Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጉጅለ ዓሰርተ ሸውዓተ፡ መታሕት ከበሳ እዞም ኣብዛ ጉጅለ ዝኣትው፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ብደቂ ከበሳ ዝተዓብለለን ንረብሓ ደቂ መታሕት ዘይውክልን እዩ ይብሉ። ብዘካይ’ዚ ካብ ከበሳ ህዝቢ ኣፈናቒሉ ብሓይሊ መሬት ደቂ መታሕት እንዳመንዝዐ ዝሽንንን፡ ንረብሓ ደቂ ከበሳ ንምግልጋል ጥራይ ደው ከም ዝበለ ስርዓት ጌሮም ይወስድዎ። ብዘይካዚ፡ ቀንዲ ተደናገጽቲ

READ MORE

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዘስዕቦ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ግሁድ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ስቃይን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ይኹን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ካብ ማንም ዝተከወለ ኣይኮነን። ግፍዕታት ናይዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ደረቱ ዝሓለፎ ጥራይ ዘይኮነስ ናብ ምጽናት ኤርትራውያንን ብርሰትን ጥፍኣትን ሃገርና ዝኣንፈተ ስለ ዝኾነ ከም ሕብረተሰብ ህዝብናን ሃገርናን

READ MORE

መስከረም (September) 28: 2015 ********* ዶክተር ዳኒኤል፡ ነቲ ኣብ ወርሒ ሰነ 23፡ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፣ ከምኡ `ውን፡ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ሰነ 26፡ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮንሚሽን ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ዝተኻየደ ዓቢዪ

READ MORE

እቲ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዘተኣታተዎ ፕሮጀክት ዕስክርና ሽማግለታትን ገዳይምን ተጋደልቲ ኣብቲ ብ “ህዝባዊ ሰራዊት” ዝፍለጥ ናይ ምልሻ መሳርዕ፡ ገለ ዓመታት ኣሕሊፉ `ኳ እንተሎ፡ ገና ኣከራኻሪ ኮይኑ ምህላዉን በቶም ተሳተፍቱ ይኹን ተዓዘብቱ ተቐባልነት ከምዘይረኸበን ምንጭታት ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፡ ሓላፊ ናይቲ መደብ ዕስክርና ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ፡ ካብቶም

READ MORE

ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት ካብ ሓደ ክሳብ ዓሰርተ ሰለስተ ዘለዉ ጉጅለታት ርኢና ኔርና። ኣብ ሳልሳይ ክፋል ካብ ጉጅለ ዓሰርተ ኣርባዕተ ክሳብ ጉጅለ ዓሰርተ ሽዱሽተ ቀሪበን ኣለዋ። ጉጅለ ዓሰርተ ኣርባዕተ፡ ኤርትራ ትቐድም (ስመርርር) እዞም ኣባላት እዛ ጉጅለ፡ መብዛሕትኡ እዋን ስመር ብዝብል ጭርሖ ዝፍለጡ፡ ንኤርትራ ከም ሃገር ቀዳምነት

READ MORE

ሓደ ሰብ ሓሚሙ ናብ ሓኪም ምስ ዝኸይድ፡ እቲ ሓኪም ሕማሙ ከየረጋገጸ መድሃኒት ኣይእዝዘሉን እዩ። ንሕና ኤርትራውያን ድማ፡ ሕማምና ከይፈለጥና ንሕማምና ዝፍውስ መድሃኒት ክንረክብ ከቶ ኣይንኽእልን። ሓሸውየ እዚ ዝሐለፈ 15 ዓመት ደምበ ተቋውሞ ዘረጋግጾ ሓደ ሓቒ እንተሎ ድማ፡ ነዚ ክውንነት እዚ እዩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ እምበኣር’የ፡ ሓደ

READ MORE

ጠንቂ ናይ’ዚ ሎሚ ኣብ ገለ ሃገራት ማእከላይ ምብራቅ፡ ኣፍሪቃን ኣስያን ተኸሲቱ ዘሎ ህልቂት፡ ምምዝባል ሰላማውያን ሰባት፡ ቁጠባዊ  ዕንወትን ሕጊ ኣልቦን፡ ጣልቃ ካልኦት ሃገራት ብፍላይ ድማ ምዕራባውያን ሃገራት ንረብሓታተን ክብላ ስርዓታት ብሓይሊ ምቅያርን ከፋፊልካ ምግዛእን፡ ምግባት ስልጣንን ብልሹውናን፡ ውልቀ መለኽቲ ዝፈጥርዎ ጸገማት፡ ናዕቢ ሰብኣዊ ርህራሀ ዘይብሎም

READ MORE