Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሱዳን ካርቱምን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት  ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምግሃስ ጸገም ከምዘየጋጠሞም፣ እንታይ ደኣ ቁጠባዊ ሽግራቶም ክፈትሑ ከምዝተሰደዱ ኣብ ዝገልጽ ባዕሉ ዘዳለዎ ሰነድ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ን ዓርቢ 8 ጥሪ 2016 ንምክያድ ጻውዒት የቕርብ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ካርቱም

READ MORE

The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea (COI) is a UN commissioned body with a mandate to shed light on the human rights violations being perpetrated by the Eritrean government against its people. It is carrying out its mandate by collecting oral and

READ MORE

1977:: ኤረየ ኤረና ከተማታት ኮይኑ መዓስከርና::ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዓሪድና ሸውዓተ ቃድራ ተሪፈናና ብምባል ናጽነት እንታይ ከም እትመስል ንዘይንፈልጣ ነማዕድዋ ነበርና:: ኣዴታት ካብ ኣስመራ ቅያር ክዳን: ሕምባሻ:ፈውሲ ቁማል ሒዘን:ነቶም ኣብ ብሎኮ ዝነበሩ ወተሃደራት ብትብዓትን ሜላን ሓሊፈን እበጽሓና:: ኣዴታትና ቁማል ከይንብላዕ: ነቲ ከም ብረት ዝፍራሕ መድሃኒት ሒዘን

READ MORE

                              2ይ ክፋል፡ዝኽሪ ሓላው ስጡሕ።         25.12.15 ቅድሚ ናጽነት። “ኣብ ዘለናዮ ሰልፊ ዓወት ወይ ሞት” እታ ኣብ ሰውራ ምስተጸንበርኩ ጎሮሮይ ዘላሕተተትኒ ጭርሖ ነበረት። ክምሓቂ ከ ምታ መዓልቲ ዕለተ-ምስላፈይ ገይረ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን። ሽዑ ኣብቲ መደበር ስልጥና ፖለቲካዊ ወይ ወተሃደራዊ ታዕ ሊም ተማሂርና ምስ ወዳእና ማሕላና ኣንጐድጒድናያ ካብቲ ህሮሩማ

READ MORE

ኣቡን ኮፕቲክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጋልዮስ ብምኽንያት ዕረፍቲ ናይቶም ኣብዚ ቀረባ መዓልታት  ዝዓረፉ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ተሽይሞም ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ትማሊ ኣብ ዘውጽኡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቶም ብዘይ ሕጊ ቤተክርስትያን ካብ ስልጣኖም ተወጊዞም ዝጸንሑ ልዑል ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ናብ መንበረ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብፍላይ ድማ ኣብ ጀዳን ርያድን ዝርከቡ ካብ 1991 ንደሓር ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ናይ ቁጠባ ስደተኛታት እምበር ናይ ፖለቲካ ጸገም ከምዘይብሎም ብምግላጽ ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክፍርሙ ዘስገድድ ኣኼባ ንሎሚ ሓሙስ ምሸት 24 ታሕሳስ ቆጺሩ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሮም። እቲ ስርዓት ካብ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ፡ ሰብኣዊ ክብሩን ልኡላውነቱን ንምርግጋጽ ዝኸፈሎ ከቢድ መስዋእቲ፡ ዝሕለፎ ሓሳረ-መከራ፡ ዝባኸነ ገንዘብን ዝዓነወ ንብረትን ብገንዘብ ዝትመን ኣይኮነን። ህዝብና ናጽነቱ ድሕሪ ምጉንጻፋ፡ ነቲ ብሰንኪ ኩናት ዝዓነወ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽላታቱ ክሃንጽ፡ ዝተሰደን ዝተመዛበለን ህዝቢ ናብ መንበሪኡ ክምለስን ክጣየስን፡ ትካላውን ቅዋማውን ኣሰራርሓ ከማዕብልን ምስ ከባቢኡን ዓለምን ኣብ

READ MORE

እስኪ ንሓንቲ መዓልቲ ከም ሰብ ንሕሰብ። ባህርያት ደቂ ሰባት ግን ካብ ኤርትራውያን ዝረሓቐ ከይትብሎ፣ ኩሉ እቲ ናይ ተመሳሲልካን ናይ በለጽን፣ ናይ ቅርሕንታን ስስዐን ተሰኪምናዮ ወይ ተለማሚድናዮ ከይከውን እምበር ንሱስ ካባና ክርሕቅን ክጠፍእን ኣይከአለን። ወላ ንሕና ማራ እንተፈተናዮ ንምንታይ ንሱ ዘይጸልኣናን ዘርሕቀናን ንብል ሐደ ሐደ ጊዜ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ካብ ቅድሚ ሓያለ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ብምስጢር ምስ ስዑዲ ዓረብ ቀጠርን ብምስምማዕ ኣቐዲሙ ኣብ ውግእ ሕድሕድ የመን ዝኣተዎ ዕንደራዊ ጣልቃ ጋዜጣዊ መግለጺ ብምውጻእ ኣግሂዱዎ። እቲ “መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ብዛዕባ’ቲ ግብረ-ሽበራ ንምቅላስ ብንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝተወስደ ተበግሶ” ብዝብል ኣርእስቲ ብ 21 ታሕሳስ ዝወጸ ኣርባዕተ

