Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣንበላይ ክንሱ ሃዳኒ መንደላይ ጽምዲ ተመስገን ዶ ይብል ዩ እሮማይ፣ ንዝሓርበተኩም ጣቍኡ ምልላይ እንሀልኩም ቃሉ ይድገም ብውራይ፣   ሰሚዑኩሞ ዶ ‘ንታ ጩቕጡቕታ ጨራሩ መሬት ከይወግሐ ኣብ ከውታ ጀሚሩ ቅብጸት መሊኹዎ ሰዓቱ ቀይሩ ምድማር ጸጊሙዎ ንምጕዳል ክኢሉ፣ ምዕራብ ምበር ምብራቕ የለን ይብለና ‘ሎ ‘ሞ ድማ ንሰራሕቲ ሰዓት ንግዜ ፈጣሮ ኣምላኽ ክኾነልና ሰብ ምዃን ዘይከኣሎ፣ ኣርሕቑዎ እዝንኹም እሙናት ወፋሮ ከውታ ኣይትንቀሉ

READ MORE

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤትራውያን ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ፣ ምስ ፖሊስ ሱዳን ብገንዘብ ተመሻጢሮም ብብዝሒ ኤርትራውያን ተኻርዮም ዝነብሩሉ ኣባይቲ ዒላማ ገይሮም ናብቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደት ሊብያ ክብገሱ ብምስግዳድ ብዋጋ ህይወት ኤርትራውያን ናይ ደም ገንዘብ ይግሕጡ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም መሰጋገርቲ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንዘለለዩዎም ብብዝሒ

READ MORE

ብዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ተመሪሖም ዶብ ሱዳን ቆሪጾም ሊብያ ዝኣትዉ ዝነበሩ ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ኣብ መንጎ ሓለዋ ዶብ ወተሃደራት ሱዳንን ሊብያውያን ዕጡቓት ኣሸበርትን ኣብ በረኻታት ምድረበዳ ሰሃራ ናይ ተኸፍተ ውግእ ግዳይ ኮይኖም ሓንቲ ጓልን ሓደ ወድን ብጥይት ተወቒዖም ክመቱዎም ከለዉ፣ ሓደ ተወጊኡ ዘልዕሎ ዝሰኣነ ኤርትራዊ ኣብቲ በረኻ

READ MORE

ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፈ 10 ዓመታት ጥራይ 400 ሽሕ ዜጋታታ ከምዝተሰዱ ብምጥቃስ፣  ሓንቲ ካብተን ህዝበን ብናህሪ ናብ ስደት ዝጕሕጓሕ ዘሎ ሃገራት ኮይና፣ መእሰያታ ትዓርቕ ከምዘላ ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ብተደጋጋሚ ይገልጹ ‘ለዉ። ሓደ ካብቶም ማዕከናት ዜና gazette review.com ሎሚ 28 መስከረም ኣብ ዘስፈሮ ዜና፣ ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ

READ MORE

ኢትዮጵያ ምስ ባሕሪ ዘራኽባ 4 ቢልዮን ዶላር ዝትመን ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መስመር ባቡር ምድሪ ኣብ ስራሕ ከተውዕል ተቓሪባ ከምዘላ ዘ ዎል ስትሪት ጆርናል wsj ሓቢሩ። እቲ ዘይምዕቡልን ኣረጊትን ትሕተ ቅርጺ መጓዓዝያ ኢትዮጵያ ንቑጠባዊ ምዕባለ ‘ታ ሃገር ዓንቃፊ ኮይኑ ብምጽንሑ፣ እቲ ብመንግስቲ ቻይና ዝድገፍ

READ MORE

28.09.16፡ ሕመረት ናይዛ ዕላል ካብ ሓቀኛ ዛንታ ናይ ሓንቲ ካብተን ብዕድመ ዘይደፍኣ ግን ድማ በቲ በስገዳድ ብማሕበር ሃማደኤ ተዳልዩ ዝሽየጥን፡ ግድነት’ውን ደቂ-ኣንስትዩ ክዕድግኦን፡ ኣብ ዝተኣዘዝኦ ኣጋጣሚ ከኣ ክኽደንኦን ዘለወን ውሽጡ ሕሩር ኣርማ ናጽነት ህግደፋዊ ድቢዛ (ክዳውንቲ) “ንሕና ንሱ” ኢዩ። ንሳ ብምኽንያት መጸት-መጸት ወርሒ መስከረም፡ ዓመታዊ ናይ ስራሕ

READ MORE

ሓውናን ብጻይናን ዝዀነ ዑስማን ኣሕመድ ኣባል ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን መደበር ከሰላ ሎሚ ዕለት 26-09-2016 ዓ.ም. ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ስለ ዝተፈልየና መሪር ሓዘን እስምዓና። ብጻይና ዑስማን ኣሕመድ ንነዊሕ እዋን ደኺመ ሓሚመ ከይበለ ኣብዚ መደበር ከሰላ ውጉኣት ሓርነት ብጽንዓትን ትዕግስትን ተኣማንነትን ከገልግል

READ MORE

Searching for an Effective Strategy to End the Eritrean Nightmare: Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement. Araya Debessay[i] Paper presented at the Eritrean Forum, University of San Francisco September 24, 2016 Introduction First and foremost, I would like to thank Meron for inviting me to this Eritrean Forum

