Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ እዚ ዝስዕብ ህዝባዊ ጸዋዒት፡ ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክ፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንኣብ ሙሉእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ንምዝኽኻር እዩ። ሓደ ካብቲ! ብርክት ዝበለ መደባት ሰላማዊ ሰልፍና ድማ፡ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ሕቡራት መንግስታት፡ ቀሪቡ ዘሎ ጸብጻብ

READ MORE

ኤርትራ ዘይትርብርብ ኣደ 07/30/2016 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)     እዚ ኹሉ መሪሽኪ ንሰላሳ ዓመት ሕጂ’ውን ኣይከደን ኣይሃፈፈን ጥልመት ተሰካሚት ጋዶ ጽዕነት ዘይኸብዳ ኩሉሳዕ ማራቶን መገሻ ልማዳ   ወዲ እንተወለድኪ ቃልሲ ትምህርዮ ጽባሕ ዝመጸኪ ስለ ትፈልጥዮ ጓል እንተደገምኪ ጅግና ዘይትሕመ ኣለኹልኩም ትብል ወያ ህጻን ጋመ   ኤርትራ ሃገረይ ኣንቲ ፈራይት ላም ስለምንታይ ግና ትሕውሲ ጠላም? ኣብቲ ጻዕዳ እኽሊ ኣብቲ ስገም ስርናይ ለካ ስዓዕ ኣሎ ናይ

READ MORE

ሃይለ ሰኣላይ!!!!!የዕሪፍካዶ? ሓወይ! ዓርከይን! ተፈሊኻዶ? እሞኸ! ኣብ መገሻኻ በጺሕካዶ? ናብራ ዓለም! ተሳናቢትካያዶ? ከድካ ኣለኻ! ፡ ኩሉ ሰብ ዝኸዶ።   ብዓል መንደፈራ ሃይለ ተኽለ ብንእሱ ኸሎ ለይለይ እናበለ ቅድሚ ኩላትና ብሙያኡ ዝልለ ተማሃርይ ከሎ ሰኣላይ ዝተባህለ ክንደይ በራድ ሻሂሞ! ዘይከፈለ።   ሃይለ ተኽለ ብዓል ድበዛና ኣብ ማእከል ተኸላ መራሒትና ዓዲ ደግያት መሓሪ ብዓልዝና ለባም ናይ ዓዶቦ ደብተር ሰራየና ጠርኒፎም ዝጽሕፉ ሕጊ ዓደቦና ብዘንጊ

READ MORE

እቲ ኣብ ውሽጥን ወጻእን እናተዋዓወዐ ብዝኸይድ ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጭንቀትን ስግኣትን ዝርከብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ውሽጢ ምስ ዘለዉ ናይ ለውጢ ድሌት ዘለዎም ተንቀሳቐስቲ ዝገብሩዎ ምልውዋጥ ሓበሬታን ርክባትን ዝለዓለ ምክትታል ክግበረሉ መምርሒ ድሕሪ ምትሕልላፉ፣ ነቲ ጭንቀትን ድኻምን ዘበገሶ

READ MORE

ኩልና ከምእንግንዘቦ፡ ወለድና ኣብ እዋን ቀውዒ ምህርቶም ንምሕፋስን ጥዑይ እኽሊ ካብ ሓሰርን ገለባን ንምፍላይን፡ ዝበዝሕ ግዜ መኽየዳ ኣብዑር’ዮም ዝጥቀሙ። እቲ እኽሊ ውሑድ እንተኾይኑ ድማ ብጉልበት ሰብ፡ ብዕርፊ ወይ ብዱላ ይዱግዶግ ማለት’ዩ። ኣብ እዋን መኽየዳ እኽሊ፡ ብዘይ ቀላሳይ ብዕራይ እቲ መኽየዳ ብግቡእ ክሳለጥ ኣይክእልን’ዩ። ከም ሳዕቤኑ፡

READ MORE

ማይ ነሓሰ: ጃሕጃሕ ክብል          ጎደናታት ተሓጺቡ          እኹል ማይ ጸጊቡ          ቀው ኢለ ጠመትኩ ከንሳፍፍ ጀመርኩ፥ ኣብ ናይ በይነይ ማዕበል ሓንጎለይ ተውንጨፈ: መን ከርክቦ ንናይ ብርሃን ፍጥነት ሓለፎ ኣብ ቦታይ በጻሕኩ:  ኣብ ናይ ሓጺር ጉዕዞ እዋይ! እንታይ ገነት ድኣ 'ዩ በልኩ ብርከይ ከይዓጸፍኩ ሰብ ብሩሃት

READ MORE

ከም ዝፍለጥ ኣብ 2014 ኣቐዲሙ ዝወጸ መጠንቀቕታ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።እዚ ተዳጋጋሚ ዝወጽእ ዘሎ መጠንቀቕታ ተግባራዊ ንክኸውን በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ: ነዚ ጉዳይ ብዕቱብ ሒዙ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ሰብ መዚ ኢምግረሽንን ሆምላንድ ሰኩሪቲን (department immigration and homeland security) ብምትሕብባር: ነቶም መሰል ዑቕባ ሓቲቶም ክነሶም 2% ዚኸፍሉን ናብ

READ MORE

እቶም ብሰንኪ ኣዕናዊ ፖሊሲ ስርዓት ህግደፍ ናብ ስደት ኣምሪሖም ኣብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ሸለልትነት ሰራሕተኛታት UNHCRን ARRAን ብዙሕ ዕንቅፋት የጋጥሞም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ`ቲ ሃገር ሓቢሮም። እዞም ኣዴታትን ህጻናትን ዝበዙሑዎም ስደተኛታት ኣብ ሃገሮም ዝሰኣኑዎ ሕጋዊ መስርሕ ናይ ምጥርናፍ ስድራ-ቤታትን ዝተፈላለዩ ካልኦት ጉዳያትን

