Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንስራሕ እሞ ንፈንጣሕ ከኣ! ዶ’ምበር ኢድ ጸላኢ ኣይህልዎን ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይውዓልን’ዩ። እወ ንሱ ደኣ ኣበይ ክሰኣን-ጸላኢ`ሞ ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ስራሕ የብሉን። እንተኮነስ እቶም ውዲታትን ሸርሕታትን ጸላኢ እናኣፍሸልና ኣብ ዕማም ህዝብን ሃገርን ምድሓን ተዋፊርና ኣለና ንብል ኣካላት ደንበ ተቓውሞ ግን ልዕሊ ሸርሕታት ህግደፍ በሪኽና

READ MORE

04/11/2016 ናይ ሓዘን መግለጺ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ: ካብ መኪና ዘዘሊሎም ከምልጡ ፈቲኖም ንዝበሎም ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎትን ካልኦት ሰላማውያን ሰባትን: ብጨካን ኣገባብ ኣብ ቅድሚ ህዝብን ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራን ዝፈጸሞ ዘስካሕክሕ ገበን ዘስደምም ፍጻሜ ኢዩ:: ስለዝኾነ ከኣ ንሕና “ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን-ኣሜሪካ” ነዚ ኣረሜናዊ ተግባር ብትሪ

READ MORE

ኣብ ዓውደ ውግእ ነተጉቲ ብምፍታሽ ልዑል ግደ ነይርዋ:: ንሳ ኣብ ዒራቕን ኣፍጋኒስታንን 400 ወተሃደራዊ ተልእኾ ብብቕዓት ፈጺማ:: ካብ 12 ዓመት ዕድሚኣ ፍርቁ ኣብ ኣገልግሎት ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ እተጻወደ ነተጉቲ ብምፍታሽ ኣሕሊፋቶ:: ብሞያኣ ድማ ሂወት ወተሃደራት ኣድሒና:: ሉካ ኣብ 2012 ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዙሕ ነተጉቲ ብምፍታሽ ዕማማ እናፈጸመት:ኣብ

READ MORE

ብ 30 መጋቢት 2016፣ ኣብ መንጎ ሃይኮታን ሳዋን ታማራት ኣብ ዝብሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓድሽ መዓስከር ተማሂሉ ዝፍለጥ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሕክምና ናብ ስዋ ብኣርባዕተ ሓለዋ ተሰንዮም ዝኸዱ ዝነበሩ 13 እሱራት፣ ምስ ዋርድያታቶም ተሰማሚዖም፣ ብሓባር ተተሓሒዞም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ብሳላ ‘ቲ

READ MORE

ኣብ ትሕቲ ኮለኔል ዮናስ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ስለያ ከተማ ተሰነይ ኮይኑ ዝሰሕ ከምኡ ‘ውን ናብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጸጥታዊ ስራሕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘሰላስል ዝነበረ የማነ ዑቕባሚካኤል ዝብሃል ሰላዪ፣ ኣብ ምብራቕ ከተማ ተሰነይ ደቡባዊ ወገን መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ግዜ ደርግ ዝነበረ ምስ ሳልሳይ ርእሱ ኣብ ሓደ

READ MORE

እቲ ናይ ኤርትራውያን ፖለቲካ ንልዕሊ ሓምሳ ዓመት ብዘይ ንፁር ዕላማን፤ ብዘይ ቅኑዓት መራሕቲ ውድባትን ሰልፍታትን፤ ከም ዝነቐዘ እኽሊ ክሕመስን፣ ብኽፍኣት ክጥንሰስን፣ ዘሕለፎ ኣውንታዊ ህደት ዝወለዶ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሊዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዓይቢ በሰላ ገዲፉ ንህዝቢ ክበታትን ይውዕል አሎ። ሕጂ ከአ ኣብቲ ዝለዓለ ደረጃ ናይ ጥፍኣት

READ MORE

ዝኽሪ ቅዝፈት 3 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 16.04.2016 ካብ ሰዓት 17:00 ክሳብ ሰዓት 19:00 ኣብ ሳልባው ኒድ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክግበር ምኻኑ ንሕብር። SAALBAU Nied Heinrich-Stahl-Straße 3 65934 Frankfurt

