Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሕሉፍነት!!!!!!!!!? “ስነ -ስርዓት ዘይብሉ ህዝቢ፡ጨው ከም ዘየብሉ መግቢ” መጽሓፍ ኣርባዓን ኣርባዕተን ኣብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ዘበነ ፈደረሽን ኤርትራ፡ ካብ ዝነበረ መጻሕፍቲ። ጥዑም መግቢ፡ ብዝሒ ሓዊዶ! የብስሎ? ብዝሒ ጨው ከ! የጥዕሞዶ? ብዝሒ፡ በርበረ ኸ! የምቅሮዶ?  ብዝሒ፡ ቀመም ከ! ይጥዕምዶ? ወሓለ ዘይሰርሓቶ! ይነ ኣድ ዶ?። ሕሉፍ!! ሓለፋ!!!ሕሉፍነት እንታይ እዩ? ሕሉፍ

READ MORE

ንኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ፖለቲካዊ እምነትን፣ መንፈስን፣ ዉዕዉዕ ሃገራዊ ስምዒትን፣ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካየድናሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)፣ ካብ በብግዜኡ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ቅልውላዋት ንምውጻእ ኣባላት ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብወገና ዝተፈላለየ ተበግሶታትን፣ ጻዕርታትን ብምክያድ ከነሐይሎን ከነደልድሎን ዘካየድናዮ ጻዕርታት፣ ኣቦመንበር ባይቶ፣ መትከላውን፣ ሕጋውን ኣሰራርሓ ብዝጠሓሰ ኣገባብ፣

READ MORE

 ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡       በቲ ዝሓለፈ  ኣኬባ ስምምዕ መሰረት ነዚ ጊዚያዊ ሽማግለ ብቆዋሚት ሽማግለ ምትካእ: ብሕግን ሕጋውነት ክንምራሕ ስለዘለና ሕጊ ዝተነድፈ ጽሑፍ ስለዘለና ክንዘራረበሉ  ከምኡ'ውን ክነጽድቆ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና።

READ MORE

ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ነቭሰን ዝተባህለ ኩባንያ ዕደና ብምሽራኽ ተሓታትነት ዘይብሉ 2 ቢልዮን ዶላር ከምዝረኸበ ተገሊጹ:: ማርክ ኪሊ ዝተባህለ ጋዜጠኛ   ንሓለፍቲ ኩባንያ ዕደና ነቭሰን ኣዘራሪቡ እቲ ሓሙሻይ ዓንዲ ሕጊ(The fifth estate) ብዝብል ኣብ ዘዳለዎ መደብ : ዕደና ወርቂ ቢሻ  ኣብ 2011 ምህርቲ ወርቂ ኣብ ዝጀመረሉ 548

READ MORE

ኣይትሓዘለይ ልዕሊ ወይ ትሕቲ ሓቀኛ ጠባያትካ፡ ንጥፈታትካን እንታይነትካን ይመዝነካ ከይህሉ። ይቅሬታ፡ “ስለምንታይ ናባይ ጥራይ ኣድሂቡ፡ ዝተኣዘዝክዎ እንድየ ዝፍጽም ዘለኹ፡ ከም ናተይ ተግባራት ዝፍጽሙ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ” ዝብል ስምዒታት ከይህልወካ። ንስኻ ኣኽሊል ጥፍኣት ስልዝደፋእካ ድሕሪ ጎይታኻ ኢሳያስ ማለት’ዩ፡ እምበር ብቀጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ብኢሳያስ ዝተዋፈሩ እኩያት ከምዘለዉ

READ MORE

ፍሉይ መደብ፣ “ኤርትራ ብዓይኒ ህዝባ፣ 25 ዓመታት ናጽነት ዶ ባርነት” እታ ሳላ ደገፍኩም ውዲትን ዓመጽን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ምቅላዕ ንሓያለ ዓመታት እጃማ ከተበርክት ዝጸንሐት ድምጺ ኣሰና፣ ሕጂ ‘ውን እቲ ምልካዊ ስርዓት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ህዝቢ ረጊጹን በቲኑን ናብ ባርነት ንዝቐየሮ ናጽነት ኤርትራ፣ “ብሩራዊ

