Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዳሕራይ ነርክበሉ ምስከረም 29/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ኣብ ኣነባባር ወድ-ሰብ ዳሕራይ ነርክበሉ ትብሎም ስርሒታት መሊኦም ኢዮም፡ ሕጂ ንኽትገብሮ ዘይጥዕመካ እንተድኣ ኰይኑ፡ ንግዚኡ ኣጽኒሕካ እቲ ኣቐዲሙ ክግበር ዘለዎ ዘሀውኽ ዕማማት ትገብር ማለት ኢዩ። ንኣብነት መምህር ዳሕራይ ዝግበር ዕዮ ገዛ (home work) ይህበካ ኢዩ፡ እዚ ዝገብር ግን ዕዮ ክፍሊ (class

READ MORE

ኣልጀዲድ ማሕቡብ፡ 28,09,2018፡           . المرحوم غلطان - .الجديد  محبوب ኣብ እዋን ቃልሲ ቋንቋ ዓረብ ከምገለ እንተጽናዕኩዋ ክቀናጠብ እንከለኹ ካብቶም ተዛረብታ ብጾትና እዘን ክልተ ጥቕስ ታት ኣዘውቲረ እሰምዐን ነበርኩ። ኣብ ሰማኒያታት ፖርት ሱዳን ኣብ ዝኸድኩሉ እዋን ሓንቲ መዓልቲ ዓብደልኑር ዝተባ ህለ ሓደ ካብ ሓፋሽ ውድባትና ከተማ ከርአኒ

READ MORE

ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ናብራ መሪርዎምን ናጽነት ዝተሓረሙን ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ፍትሒ ክነግስ ዝጠለቡ፡ ዶብ ክሰግሩ ዝተታሕዙ፡ ህግደፍ ዘይፈትዎ ሃይማኖት ስለዝኣመኑን ርእይቶ ስለዝሃቡን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ብዘይፍርዲ ኣብ ሰናጭሮ፡ ጎዳጉድን ኣጻምእን ንዓመታት ተኣሲሮም ካብ ዘለው ኣሽሓት ዜጋታት፡ ብኣራሰንቲ ሕማማት፡ ተቅማጥን፡ ብጉድለት መኣዛዊ መግብን ጽሬትን

READ MORE

ኣደይ ለተንስአ፡ ዓመታዊ’የን ወደን ንምርኣይ፡ ናብ ወጻኢ ዝገሻ። ወደን “ቀልጢፈ ክምለስ’የ ኢልኪ ከይትርብሽኒ” ክብል እናተላበወ ከምዘምጸአን ኢዩ ዝዛረብ። ግን ኣይሰለጦን። እታ ምህዋኽ ኣይገደፋኣን።  ሓደ ንግሆ መቑጸርያአን ሒዘን ጸሎት እናገበራ ጸኒሐን፡ ንወደን ኣድሃይኦ’ሞ፡ መቑጸርያአን ኣብ ሕቑፈአን ኣቐሚጠን፡ “ሓደራ ወደይ፡ ደቀይን ዓደይን’ምበር ይርኣዩኒ ኣለዉ። ዓደይ’ባ ስደደኒ፡” በላኦ።   “ኣዪ,,,,,ዓዲ’ለዮ

READ MORE

ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርሲቲ ኮለጅ ዝተባህለ ብብሕቲ ዝውነን፡ ኣብ ኢትዮጵያ 27 ጨናፍር ዘለዎ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ መበል 28 ጨንፈር ከምዝኸፈተ ዘሓበሻ ዝተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ማዕከን ማሕበራዊ መራኸቢ ሓቢሩ። እቲ ኮለጅ ኣብዚ ዓመት `ዚ ኣብ ኣስመራ ትምህርቲ ክጅምር ምዃኑ `ውን እቲ ሓበሬታ የረድእ። ሓደ ካብ ቀንዲ ወነንቲ ናይቲ

READ MORE

እታ ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ፡ ወለንታዊ ገንዘባዊ ወፈያ ብምግባር ዝደገፍኩማ ራድዮ ኣሰና፡ ብሕልፊ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተዓፊኑ ዝርከብ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘይብሉ፡ ብሓደ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ዝጸመመ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ በቲ ዓፈና ምልኪ ተርቢዑ ዝበጽሖ ዘሎ ሳላ ደገፍኩም እነቃልሖ ድምጺ ሓቅን ፍትሕን

