Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ዕረፍቲ ሓሪምዎ ኣውያት ህሉዋት ድቃስ ከሊእዎ ተግባራት ጠላማት ምጽዋር ስኢንዎ ብህይወት ዝገደፎም ስዒቦሞ መቃብር ጸቢብዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ መልኣከ ሞት ኣንጸላልይዎ ኣብ መቃብሩ ደምን ንብዓትን ዝዒግዎ ሓድሽ ኣዕጽምቲ ሓቅይዎ ከቢብዎ ዕረፍቲ ኣይረኸበን ጥርዓን ስድራቤት መሪርዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ሕድሩ ስለዝተጠልመ ዋጋ መስዋእቱ ባህግታቱ ስለዝቀሃመ ሓቂ ከይዛረብ ኣፉ ስለዝተሎጉመ ንፍትሒ ናጽነት ሰማዒ

READ MORE

  ንነጻነትን ሓርነትን ተቓሊስካስ ንባርነት ኣሻሓት ኣሰዊእኻስ ዳግመ መስዋእትነት ደቅኻ ከፊልካስ ደቂ-ደቕኻ ንስደት ድሕሪ ሳላሳ ቃልሲ ንነጻነት ንርብዒ ዘመን መሰልካ ክዝመት ሃየ ድኣ ተላዓል ዓይንኻ ከይዕመት።   ቀዳሞትስ ብፖለቲካ ንነጻነት ሞጊቶም ዳሕሮዎት ካኣ ተቓሊሶም ነጻነት ኣምጺኦም ዝተርፉ እውን ፈልሲ ሓርነት መስሪቶም መንእሰይ ግደኻ ብዓወት ሓርነት ክትድብሶም መክቶም ንዓመጽቲ ክጠፍኡ ብሱሮም ሻምላኻ ኣልዕሎ ንህዝብኻ ኣድሕኖም።   ቃልሲ ኣይቦኩርን’ዩ ጭቆና ስጋብ ዘሎ ንመሰልካን

READ MORE

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ

READ MORE

ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋ ጃላቡ ልዕሊ 700 ስደተኛታት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ:: ብመሰረት ሓበሬታ ኣፈኛ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካርሎታ ሳሚ ረቡዕ 25 ግንቦት 100 ሰባት ጥሒሎም: ረቡዕ ካብ ናይ ሊብያ  ወደብ ሳብሪታ እተበገሰት

READ MORE

መዓልቲ  ናጽነት ኣብ ላስቬጋስ ብዕለት 25 ብድምቐት ተባዒሉ ኣብቲ ዕለት ብመጀመርታ ብዘተ ብኣቶ ስብሓት በርሀ ፡ኣቶ ከራር ህያቡ፡ ወይዘሪት ኤልሳ ገብረሂወት፡ ኣቶ ተስፉ  ገብረስላሴ፡ኣቶ ኣምበሳጀር  ጽገ ፡እዩ ተጀሚሩ ዛዕባ እቲ ዘተ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ከመይ ነይሩ ኣብ ዝብል ቴማ ተዘቲዩ።ኣብቲ ዘተ  ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ባርነትን

READ MORE

ብዕለት 22-05-2016 ፣ ኣብ ትሕቲ “ጥርናፌና ዋሕስ ዓወትና እዩ “ ዝብል ጭርሖ ፣ ዓበይትን ፣ መንእሰያትን ፣ ገዳይም ተቓለስትን ፣ ምሁራት ሰብ ሞያን ፣ ኤርትራውያን ካብ ዝተፋላለየ ከተማታት ሆላንድ ዝተኻፈልዎ ፣ ናይ 25 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ። እዚ በዓል ብዝክረ ሰማእታት

READ MORE

ክስገር ንዘይብሉ ቀንዲ ጉዳይ: ሓርማዝ ኣብ ቤት ክበሃል ሰሚዐ::  (elephant in the room) ኣብ ሓደ ቤት ንዘሎ ሓርማዝ ኣይርኣኽዎን ክበሃል ኣይክኣልን:: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ብሩራዊ ኢዮበልዩ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ  ንዝተኣከበ ህዝቢ: ከይርእይ ኣዒንቱ ብመነጽር ኣጸልሚቱ ነቲ ሓርማዝ ጎስዩ: ኣዒንቲ ህዝቢ ከደፍን ፈቲኑ:: ንሱ: ህዝቢ ኤርትራ

