Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

05/14/2017 ፍትሓዊ ኣገባብ ዝክር በዓል ነጻነት ኤርትራ, 2017 ክቡራት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራሲን ፡ ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን። 24 ግንቦት, 2017፡ ዝክር ዕለት ናይ’ታ ብብሁሕ እሽሓት ዝቑጸር መስዋአትን ናይ ኣካላት ስንክልናን፡ ናይ ሚልዮናት ንዋትን ተኸፊሉዋ፡ ዝተርኽበት በዓል ነጻነት፡ ብሓባር እንዝክረላ ኣግዳሲት ዕለት እያ። ይኹን እምበር እዛ ክሳዕ ኪንድ’ዚ

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን  ደቂ ሃገርና፥ ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ፡ ዘለናዮ ዘመን ንሕዝብና እቲ ዝሓሰመን ዝመረረን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓደገኛ`ውን ስለዝኾነ፥ ዘመን ኣፈርክቡ ኢዩ። ኤርትራ ሃገርና ናጽነታ ተጎናጺፋ ልዑላዊት ሃገር ንኽትከውን ሕዝቢ ኤርትራ ዝኸፈሎ መስዋእትነት፡ ካብ መጠን ዝሓለፈ ከምዝኾነ ኩላትና ንፈልጥ ኢና። እዚ ዝተኸፍለ ሕይወትን ዝባደመ ንብረትን ባጃ

READ MORE

“ተመርዒኻ ተዓሰብ”                                                                                                                                                 1ይ ክፋል፡  12.05.17፡ ኣብ ሕ/ሰብና መውስቦ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዘተኣሳስረና ኣፋትል ሂወት ብምዃኑ ማሕበራዊ ጠባይ ዝሰረቱ ግድነታዊ መስ ርሕ ምስረታ ስድራቤት ኢዩ። ስለኡ ጾታ ብዘይፈሊ ዝኾነ ክንዲ-ሰብ ዝኣኸለ ውሉድና ነታ ጽባሕ ዝምስርታ ስድራ ክን ዲ ዝከኣሎ ምድላዋት ምስ ገበረ’ዩ ዝዋሰብ። መርዓ እምባኣር ከም ክቡር

READ MORE

ስምረት ምንይቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ብሞት ናይ ሓውናን ብጻይናን፡ ካብ ቀዳሞት መስረት’ቲ ምቅስቃስና ዝኾነ ብጻይና ዓሊበኺት ዓንዶም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንምግላጽ ዝስዕብ መግለጺን ሓጺር ታሪኽ ህይወቱን ኣብ ነቕርበሉ በቲ ሓደ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ካባና ብሞት ምፍላዩ ዓሙቅ ሓዘን ክስማዓና ከሎ፡ ከም ብጻይናን መቃልስትናን ዝነበሮ ተወፋይነት

READ MORE

ሕግደፍ ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተሓበረ ነቲ ናይ ቨልድሆፈን ሆላንድ ውድቀቱ ንምሽፋንን ከምኡ ከይድግመን ከይቅጽልን ንምግባር ህርግድግድ ኣብ ምባል ይርከብ። ቀንዲ ኣትኩሩሎ ዘሎ ህዝባዊ መኸት ብማለት ናይ መበለሓቲ ኣኸባታት ናይቶም ኮራኹሩ ኣብ ኩሉ ከተማታት ጀርመን ምኽያድ እዩ። ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት ብዕለት 7.05.201 እዩ እቲ ብህጹጹ ዝተጸወዓኤ እከባኦም ተኻይዱ። እዚ

READ MORE

ካብቲ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ ወተሃደራዊ መደበር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝተበገሳ ነፈርቲ ኵናት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ማያዊ ክሊ ኤርትራ ቅድሚ ትማሊ 8 ግንቦት ብዘካየዳኦ ደብዳብ፣ ሓደ ንቡር ህይወቱ ንዝመርሕ ዝንበረ ገፋፍ ዓሳ ትወላዲ ብሄረ ዓፋር ክቐትላ ከለዋ ምስኡ ንዝነበሩ ሽዱሽተ ካልኦት ሰላማውያን ብኸቢድ ከምዘቝሰላ፣ ካብ ምንቅስቓስ