READ MORE

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 21/03/2016.Norway   ክሕደት ከይንብሎ ኣይኮነን ክሕደት ጥልምት ከይንብሎ ኣይኮነን ጥልመት ጸረ ከይንብሎም ይደልዩዮም ዓወት መጻእተኛ ከይኾኑ ደቂ ሓላል መሬት   ዕዳጋ እናወረደ ኮላሊት ኣሕዋትካ ዘስካሕክሕ ነውሪ ወረ እናሰማዕካ ዘረባ ምርቓቕ ግደፎ ይጽናሓልካ እጃምካ ግበር ተቐላዕ ዕጠቆ ስረኻ   ኣይተረዳኣናን ታዩ ትምኽንያት ታዩ ጥቕሙ ተሓቢእካ ብኽያት ፈሪሕና ምባልኳ የብሉን ሓጥያት ዕጹዋት ሊቃውንቲ ኣጉል ፍልጠት   ንመኒኹም.ከ ትፈርሑን ትስከፉን ነዞም ሰብ ቀርኒ ሓንጎሎም ድፉን ካባኹም

READ MORE

ኣብቲ ብስስዔ  ከቡዱ ዝመለኤ የለን ተጨነቐ፡ ፋሕ ብትን እንተለ፡ ዓዱ ተለቐቐ፡ ካብቲ ዝፈረዬ ስጋብ ዝደቐቐ፡          ኣይንታዩን  ዉጹዕ  ዝወረደ፡ረዶ፡          ውራዩ ኣይኮነን  ተዓዛቢ ማዕዶ፡          ዘሕርር  ዘጽንት ባዕሉ  ዝአጎዶ፡         ዓገብ፡ ዘይሰምዕ፡  መመሊሱ  ገዶ!       ፡ ኣብ ክንዲ

READ MORE

ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ባንኪ ሙን፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ መንጎ ጅቡትን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ብ 2008 ዓመተ ምህረት ኣብ ዶብ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ድሕሪ ምምራኾም ን 8 ዓመታት ዝኣክል ዝኣሰሮም ምሩኻት ወተሃደራት ጅቡቲ ምልቃቑ ብኣውንታ ከምዝተቐበሎ ኣገልግሎት ዜና ሺንዋ ሓቢሩ። ባንኪ ሙን፣ እቲ ኣብ

READ MORE

ቤት ማእሰርትታት ዓዲ ኣቤቶ፣ ኮሞና፣ ሓሽፈራይ፣ ማይ ዕዳጋ፣ ማይ ስርዋ ሓድሽ መዓስከር ሻድሻይ ብርጌድን ካብ ፈቖዶ ከተማታት ተገፊፎም ብዝተኣስሩ መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮንድ ደቂ ኣንስትዮን የዕለቕሊቑ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እዚ ውጽኢት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ፈቖዶ ጎደና ዘካይዶ ዘሎ ናይ ምልቃም ዘመተ፣ ልክዕ ከምቲ

READ MORE

ደም ዘንብዕ ዛንታ!    16.03.16፡ ብዛዕባ’ቲ ድምጺ ኣሰና ተቕርቦ ዘላ ሱር-ነቀል መደባት መመሊስካ ክትንእድ ምፍታን ስለዘይምልክዕ፡ ብነብሱ ፍሉጥ ገይረ እናሓለ ፍኩ፡ ብፍላይ ኣብ ናይ ዕለት 12. መጋቢት 2016 ፈነወኣ ካብ ዘቕረበቶ ቃለ-መጠይቕ ግና ካብዛ ኣብራኸይ ዝዓጽፈላ ብሕትውቲ  ቤት ብጹሑፍን ብድምጸን ቀጥታ ናብቲ ዕዱም ጋሻ ክትበጽሓለይ ዝምነያ መልእኽተይ

READ MORE

ኣብ መንደፈራ፣ ዓዲ ወግሪ፣ ብምኽንያት ስግረዶም ተኣሲሮም ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣተሓሕዛኦም ዘስካሕክሕ ምዃኑ ኣብቲ ቤትማእሰርቲ ዝነበረ ‘ሞ ናብ ኢትዮጵያ ዘምለጠ ሓደ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። ንሱ 5 ደቒቕ ዝርሕቀቱ ሩባ ኣብቲ ከባቢ እናሃለወ፣ ን 10 ሰብ 5 ሊትሮ ማይ ንጉሆን ምሸትን ከምዝህቡዎም ሓቢሩ።

READ MORE

(GENEVA 14 March 2016) The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, today provided an oral update to the Human Rights Council, focusing on the plight of unaccompanied Eritrean children crossing international borders. Since her first report

READ MORE

  Agenda item 4 14 March 2016 Geneva Mr. President, Distinguished Delegates, Ladies and Gentlemen, I am honoured to brief you in my capacity as the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea. I present this oral update pursuant to HRC resolution 29/18. The focus of my presentation will be

READ MORE