READ MORE

ሂላሪ ክሊንተን፣ ብዓልቲ ቤቱ ንፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ቢል ክሊንተን፣ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ኣብዚ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ክትወዳደር ትማሊ ሰሉስ ብወግዒ ድሕሪ ምሕጻያ፣ ኣብ ታሪኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ቀዳማይቲ ጓል ኣንስተይቲ ሕጽይቲ ፕረዚደንት ኮይና። እዚ ታሪኻዊ ፍጻሜ ደቀንስትዮ ኣብ ፖለቲካ ዝያዳ ብንጥፈት ክሳተፋ ዘተባብዕ ኣብነታዊ ፍጻሜ ምዃኑ

READ MORE

”International Conference on Eritrean Studies: different research papers presented Asmara, 21 July 2016- Different research papers with regards geopolitical, cultural, literary, historical as well as social and economic developments in Eritrea are being presented at the International Conference on Eritrean Studies that is being held at

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ግላስጎን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ግላስጎ ንዕለት 30 ሓምለ 2016 ካብ ሰዓት 12:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 4:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ

READ MORE

Introduction In this piece we aim to highlight some of the discrepancies of Mr Yemane’s rebuttal to the COI. In particular we will address the issues of Human Rights, Eritrean asylum seekers, the Eritrean constitution, women under PFDJ, religious freedom, cultural erosion, supporters of the regime,

READ MORE

ኢሳይያስ ኢልካ ሮበርት ሙጋበ፣ ዛኑ ፒፍ ኢልካ ህግደፍ ተመሳሳልቲ ካብ ኮኑ፣ ነባራት ተጋደልቲ ዚምባብወ ንሮበርት ሙጋበ ይኣኽለካ ክብሉዎ ከለዉ ኤርትራውያን ገዳይም ተጋደልቲ ኸ ንኢሳይያስ ይኣኽለካ ዘይብሉሉ ምኽንያት እንታይ እዩ? ኣብ እዋን ናጽነት፣ ኢሳይያስ፣ ንመራሕቲ ኣፍሪቃ “እኩባት ጋዋኑ” ኢሉ ከናሽዎም ከሎ፣ እዞም ተኣሲሮም፣ ደስኪሎም፣ ብዙሓት ድማ ብብስጭት

READ MORE

  There are problematic issues that have caused concern and restlessness to Zimbabwe's War Veterans. As a result, the War Veterans from the country's ten provinces, including all district chairpersons and representatives from all economic and other sectors, decided to meet and deliberate on these issues, on this, the

READ MORE

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ሃገሮም ዝተሳተፉ፣ ነቲ ን 36 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ወዲ 92 ዓመት ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ኣብ ምድጋፍ ቁልፊ ተራ ዝነበሮም፣ እንሓንሳብ ‘ውን ካብ ስልጣን ከይወርድ ጎነጻዊ ደገፍ ብምሃብ ክከላኸሉ ዝጸንሑ ነባራት ተጋደልቲ ዚምባብወ፣ ንዲክታቶርያዊ ምሕደራ ናይቲ መራሒ ብምዅናን፣ ነቲ ክህቡዎ ዝጸንሑ ደገፍ

READ MORE

ብስራት ድምጺ ኣርሓ ደርሆ- ዎያ ሳልሰይቲ ብስራት ወጋሕታ - ኣፋናዊት ለይቲ ንድሕሪት ሰሪዓ - ኹሎም ኮዋክብቲ ብርሃና ሊኢካ - ንሰናይ መዓልቲ   ገሃጽቲ ምህርቲ - ገና ብጭልቕዑ ናቶም ኸይኣኽል - ሓንጊሮም ቖልዑ ለባም ኽሓዝን - ንሶም ዝስዕስዑ ይረድኡ ሎሚ - ድምጺ ህዝቢ ይስምዑ   ነዚ ድምጺ እንተ’ሎ - ፍጹም ዘየለሊ ንድሕሪት ዝቖጽር - “ሓደ ኢሉ ትማሊ” ናፋቒ  ውቤ

READ MORE

“ዕዉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣሳለጥቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ! ሓምለ (July) 15: 2016 *********             ዝኸበርኩም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፡- ብመሰረት`ቲ  ኣቐዲምና ኣብ ኣሰናን ኣዝማሪኖን ዘርጊሕናዮ ዝነበርና ናይ ምኣዲ ዘተ ዕደመ፡ ኣብ ዕለት ሓምለ 9፡ 2016 ኣብ ቦስቶንን ከባብን ናይ ዘካየድናዮ ምኣዲ ዘተ ሓፈሻዊ ጸብጻብ

READ MORE

እቲ ልሳንን ርእስን ውልቀመላኺ ኢሳያስ ጸይሩ ህዝብና ዘሳቂ ዘሎ የማነ ገብረኣብ፡ ምስ ራድዮ ጀርመን (Deutschlandfunk) ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጥይቅ ዝሃቦ መልስታት ኣዝዮ ዘሕዝን፡ የማነ ክሳብ ክንደይ ተንኮለኛን ዝተኻዕበን ክርዳድ ሕብረተሰብ ከምዝኾነ ዝያዳ ዘነጽር’ዩ ነይሩ። ነቲ የማነ ገብረኣብ ዝሃቦ መልስታት ሓደ ብሓደ ብኣብነታት ዕርቃኑ ምውጻእ ዝከኣል እኳ

READ MORE