READ MORE

ነገስታት ስዑድ ዓረብን ኢማራትን፡ መቀጸልታ ናይቲ ኣቀዲመን ኣብ ማያዊ ግዝኣትናን ወደብ ዓሰብን ዘካይዶኦ ዘለዋ ወተሃደራዊ ምስፍሕፋሕ፡ ንመራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሃገራተን ብምዕዳምን ዝለዓለ መዳልያ ኣብ ክሳዶም ብምንጥልጣልን ሚልዮናት ዶላራት ብምምጣውን፡ እሙናት ሓለውቲ ስልጣነን ንኽኾኑ ሓርየንኦምን ዓሲቦንኦምን ኣለዋ። ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ብ16 መስከረም 2018፡ ብመንጎኝነት ንግስነት

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 30 መስከረምት 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።   ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ  ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ ሃገናን ክንዛተን ብተወሳኺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ  ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡

READ MORE

መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራን፡ 21.09.2018፡                                                                                                            2ይ ክፋል፡ “ተሞኩሮ ሃገርናኸ ከመይ ይመስል? ትብሉ ዘለኹም ይመስለኒ። ኢሳይያስ ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽንተሉ ምኽንያትን ስዉር ጥበባቱን ከመይ ከምዝመስል ንምብራህ ዱቋ ዕላል ቅድሚ ምቕራበይ”. . . . . ኢለ ነበርኩ መልእኽተይ ዝዓጸኹ። ኩቡራት ሃገራዊያን፡ ድሕሪ’ዚ ቀዳማይ ጽሕፍ ምስገለ ብጾት ውሱን ናይ ሓበሬታ ምልውዋጣት

READ MORE

ኤርትራ ካብ ነዊሕ ግዜ ዝማዕበለ ናይ ስደትን ብርሰትን መስርሕ  ክትበርስ ዝጸንሐት ሃገርያ። ነዚ ብጽንዓቱን ጭዉነቱን ዝልለ ዝነበረ ህዝቢ ኣብ ዝተናወሐ መሪር መግዛእቲ ሃገራዉነቱ ኣጥፊኡ ናብ ስደትን መከራን ክዝሮ ብስርዓት ህግደፍ ብሓፈኛ ብመራሒኡ ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድማ ብፍላይ ከምዕላማ ተታሒዙ ተሰሪሕሉ እዩ። ከምዝፍለጥ ኣቀዲሞም ብስርዓት

READ MORE

ሞት ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ው.ሕ.ሃ.) ነበር ኮፊ ኣናን ካብ ቀንዲ ዓበይቲ ዜናታት ዓለም ኮይኑ ምቕናዩ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብ ዝበዝሕ ንኤርትራ ዝምልከት ማዕከናት ዜና ግን፡ ወይ ከም ተራ ዜና ኮይኑዩ ተሰጊሩ ወይ ድማ ፈጺሙ ኣይተቓልሐን። ካብኡ ሓሊፉ፡ ንስሙ ዘጸልም ኣሉታዊ ዜና ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ

READ MORE

September 18, 2018   To the Honorable Tibor Nagy United States State Department Assistant Secretary of Africa Washington, DC 20515   Dear Assistant Secretary Nagy: The Eritrean-American civic organizations across the United States would like to express our sincere gratitude for the statements you made during the congressional hearing on Wednesday September 12th

READ MORE

ኣብ ኤርትራ፡ ሓዊ ዝስሕን እምበር ሓዊ ዝኣጉድ ኣይተሳእነን   ኤርትራውያን፡ ንመሰልና፡ ንኽብርና፡ ንመንነትናን መሬትናን ከቢድ መስዋእቲ ካብ ዝኸፈልናን ብጽንዓት ካብ ዝተቃለስናን ኣህዛብ ዓለም፡ ብኣብነት ንጥቀስ ህዝቢ ኢና። ኣብ 1991፡ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ምስተጸርገ ድማ ጻማ መስዋእትናን ድኻምናን ሰላም ከነስተማቅር ልዑል ሃረርታ ስለዝነበርና፡ ሓጎስና ኣብ ጎደናታት ወጺና