READ MORE

ዜና ኣኼባ መኸተ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ሽወደን ብ17 መካይን 74 ፖሊስን ሓንቲ ሂሊኮፕተርን ተሓልዩ። ብዕለት 07.05.2017 ካብ ሰዓት 13.00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 18.00 ዝነበረ ብሓያሎ ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ዮተቦርግ ከባቢኣን ከተማ  ስኮራ ዮንሾፒን ሊድሾፒንግን ዝመጹ ከቢድ ተቋውሞ ራዕድን ስለ ዘጋጠሞ ብ6ተ ፖሊስን ሓንቲ መኪና ዝጀመረ፡

READ MORE

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ንንጣር ሓዊ ብእግርኻ ረጊጽካ ናይ ምጥፍኡ ተኽእሎ`ሎ። ሸለል እንተልካዮ ኸኣ  ንቁጽን ጥሉልን ከም ዘንድድ ዓሻን ለባምን ዝርድእዎ`ዩ።ብማዕረ`ዚ ኸኣ ናይ ዝኾነ  ሾቨንያዊ፡ ኣድሓርሓሪ፡  ኣዕናዊ ቂልዒ ሓሳብ ብኣጋ ብእግርኻ ዘይምርጋጽን ኣበይ ከይበጽሕ ኢልካ ብ ሓንጎል`ታ ብ ኣባጎብየ  ዝተቀደመት ማንቲሌ ምሕሳብ ጌጋ`ዩ። ንኤርትራዊ  ጂኦ ፖለቲካዊ ሓድነት ዘቋስል

READ MORE

    Freedom United – Mining Justice Alliance – MiningWatch Canada   (Vancouver, May 3, 2017) Community members joined Vancouver’s Mining Justice Alliance outside Nevsun Resources’ Annual General Meeting today to present over 180,000 signatures on petitions calling for the company’s shareholders to divest from operations in Eritrea, a

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ከም ካልኦት ኣህዛብ ዓለም ፍትሕን ማዕርነትን ሰላምን ብልጽግናን ዝሰፈና ዲሞክራስያዊት ሃገር ክትህልዎ እዩ ማእለያ ዘይብሉ ኩሉ መዳያዊ መስዋእቲ ዝኸፈለ። እንተኸነ እቶም ንትጽቢታቱ ከማልኡ እምነት ዘንበረሎም ኩሉ ዝውንኖ ዓቕሚ ብምውፋይ ዘሔየሎም ብናይ ፖልቲካ መራሕቲ ተጠሊሙ ጥራይ ዘይኮንስ ፣ እታ ሃገርን ህዝባን ኣብ ሓያል ሓደጋ

READ MORE

መራኸቢ ብዙሓን ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ዎርልድ ኣትላስ ብ24 ሚያዝያ፡ ኤርትራ ብተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ዕዮ፡ ምስ ቀዳሞት 10 ሃገራት ዓለም ከም እተሰርዐት ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ውጽኢት ናይ’ቲ ኣብ ቃልሲ ንናጽነትን ድሕሪኡ ዝሰዓበ መደባት፡ ቊጠባዊ ሓርነትን ንተሳታፍነት ደቂ- ኣንስትዮ ዘተባብዐን ዕድላት ዘርሓወን ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ምዃኑ ገሊጸን። ተራ

READ MORE

ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ንነዊሕ ዓመታት ብሰሪ ተናኻሲ፡ ዘይርጉእን ዘይዉርዙይን ፖሊሲታቱ፡ ካብ ህዝቢ ኤርትራን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ዘጋጠሞ ተነጽሎ ንምምሕያሽ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ግዳምን፡ በቲ ንሱ ጥራይ ዝውንኖ መራኸቢ ብዙሓንን ካድራቱን ኣቢሉ ናይ ሓይለብኡ ይሰርሕ ኣሎ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ፡ ገበናቱ ንምሕባእን ህዝቢ

READ MORE