Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ መድረሳ ኣል ዲያእ (ብልማድ ድማ እንዳ ስታዝ በሽር) ተባሂላ ንእትፍለጥ ኣብ ኣስመራ (ኣኽርያ) ንእትርከብ ቤት ትምህርቲ እስላም ንምዕጻው ንዝወሰዶ ዓማጺ ስጉምቲ ብምቅዋም መንእሰያትን ህዝብን ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ 31 ጥቅምቲ ኣብ ማእከል ኣስመራ ንዘካየዱዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ንምብታን ብርቱዕ ቶኽሲ ከምዝኸፈተ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ

READ MORE

ኣብ እዋን ቁልዕነተይ፡ “መዋቲ ብህይውቱ እንከሉ ሓጥያት እንተድኣ ገይሩ መቃብሩ ይተፍኦ፡ ኣብ ከውታ ለይቲ ኣብ መቃብሩ ኣውያት ይስማዕ” ዝብሉ ኣዝዮም ዘገርሙን ዘርዕዱን ቃላት እሰምዕ ነይረ። ኣብቲ እዋን’ቲ ሓጥያትን ጽድቅን ንመን ከምዝምልከታን ትርጉመንን ከምዚ ሕጂ ዘለኒ ኣይኹን እምበር ምስ መትኩ ሓጥያተኛ ከይከውን ግን ይጥንቀቅ ነይረ።  ሕብረተሰብና

READ MORE

ጸሎተ-ፍትሓት ነፍስሔር ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ንሰሉስ ዕለት 31/10/2017 ኣብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ-ቀትሪ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚኪኤል (ኣድራሻ፡- 78 Edmund Street, London SE5 7NR ) ክካየድ እዩ። ፍትሓት ምስ ተዛዘመ፡ ኩልና ናብ’ቲ ንሳልስቲ ሓዘን ዝተኻየደሉ ኣዳራሽ ማለት፡- ናብ Fenwick Hall, 28 Wellington Road, London SW9 9NN

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ ብዛዕባ ህጹጽ መጸዋዕታ `ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ።` ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ “ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ” ዜውጽእዎ፥ ናብ ኩሉ ኤርትራዊ ዘተኮረ ህጹጽ መጸዋዕታ ኩላትና ርኢናዮ ኣለና። ንኹላትና ኤርትራውያን ወኪሉ ብዓለምለኻዊ ደረጃ ዝነጥፍ ኣካል ንኽፍጠር እጃምና

READ MORE

ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቓወሙ ላዕለዎት ሰበስልጣን ናይ ተኣሰሩሉ ጽኑዕ ማሕዩር ዒራዒሮ ቀንዲ ሓላፊ ኮይኑ ንነዊሕ ዓመታት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብተኣማንነት ዘገልገለ ለተናል ኮለኔል ኢሳቕ ኣርኣያ (ወዲ ሓኪም) ናብ ትማሊ 26 ጥቅምቲ 2017 ዘውግሐ ለይቲ ብሕማም ከምዝዓረፈ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዕሉል መጋበርያ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኮይኑ ነቶም ብደረጃ

READ MORE

እቲ ጸረ ትምህርትን ምዕባለን ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣስመራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ንእትምሓደር፡ `ሰሚናርዮ` ተባሂላ እትፍለጥ ቤትምህርቲ ዘካይዱ ዝነበሩ፡ ዓጀኑ ዝዓዶም ኣባ ጳውሎስ ሃይለ፡ ከምኡ `ውን ዓደብዑር ዝዓደን ሲስተር ትንሳኤ ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ግዳይ ማእሰርቲ ኮይኖም ዘለዉ ክልተ ኣካየድቲ ቤትምህርቲ `ሰሚናርዮ`፡

READ MORE

ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ሽመት ምዕዳል ወይ ምምንጣል፡ ሰባት ምእሳርን ምሽራብን ኣዝዩ ዝቀለለ’ዩ። እቶም ብስርዓት ህግደፍ ዝዳጎኑ ዜጋታት፡ ብሓለፍቲ ቤት ማእሰርቲ ወይ ስለያ፡ “ጉዳይካ ስለዝተጻርየ ተፈቲሕካ ኣለኻ” ዝብል ሓጺር መግለጺ ምስተዋህቦም፡ ስለምንታይ ከምዝተኣስሩ ክሓቱ ዝኾነ መሰል የብሎምን፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብቲ ማሕዩር ዘጋጠሞምን ዝረኣይዎን ከይዛረቡ’ውን መጠንቀቅታ’ዩ ዝወሃቦም።

READ MORE

መርድእ ክብርትን ፍትውትን ሓፍትና ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ብዝሓደራ ውሽጣዊ ሕማም ንነዊሕ እዋን ኣብ ሆስፒታል ክትሕከምን ክትእለን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብኹሎም ቤተሰባን ፈተውታን ተኸቢባ ትማሊ ዓርቢ ዕለት 20 ጥቅምቲ (ኣብ መበል 79 ዕድሜኣ) ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሰላም ዓሪፋ። በዚ ምኽንያት’ዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን መደባት

READ MORE

ምሕደራ ባጤራ ናቕፋን ማሕበረ-ቁጠባዊ ስምብራቱን[1] ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) መቸስ፡ ባጤራ እንታይ ኢዩ ኢለ እንተዝሓተኩም፡ “ምስራኣናዮ ንፈልጦ”፡ ኣርእየና’ሞ ክንነግረካ ከምትብሉን ኣይጠራጠርን ኢየ። ባጤራ ዳኣ፡ እዚ “ናቕፋ፣ ዶላር፣ ዩሮ፤ የን፣ ቅርሺ፣ ሪያል፣ ዲናር፣ ፐሶ፣ ራንዲ፣ ፓውንድ ኢስተርሊንግ፣ ክሮና፣ ወ.ዘ.ተ.” ዝባሃል ‘ወረቐት ወይ’ውን ሓጻውን’ ዶ ኸ ኣይኮነን’ውን ትብሉ ትኾኑ። እወ፡

READ MORE

29.04.1951 – 07.10.2017 መርድእ ብጻይ ሓደራ ተስፋይ ብ 29.04.1951 ዓ.ም.ፈ  ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ  ሞሰዳ/ እንዳዝማቲ ዑቕቢት፡ እንካብ ክቡራት ወለድቱ  ኣቶ ተስፋይ  ዘርኡን  ወ/ሮ ኣማረሽ  ኣበዶምን  ተወልደ። ዕድመኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ  ከኣ ኣብ ዓዲ-ዃላን  ከተማ  መንደፈራን  ተማሂሩ ቀጺሉ ናብ ኢትዮጵያ ብምኻድ ብፍላይ ናይ ናብራ ዕብየት

READ MORE

ብመጀመርያ ኣብ ኖርወይ: ብሓፈሻ ድማ ኣብ ኩሉ ኩንርንዓት ዓለም ንእትርከቡ ኹልኹም ደለይቲ ፍትሒ ናይ ቃልሲ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኣብ ዕለት 18.10.2017 ኣብ መርበብ ዜና ኣሰና «ኣገዳሲ ምልክታ ፡ ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ» ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብዛዕባና: ብዛዕባ ጽላል ተጻሒፉ ርኢና። መግለጺ ክንህበሉ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝረኸብናዮ ድማ መሪሕነት

READ MORE