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ክንደይ ሰብ ድዩ ኪቕተል ዘለዎ፡ ህዝቢ ብሓባር ንኺለዓል? ክንደይ ገዛውቲ ድዩ ኪፈርስ ክንጽበ ዘሎና ግቡእ ስጉምቲ ንኽንወስድ? ክንደይ መንእሰያት ድዮም ኪስደዱን ኣብ መዓስከራት ጎረቤት ሃገር ድማ ኪሰፍሩን ዘድሊ ህዝብና ካብ ድቃሱ መታን ኪበራበር? ክንደይ ኤርትራውያን ድዮም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኪጥሕሉ ዚግባኦም እቲ የዋህ ክፍሊ

READ MORE

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ገድሊ ኤርትራ ሽፍትነት ኣይነበረን፡፡ ንናጽነት ዝተገብረ ፍትሓዊ ቃልሲ ኢዩ፡፡ እዚ ንናጽነት ዝተገብረ ፍትሓዊ ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ይኹኑ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ጀመርቱን ቀለስቱን ኮይኖም ፊተ-መሪሕ ክነብሩ ይኽእሉ ኢዮም፡፡ እቲ ቃልሲ ግን ናይ መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ ቃልሲ ኢዩ ዝነበረ፡፡ ኣብቲ ንሳላሳ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ውሽጢ ካብ ህዝብን ሰራዊትን ክመጽኦ ንዝኽእል ተቓውሞ ብኣጋ ብምቕጻይ፣ ኣብ ወጻኢ ‘ውን ህዝቢ ሰሚሩ ንኸይቃወሞ ብምክፍፋል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝጥቀመሉ ቀንዲ መሓውር ስለያ እዩ። ኣብ ወጻኢ ነዚ ዕላማ’ዚ ከገልግሉዎ ባዕሉ ዘዋፈሮም ብስም ስደተኛታት ዑቕባ ሓቲቶም ብስቱር ንማሕበረሰብ ኤርትራውያን ዝስልሉ ሃሱሳት ከምዘለዉ ድማ

READ MORE

Our guest speakers will be: Mr Mesfin Hagos, former Minister of Defence; “Why haven’t the opposition united and achieved its goal?” Ambassador Abdela Adem; “Challenges to Mass Mobilization and Wider Participation”. Ambassador Adhanom Gebremariam; “Efforts Needed to Forge a Viable Common Strategy?” Mr Suleiman Hindi, Head of

READ MORE

እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ መንነት ናይ ምጽናት ወፈራ መዘና የብሉን። ብሰሪ ስርዓት ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባራት፡ ብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብና፡ (ዝበዝሑ መንእሰያት) ናብ ስደት ከምርሑን ኣብ ዘይፈልጥዎ ቦታ ኣደዳ ሞት፡ ማእሰርቲ፡ ውርደትን ጥሜትን ኮይኖም ኣለዉ። እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ዝኾነ መንግስቲ ብባህርይቱ ጨቋኒ እዩ። ፍልልዩ ኣብ መጠንን ኣገባብን እዩ። ገሊኡ ገዚፍ በሰላታት ዚገድፍ ጭቆና ኣርእዩ ኪጠፍእ ከሎ፡ ገሊኡ ድማ ወድሰብ ኪስከሞ ዚኽእል ዓይነት ጭቆና ኣካዪዱ ይሓልፍ። ሓድሓደ እምባገነናት ነቲ ኣብ ህዝቦም ዘካይዱዎ ግፍዒ ብናይ ልምዓትን ቁጠባዊ ትልምታትን ገይሮም ኪሽፍኑዎ ይረኣዩ። ገሊኣቶም ድማ ንህዝቦም

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፦ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ናይ ሓድነት መደብ ሒዝና ንዕለት 16 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ማንቸስተር ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፥ ኩልኻትኩም ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሕዝብና ሃገርናን ሓቢርና ክንድህስስ ኢና። ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል

READ MORE