Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብታ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ስደተኛታት ዝተኣኻኸቡላ ፈረንሳዊት ከተማ ካሌስ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ብዝተላዕለ ምንዕዓብ ካብ ሓደ ኣፍጋኒስታናዊ ብዝተተኮሰሎም ጠያይቲ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጽኑዕ ቆሲሎም ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ቢቢሲ ንዘቤታዊ ምንጭታት ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ መግቢ ክረኽቡ ተሰሪዖም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ስደተኛታት ጥይት ከምዝተኮሰ ዝጥርጠር ኣፍጋኒስታናዊ ወዲ

READ MORE

እቶም እስራኤላውያን ዶክተራት ብሰንኪ እዚ ስደተኛታት ናይ ምስጓጒ ውጥን ምስ መንግስቲ እስራኤል ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ምስ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር `ውን ከምዘይተቓደዉ ተፈሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ማሕበር ሓካይም ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ እስራኤል፡ ፕሮፈሰር ሽሎሞ ሞር-ዮሰፍ ንዝተባህለ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ከም ሓላፊ ኢሚግሬሽንን

READ MORE