READ MORE

ክሳብ መኣስ ስቅታ ምብትታን፡ ሃገር እናባደመት ዝወለደት ኣደ ደቃ እናተመንጠለት እታ ነፍቅራ መሬት መንእሰያት ኣናበልዐት ዘይንላዘብ ዘይንጥርነፍ ዓንጋሊትና ንሓዋሩ ከይነጸፈት። ክሳብ መኣስ ስቅታ ምብትታን፡ ከም ምዉት ምድቃስ ብዘይ ቀባሮ ሬሳ ኣልቦ መልቀስ ዝቀተለን ዝመሓረን ብሓባር ክውደስ ንዳእትና መእሰሪ ዘይንገብረሉ ከይተበተነ ብንፋስ። ክሳብ መኣስ ስቅታ ምብትታን፡ ህዝብና ብህግደፍ እናጸነተ መሬትና ተሸይጡ ሃብትና እናተዘምተ ክብርና ተጋሂሱ መጻኢና

READ MORE

ህዝባዊ  ኣኼባ  ኤርትራውያን  ደለይቲ ፍትሒ  ሽቱትጋርትን  ከባቢኣን „ ታሪኻዊ መጸዋዕታ ንታሪኻዊ  ዘተ „“ ብህዝቢ  ካብ ህዝቢ  ንህዝቢ         ክቡራትን  ክቡራንን ኣብ ሽቱትጋርትን ከባቢኣን  እትነብሩ           ደለይቲ  ፍትሒ ናጽነት ሃገርና ኤርትራ ሽሕ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኸበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ብሰሪ ገባቲ ዲግታቶርያዊ ስርዓት እቲ ኲሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ

READ MORE

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ይኹን ካብ ኖርወይ ወጻኢ ክገብሮ ብዝጸንሐ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ካብ ስራሑ ክእገድን ፍርዱ ክረክብን ይግባእ።   ባይቶ ኖርዋይ፡ ኣብ ጐድኒ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ጠጠው ብምባል፡ መላኺ ስርዓት ኤሪትራ ንኽፍረድ ጠለቡ ከቕርብ ንጽውዕ። ቀጺሉ ባይቶ ኖርወይ፡ ኣብ ኖርወይ ኮይነን ንመላኺ ስርዓት ኤርትራ ዘገልግላ ዘለዋ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ርእሲ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ዝሰርሖ ዘሎ ድራማታት ጭርጭር ዓበደ ናይ ቆልዑ ይቕጽሎ እዩ ዘሎ። ንፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብሞራል ኮነ ኢሉ ንምጉዳእን፥ ህዝቢ ተዋህዶ ከኣ ዝገብሮ የብሉን ዝብል ስንኩፍ ንዕቀትን ምድንጋርን ብመደብ ሓንጺጹ ዝሰርሓሉ ዘሎ ጸይቂ እዩ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ 9 መስከረም ብለይቲ ጨውዮም ክወስድዎም

READ MORE

ዓርቢ መስከረም 9, 2016  ለይቲ ሓንቲ መኪና፥ ሰለስተ ናይ ስለያ ኣባላት ዘለውዎም፥ ንኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ናብ ዘይተፈልጠ ስዉር ቦታ ኣጥፊኦሞም ኣለዉ። ብህይወት ይሃልዉ ይሙቱ ዝፈልጥ የለን። ምናላባት ናብ ገዳሞም ወሲደሞም ከይኮኑ ተባሂሉ ክሳብ ሎሚ ኣብቲ ገዳም ኣይተረኸቡን። ብጀካ ሃገራዊ ድሕነትን ኣባ ሉቃስ ምስ መሳርሕቶም ግርማይ ዘርኣይን

READ MORE

ዳግመ-ርክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ራብዓይ ዓመታዊ ርክብ፡  ኣብ ነሓሰ 19-21 2016 ኣብ ከተማ ኣትላንታ ጆርጂያ ኣብ ኣዳራሽ  ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን  ኮሙኒቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እቶም ዓበይቲ ዕላማታት ናይ`ዚ ዳግመ-ርክብ`ዚ፡ ንውህሉል ናይ ሓባር ተመክሮታት - ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍ፡ ንምስናድን ብመንጽር ዝተፋላለየ ኣረኣእያታትን ተመኩሮታትን ንምድህሳስን ትርጉም ንምሃብን፡ 

READ MORE

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክትሸይን ዝተረኽበት ሓንቲ ጓል 42 ዓመት ሰኽራም እንግሊዛዊት ሰበይቲ ን 7 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ከምዝተፈርደት ሜትሮ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እታ ሰበይቲ ፈለማ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣብ ዝተነብረ ኣኽሊል ዕምባባ ክትሸይን ብፖሊስ ተራእያ፣ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ድማ ኣብ መበል 100

READ MORE

18 መስከረም 2016 ይጸብቑ ይሕመቑ፣ ዝኽርታት ክግጠሙ እምበር ብሃውሪ ክድምሰሱ የብሎምን ዝብል እምነት ኣለኒ። ብወገነይ፣ በቶም ክፋል ኣካላተይ ኮይኖም ዘለዉ ዝኽርታት ዝተፈራረቐ ስምዒት ሓዲሩኒ ይርከብ። በቲ ሓደ ሓበን ዘበገሶ ትብዓት ክስምዓኒ ኸሎ፣ በቲ ኻልእ ድማ ግንብንብ ይብለኒ ‘ሎ። ሎሚ መዓልቲ 18 መስከረም፣ ረዘንቲ ናይ ሓዘን ዝኽርታት

READ MORE