Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጋዜጣዊ መግለጺ እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ `ቲ ኣብ ጀኔቫ ን 31 ነሓሰ ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን፡ እዚ ጋዜጣዊ መግለጺ`ዚ፡ መቐጸልታ ናይቶም፡ ነቲ ካብ 31 ነሓሰ ክሳብ 1 መስከረም 2018 ኣብ ጀነቫ ክቃናዕ ተወጢኑ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣቐዲሞም ዝተዘርግሑ ክልተ ተኸታተልቲ መግለጺታት እዩ። እታ ኣብ ጀነቫ

READ MORE

  ነዚ ኣብ መንጎ ህግደፍን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝግበር ዘሎ ዘይንጹር ርክባትን ዘሎና ስክፍታታት ንምግላጽ ንዕለት 4/08/2018 ካብ ስዓት 14:00 ስጋብ 17:00 ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን፣ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተዳልዩ ኣሎ። ኩላትኩም ኤርትራውያን የዕሩኽ ኤርትራን ናብዚ ሰላማዊ ሰልፊዚ ክትጽምበሩና ንዕድም።  

READ MORE

ኣብዛ እንነብረላ ዓለም፡ ህርፋን ስልጣን፡ ገንዘብ፡ ወልፊ መስተ፡ ዕጸፋርስን ዝሙትን፡ ካብተን ንኣእምሮ ሰባት ብምግዛእ ዘዋልኣን ኣብ ጸገምን ገበንን ዘውድቃን ዘለዋ ተርእዮታት’የን። በዘን ድኻታት ዘረስዓ፡ ፍትሒ ዝዕምጽጻ፡ ሕጊ ዝጥሕሳ፡ ትዕቢት ዘንግሳን ሃብትን ክብርን ካልኦት ወገናት ዝምንዝዓ ዕንቅፋታት፡ ህቡባት ሰባትን መራሕትን ታሪኾም ዝብልላን ብገበን ዘሕትታን’የን። ከም ሳዕቤኑ

READ MORE

ንሓደ ሰብ፡ ሓቀኛ ትርጉም ህይወትን ምንባርን ግለጽ ተባሂሉ ምስዝሕተት፡ እንታይ ኢሉ ከምዝምልስ ንምግማቱ የጸግም’ዩ። ምናልባት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይንቡር ኩነታት፡ ምስ ካልእ ክፋላት ዓለም ዘሎ ናይ ሰባት ትርጉም ህይወትን ምንባርን፡ ሰማይን ምድርን ከምዝኸውን ዘጠራጥር ኣይኮነን። ብናተይ መረዳእታ፡ ሰባት ሓቀኛ ትርጉም ህይወት የስተማቅሩ ኣለዉ ክብሃል እንተኾይኑ፡

READ MORE

(ኤርትራውያን ኣንድመር ኣይንጎድል)   ከምቲ ኣብ ፈላሚ ጻውዒት ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ 24 ሓምለ 2018 ዝተገልጸ እዚ `ኤርትራውያን ኣይንድመር ኣይንጎድል` ብዝብል ኣርእስቲ ፡ ልኡላውነት ሃገርና ኤርትራ ብውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ብምእታዉ ዝነደረ  ሓፋሽ ኤርትራዊ ፡ ህዝቢ ብህዝቢ ዘበገሶ ክልተ ቀንዲ ዕላማታት ዘለዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ን 31

READ MORE

ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ الإريترية سنيت جمعية ለበወታትን ውሳኔታትን ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ              ሳንድየጎን ሎስ ኣንጀልስን ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ትማሊ ቀዳም ሓምለ 21, 2018 በቲ ኣብ ሃገርና ተኸሲቱ ዘሎ ሓድሽ ፖለቲካዊ ኩነታት ህዝባዊ ኣኼባ ገይሩ ገምጋሙ ኣንቢሩ። እዚ ንመጀመርያ ግዜ እንተላይ ወከልቲ ደለይቲ ፍትሒ ሎስ ኣንጀለስ

READ MORE

The Honorable Dr. Abiy Ahmed Ali Prime Minister Federal Republic of Ethiopia   Dear Prime Minister Dr.Abiy Ahmed, We, the Eritrean Global Solidarity for National Dialogue (EGSND), would like to extend our heartfelt congratulations on your election as a Prime Minister of the Federal Republic of Ethiopia, and we wish

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ጐረባብቲ ጥራይ ዘይኮናስ መምስ መዳውብትና ብደም ዝምድና ዘሎና ኣህዛብ ከም ምኳንና መጠን ብሰላምን ፍቕሪን ብጽቡቕ ጉርብትና እንነብረሉ ምኽንያት ብብዝሒ ስለ ዝዓዝዝ፡ ዝተጀመረ ናይ ሰላምን ዕርቂን ኣብ እዋኑ ብምዃኑ፡ ስክፍታ ብዝሓዘለ ሓጐስ ይስሞዓኒ። ስክፍታይ ከኣ፡ ናይ ጥንቲ ኣህዛብ ብምኻንና ንነዊሕ እዋን ብዝሓለፈ ምፍሕፋሕ

READ MORE

እዚ 31 ነሓሰ 2018 ኣብ ድሮ ባሕቲ መስከረም ዕለተ ምጅማር ናይቲ ስለ ናጽነት ኤርትራ ዝተኻየደ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጀኔቫ፡ ካብ መላእ ዓለም ብዝመጽኡ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ዋልታ ሃገርን ዝካየድ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ካብቶም ቅድሚ ሕጂ ዝተኻየየዱ ሰፋሕቲ ሰላማዊ ሰልፍታት ዝፈልዮ ሓደ

READ MORE

ፍሥሐየ መብራህቱ (2002)   ምውጋሕስ ወጊሑ ፀሓይውን በሪቓ ገና ቲስማይና ወሪስዎ ጣቓ፡   ምውጋሕስ ወጊሑ ወቕቱ ተኸቲሉ ጌና ኣይተሰምዐን ዜማ ናይ ጨራሩ፡   ምውጋIስ ወጊሑ ከምዘይወግሕ የለን ንምንታይ ‘ተንከብቲ ገና ተሓጺረን?   ምውጋሕስ ወጊሑ ሰማይና በሪሁ ኣብታይ ካብ መትከሎም ከመይ ዘይተፈትሑ?   ምውጋሕስ ወጊሑ ኣብ ኣጋ ዘራእቲ ጎበዝ ተሳኢኑ ዝጸምድ ናውቲ፡   ምውጋሕስ ወጊሑ ድሕሪ ዘራጊቶ ኣብ ዝዓኖ ገዛ ከመይኢልካ ይእቶ?   ምውጋሕስ ወጊሑ መሲሉኩም

READ MORE