READ MORE

ኣይፋልኩምን መልስዎ ደኣ ዋሽንግተን— 4ይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ብሕማም ምክንያት ሎሚመዓልቲ ከምዝዓረፉመንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጣ።ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ኣብ ቀረባኣዋርሕ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ክሕከሙ ከምዝጸንሑ እቲ ዜና ብተወሳኺይገልጽ። ስነስርዓት ቀብሪ  ኣብ ዝቕጽል ቀዳም 26 ታሕሳስ 2015 ከምዝፍጸም እቲ ዜና ብተወሳኺ ይሕብር። ቅድሚ 8 ዓመት ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ዝነበሩ ኣቡነ እንጠንዮስ ገና ብህይወት እናሃለውክቕመጡ ዝተገብሩ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ጉዳይ ሽመቶም ኣካታዒ ምንባሩ ይፍለጥ:: እዚ ኣብ ላዕሊ ሰፊሩ ዘሎ ዜና ብድምጺ ኣሜሪካ ካብ ዋሽንግተን ዝተዘርግሐ ኢዩ:: እቶም ብሞያ ጋዜጠኝነት ነዊሕ ዝሰርሑን ምስ ዘመናዊ ኣሰራርሓ ማዕከናት ዜና ሌላ ዘለዎምን ነዚ ዜና እዚ ከዳልው ከለው ክልተ ጊዜ ርእዮሞ ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን:: ዜና ንሰማዒ ንጹር ስእሊ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅድሚ 8 ዓመት ንፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ብኢደወነኑ ብሓሊ ወጊዙ ኣብ ክንድኦም ኣብ መንበረ ጵጵስና ኣቐሚጡዎም ዝነበረ ኣቡነ ዲስቆሮስ ብሕማም ሎሚ 21 ታሕሳስ ከዝዓረፉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቡነ ዲስቆሮስ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ብወቕዒ ፍርቂ ኣካላቶም ለሚሱ ኣብ ሱዳን ኣብ ሕክምና ተዓቝቦም ድሕሪ

READ MORE

ዓመታት ኣቑጺሩ ካብ ዝኽወል ገጽካ ድምጽኻ ጠፊኡ እቲ ምቁር ቃልካ ይሓይሽ ዶልካዮ ጽምዋ መሪጽካ ጻዕጺዑ በርቲዑ ቃልሲ ብድሕሬኻ ኣይመቀረን ቃልሲ ንስኻ ዘየለኻ ምትግባሩ ከቢዱና ናይ ቃልሲ ትልምኻ ኣይተረኸበን ዝትክእ ንዓኻ ኤርትራ ኣይወለደትን ሓቦኛ ከማኻ ተባላሓቲ ዘተግብር ራኢኻ ንጽዕር ኣሎና ክንፍጽም ለበዋኻ እታ ተካል መዓልቲ ሎሚ ትዝ ትብለኒ ብተለፎን መስዋትኻ ከርድኡኒ ስዩም ተሰዊኡ ምስበሉኒ ልበይ ጠፊኡሊ ትንፋስ ሓጺሩኒ ዓይነይ ጠሊሙኒ

READ MORE

እርማት፡ ኣብ ትሕቲ ``ህጹጽ ጸዋዒት ንምቛም ሓይሊ ዕማም ደገፍ - ንመርማሪት ኮሚሽን`` ዘስፈርናዮ ጽሑፍ፡  ብገለ ምኽንያት፡  ከይተነጸረ ዝተረፈ መልእኽቲ ስለዝነበሮ፡  ንጹር መልእኽቱ  እነሆ ነቕርብ። ህጹጽ ጸዋዒት ንፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኤርትራውያን (ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ)፡  ዕላማ ናይ`ዚ ጸዋዒት`ዚ፡ ንደገፍ መርማሪት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምቛም ኣብ ዝግበር ዘሎ ናይ ህዝቢ

READ MORE

ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓዳር 2015 ብመድረኽ ተዓዲሙ ኣብ ኬንያ ዝተጋበአ ኣኼባ ሕላገቱ “ብርኹባት ኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ” እናተባህለ ስለ ዝተወደሰሉ፡ ኣይፋሉን እዚ ብኤርትራውያን ዝተመወለ ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከም ዘይኮነ ንምርዳእ እዩ። መድረኽ ኣብ መእተዊኦም ይኹን ኣብ መደምደምታኦም፣ ኣኼባታቶም ከምኡ እናበሉ እንተወዳደስዎ ዝገርም ኣይኮነን፡ ስለምንታይሲ ድሕሪ 15 ዓመታት፣ ንሳቶምን

READ MORE

ኣቱም ሰባት ድሓን ኣለና እናበልና እምበር ሰብ ጌርና! ስርናይ ዝዘርአ ስርናይ ከም ዝሓፍስ ኢና ንፈልጥ ዝነበርና ስለዚ ክርዳድ ካበይ ነጠበና! ስርናይ ክንሓፍስ እናተጸበና ቀናኣት ዶ ጸላእቲ ረኺብና ኢልና ተጠማሚትና ምትእምማን ስኢና። ሎሚ ግን ፈሊጥናዮ ጸላኢና ክንደይ ሰብና ምሰ’ጥፋእና ውላድና እናበልናዮ ዝዓበየ ምሳና ሓዚልና ዘዕበናዮ ኣብ ዝባና ምሳና ዝውዕል ዝነበረ ኣብ ግራትና ዝርእየና ዝነበረ ምሩጽ ስርናይ ክንዘርእ ከለና ብክርዳድ ለዊጡዎ ንምሩጽ

READ MORE