋን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ዘሎን ሽጣራታትን ተንኮላትን፡ ኣብ መንቀራቅሮ ኣትዩ መውጽኢ ምስሓርበቶ፡ ካብ ተሓታትንት ንምህዳም፡ ሓቅታት ንምጥምዛዝን ተሓላቂ ንምምሳልን፡  ንህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ንምድንጋር ዘውጽኦን ዘካይዶን ዘቆጸልጽል መግለጺታትን ዘካይዶ መናውራታት’ዩ። ኮሚሽን ተጠባዊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት፡ ነቲ በቲ ስርዓት ኣብ ልዕሊ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ከምዝተሸርበ ብመርበብ ሓበሬታ demo.archive.assenna.com ተጠቒሱ ዝነበረ 1ይ ጸሓፊ ኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኢማራት ዓረብ ነበር ኣልኣሚን ናፍዕ ኣብ ኣውስትራልያ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ሓቢሮም። ነቲ ሓበሬታ ኣብ ኣውስትራልያ ዝመደበራ መርበብ ሓበሬታ farajat.net ‘ውን ኣረጋጊጻቶ። ኣቶ ኣልኣሚን ናፍዕ፣ “ እቲ ስርዓት

READ MORE

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቲቢ ኤረ ምልካዊ መራሒኡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ “ብሰንኪ እቶም ናብ ስደት ዝውሕዙ ዘለዉ መንእሰያት ዝበኵር ዕማም የለን፣ ብዘይብኣቶም ኳ ይሰልጠና ናይ ጉልበት ጸገም የብልናን” ፣ እናበለ “ክኸይድ ዝደለየ ይኺድ” ዝዓይነቱ ዘይሓላፍነታዊ መልእኽቲ ዝዳሕድሐ ምልካዊ ስርዓት፣ ኣብ ኤውሮጳ ብሰንኪ

READ MORE