READ MORE

ህዝብናን ሃገርናን ዘለዎ ኩነታት ንማንም ስውር ኣይኮነን። ህግደፍ ዝሓበጠ ይተኮስ መን ኣብ ቅድመይ ሰብኣይ ኮይኑ እሕሕ ይብል? ዝብል ትምክሕቲ ተዓጢቑ ክሳብ ደቂ 70 ዓመት ኣብ ዘይዓቕሞምን ኣብ ዘይዕድሜኦምን ጠበንጃ ኣሰኪሙ ብወተሃደራዊ ዲስፕሊን ዝብሎ ንሱ ጅሆ ሒዙ ካብ ስድርኦም ኣርሒቑ የከላብት  ኣሎ፡፡ ክእለት ዝረኸበ ምስ ጥሪቱን ንብረቱን

READ MORE

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን ዓመታዊ ንግደት ደዓሪ ንቀዳም ሰነ ዕለት 04, 2016 ከነውዕሎ ተቀሪብና ኣሎና። ኩሉ ኤርትራዊ ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ምሳና ሓቢርኩም ንክትጽልዩን ብሓጎስ ንክትውዕሉን ንዕድመኩም።  ጸሎት ምህለላ ማርያም ዝጅምረሉ ግዜ ስዓት 12  ፋዱስ ኢዩ። ብደሓን ምጹ! ANNUAL PILGRIMAGE OF MARIAM DAARI IN THE BAY AREA! ALL

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ዝሓለፈ 24 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ከም ኣመሉ ፍሽለቱ ንምሽፋን ንኻልኦት ብጥቃን ዘስምዖ ናይ ክሕደት መደረ፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ‘ቲ ባዕሉ ዝገበቶ ምልካዊ ምሕደራ ርብዒ ዝበን ናጽነት ኣጋጢሙዋ ዘሎ ውድቀት ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምዃኑ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ከረን፣ መጋርሕ፣ ናይ ኮርያ ኩባንያ ኣብ ዝሃነጾ ኣባይቲ ንዝቕመጡ ዝነበሩ ዓይነ ስዉራን ቆራጻትን ተጋደልቲ ዝርከቡዎም ውጹዓት ኤርትራውያን ካብ ኣባይቶም ብሓይሊ ኣውጺኡ ንብረቶምን ሰቦምን ኣብ ጎደና ከምዝዛሕዝሖ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብቲ ዞባ ንነዊሕ ዓመታ ዝተቐመጡ ግዳያት ኣማራጺ ከምዘይብሎም ብምሕባር ተቓውሞ ኳ እንተስምዑ

READ MORE

ህግደፍን መሳርሒታት ሰልፉን መንእሰያት ህግደፍ (Ypfdj)ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዕንወትን ሰሃሮን ኣውሪዱ::ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰብን ገንዘብን: ከምኡ እውን ወተሃደራዊ ኣገልግሎት መርኣያ ዘመናዊ ጊላነት መንእሰያት ኢዮም::ጽዑቕ ግፋ መንእሰያት ኣብ ከተማን ገጠርን መዓልታዊ ስራሕ እቲ ስርዓት ኢዩ::ማዕረ ማዕረ እዚ ድማ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት ኣብ በዓላት ኢዮበልዩ ኣብ

READ MORE

ዳግመ ህንጻ ሃገራዊ መንነት ትንሳኤ ኤርትራን ህዝባን የድሊ ኣሎ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ከተማ በርገንን ከባቢኣን፣ ኣብዚ ክቡር ዕለት’ዚ ምሳኹም ምስዞም ስደት ሃገርኩም ዘየረሰዓኩም ደቂ ሃገር ሓቢርካ ምውዓል ጥራይ ንገዛእ ርእሱ ዓቢ ጸጋ ክንሱ፣ ብዛዕባ ‘ታ ኣብ ልቢ ኩልና እትነብር ሃገርን ህዝባን ክዛረብ ተወሳኺ

READ MORE

ምኣስ’ዩ ህዝብና ንጸልማት ዝገልህ ናይ ሓርነት ጥዋፍ ዘብርህ ምኣስ’ዩ ንዳግማይ ግዜ ታሪኽ ዝሰርሕ ምኣስ’ያ ትመጽእ’ዛ ጽባሕ! ምኣስ’ዩ ምክልኻል ሰራዊት ዝነቅሕ ዝተኣስረሉ መቑሕ ዝሰብር ናይዚ ብዘይፍጸም መብጽዓ ሓሶት ዘደናገር ብኩናት ወረ ኩናት ንሃገር ዘሸብር   ኣረመኔ ስርዓት ክቕዘፍ ዝነበር!? ምኣስ’ዩ መንእሰይ መጸዋዕታ ህዝቢ ዝስምዕ ከም ጅግና ወዲ ዓሊ ወጊኑ ዝልዓል ምኣስ’ዩ መንእሰይ ሞቱ ህየቱ ምስቶም ንህዝቢ ከድሕኑ ዝቃለሱ

READ MORE