Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ

READ MORE

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ንምጽዋት ቦትስዋና ካብ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ10 ኣባላት ትማሊ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ Sunday Standard ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ተጻወቲ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ

READ MORE

ኣበለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ታሪካ ሕድሶ፡ ውራይካ ኣሳላስል እለዮ ቀልሶ፡ ገዲፍኻዮ ኣይትእቶ ጽባሕ  ትምለሶ፡                ጸበባና ነርሁ  ኣፍዴጌና፡ነርሑ፡                ብቕንዕና፡ልቢ፡ ንስራሕ፡ምዝሰርሑ፡                ኣባጊዕና  ይብላዓ  ኣኽላባት ይነብሑ፡              

READ MORE

ተባዕ ቢተወደድ፡ ከማኻስ ኣይሓድ! (ግጥሚ - ቅድሚ 10 ዓመት) ኣንታ ሕቡእ ጅግና መን ቀበረካ ብህይወትካ ገና፡ ንስኻ ኣብ ማዕቡጥ ምስ ምሉእ ልቦና ሃገርናስ ቓዚና ዓሪቑ ዝባና ንዓኻን ከማኻን ስኢና። ብሽመት ዘይጥበር ብፍርሒ ዘይሽደድ ብግዜ ዘይቅደም ብገንዘብ ዘይእበድ፡ ተባዕ ቢተወደድ ከማኻስ ኣይሓድ ሽሕ ኮይኑ ይወለድ! ምስ ተጋዳላይ ጎያዪ ምስ መንእሰይ ተላሃዪ ምስ ምሁር ዘታዪ፤ ኣብ ኵናት ኣላዪ ኣብ ዋዕላ ዘይመናሕሰዪ ጠዋር-ሰላም ጎብለል ሓዊ። ጣቋኻ ዲዩ ተጸሊኡ ወይ ድፍረትካ መሊኡ ዓይኒ

READ MORE

ቅድሚ ክልተ ዓመት እዚ እዋን’ዚ፡ በቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ሂወቶም ዝሰኣኑ 368 ኣሕዋትናን ኣሓትናን ጉሂና፡፡ ማሕበረሰብ ኤውሮጳ እንተላይ ጳጳስ ቫቲካንን ካልኦትን ንስድራ መወቲን ማሕበረሰብ ኤርትራውያንን ሓዘኖምን ደገፎምን ገሊጾም፡፡መብዛሕትኦም ደለይቲ ሰላም ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ተኻፈልቲ ሓዘን ስድራ ቤት መወቲ ኮኑ፡፡ ኣባላት ህግደፍ ሽዑ

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ምሉእ ዓወት ክጓናጸፍ ዕላማ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ  እዩ። ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡  ንብደረጃ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ  ዘማእክል  ዞባዊ ናይ ህዝቢ ጥርናፈ`ዩ። ኩሎም ኣካላት ናይ`ዚ ምልዕዓል`ዚ፡  በብከተምኡ ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ፡ ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ  ከም ገዛእ ዋኒኖም ክጉስጉሱ፡ ክሳተፉ ነማሕጽን። ሃብሮማትን

READ MORE

ትማሊ ዓርቢ ዕለት 08/10/2015 ኣምባሳደር ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ኣቡዳቢ ህዝባዊ ሰሚናር ብምክያድ  ነፍሰወከፍ ኤርትራዊ ተቀማጣይ ኣቡዳቢ ኣብ ሊዕሊ እቲ ዝኸፍሎ 2% (ግብሪ)  1% ወርሓዊ  ክኸፈል ሓድሽን ኣስገዳዲ መምረሒ ኣውጺኡ፡  ነዚ ተሰሊዑ ዘሎ ተወሳኺ  ክፍሊት ዘይከፍል ዜጋ ዝኾነ ቆንስላዊን ይኹን ኮማዊን ኣገልግሎት ከምዘይዋህቦ ብተሪር ሃዲዱ፥ ኣብ

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡ ንቀዳም 17 ጥቅምቲ ኣብ 55 South State Ave. Indianapolis  Indiana ሰዓት  3፡00ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ነማሕጽን።   ብደሓን

READ MORE

ንበገስ ብሓባር  ብዘይ ኣፍላላይ፡ ካብ ሩሑቕ ቀረባ  ታሕታይ ላዕላይ፡ ጥምሮ  ሓድነትና፡ ዬብሉን፡ሓንኻላይ፡ ቀዲሕካ ዘይ ነጽፍ ዘይ ውዳእ ቀላይ፡      ብሓባር  ተላዓል  ደላይ ፍቲሒ      ብንቅሓት  ግጠሞ  ናይ፡እከያት ሽርሒ፡       ሓድነትዩ! ሓይሊ፡ዘይንደል፡ከውሒ፡       ሓንቲያ ታ!ሂወት   ወጊድ  በላ" ፍርሒ፡ ካብ ህዝቢ" ናብ ህዝቢ፡እዋናዊ  ቴማ፡ ቅድም ቀዳድምና  ሃገር  ነቐድማ ፡ ምክብባር

READ MORE

ሕብረት ኤውሮጳ፣ መኣትዎ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ዝመጽኡ ዘለዉ ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ብምዃነን፣ ብጻዕቂ ስደተኛታት ተዋጥረን ዝርከባ፣ ከም ቅድመ ግንባር ናይቲ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝጥቀሳ ከም ዓዲ ጥልያንን ግሪኽን ዝኣመሰላ ሃገራት ጽዕነተን ንምፍኳስ ኣብ ድሮ ኣብ መሬተን ንዝርክቡ 40 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ

READ MORE

One of the most strange and pervasive attributes peculiar to Eritreans - possibly, Eritreans only - is obstinacy: the stubbornly unyielding refusal to change an opinion or a course of action.  To stubbornly speak and write about its importance, even when your venue is discredited. 

READ MORE

ኤርትራ ብመስፈሪ ኢብራሂም ሞኣ 2015፡ ኣብ ምምሕዳር ምስ’ተን ሓሙሽተ ታሕተዎት ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእተሰርዐት ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ(AFP) ሓቢሩ፡፡ በቲ ንሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ምዕባለ፡ ሰብኣዊ መሰል፡ ቀጻሊ ቁጠባዊ ዕድል፡ ድሕነትን ግዝኣተ ሕግን መሰረት ብምግባር  ብሚእታዊት ዝተኻየድ ኣርባዕተ መምዘኒ፡ ኤርትራ 29.9%  ብምምዝጋብ ነተን ብኵናት ሓድሕድ ዝተጠቕዓ ሃገራት ኣኸቲላ

READ MORE

ልኡኽ ጉዳያት ወጻኢ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል 70 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ተረኺቡ መዲሩ፡፡ ኣብ’ዚ ብ3ጥቅምቲ ልክዕ ክልተ ዓመት ናይ’ቲ 368 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ዝጠሓልሉ ዕለት ዝገበሮ መደረ፡ ነቶም ግዳያት ክዝክር ዝተጸበዮ ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ንህልቂት ዜጋታቱ ክብሪ ዝኸልእ ውርደተኛ ጉጅለ ስለዝኾነ፡፡ ድሕሪ ክልተ ዓመት

READ MORE