READ MORE

ወይ ሰብ ደቀይ ትብል ራድዮ “ተዓመተለይ ክብለጸልካ ኣይትሕሰቡ፡ ደንቊርኩም ንበሩ” ክትብሉ ልኡኻት ዕሱብ ኢሰያስ ኣፍወርቂ በዓል ብርሃነ ገብርሂወት ኣብ ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ትርከቡ ማሓዮታት፡ ወዳጀ ዘረባ! ጸኒሕናስ ዘይንሰምዖ የብልናን። ወዳጀ ሊቅነት! ልቢ ምዕባይ ምስ ድንቁርና ወሲድካዮ? ኣረጊት ፈሊጥ፡ ንወዲ ሰብ ክትገዝእኦ፡ ቸቸ ክትብለሉ፡ ከምድሌትካ ከተጋልቦ፡ ኣደንቅሮ፡

READ MORE

መእተዊ – እዛ ንቅዋም ትምልከት ጽሕፍቲ'ዚኣ ከዳሉ ዝደፋፋኣኒ ምኽንያት፣ኣብዚ እዋንዚ ተቓውሞና ገጢምዎ ዘሎ በዳሂ ኩነታት ንክስገር ናይ ሓባር ባይታ ምፍጣር ቀዳማይ ረቛሒ ቀጻልነትን ዓወትን ናይዚ ቃልሲ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ይመስለኒ። እዚ ሽቶ'ዚ ንምውቃዕ ትምኒት ጥራይ እኹል ክኸውን ከምዘይክእል ብሩህ ኢዩ። ነብሲ ወከፍ ውድብ፣ጉጅለ፣ውልቀስብ. . .

READ MORE

ህጹጽ ሃገራዊ ጻውዒት ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምእንቲ ድሕነት ሃገር፡ ብቕጽበት ተላዓል! `ዝኸበርኩም ኣዘዝትን ኣባላትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡` ኢለ ጻውዒተይ ክጅምሮ ኸለኹ፡ ብዙሓት በዚ ህልዉ ኩነታት ሃገርና ዘይቀሰኑ ኤርትራውያን፡ `ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ደኣ ኣሎ ዲዩ?` ብምባል ቅሬታኦም ይገልጹ ምህላዎም ዋላ እንተተፈለጠኒ፡ ግዝያዊ ሃለዋቱ ብዘየገድስ፡ እቲ ኢሳይያስ ዝሓልሞ ዘይኮነስ፡

READ MORE

Subject: “Eritrea: Peace deal could offer hope for reforms, including three key steps, says UN expert” GENEVA (18 September 2018) – archive.assenna.com Commentary,  19 Sept 2018 QUOTE: “GENEVA (18 September 2018) – The peace agreement between Eritrea and Ethiopia raises hopes that human rights will be at the centre

READ MORE

እቲ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያ፡ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ተባሂሉ ኣብ ከባቢ ዓሰብን ዛላምበሳን ህዝብን ሰራዊትን ክልቲኡ ህዝብታት ንምርኻብ፡ ብውልቀ መላኺ ኢሳያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢዪ ኣሕመድን ዝተኻየደ ምኽፋት ዶባት ኣጋጣሚ ተጠቂሞም፡ ብዙሓት ኤርትራውያን ብስድራን ብውልቀን ዶብ ሰጊሮም ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉን ብኡ ኣቢሎም ከምዝተሸርቡን፡ ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ

READ MORE

ሓደ   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ናይ ሎሚኳ ጠፊኡና ንግሩ ዘበን ግርምቢጥ ጊዜ ተቐይሩ እጃም ብዙሕ ሓደ ይሃጥረሉ ንሪም ኣኅዋት ሓደ ይኾርዓሉ ጓይላ ሓደ ደሚቝ ሂር ኢሉ ‘ቶም ብዙሓት ይነብዑ የስቈርቍሩ ሕዝቢ ይደንን ንሱ ኣንቃዕሪሩ::   ኵልኹም ተዓዘብቲኸ ምንታይ ትብሉ? ርኢናኩም ገጽኩም ክትክውሉ ኣቱም ርኣይቲ ምንታይ ትብሉ? ሰሚዕናበር ኣይረኣናን ትብሉ ኣቱም ሰማዕቲ ምንታይ ትብሉ? ርኢና’በር ኣይሰማዕናን ትብሉ ኣቱም ጸሓፍቲ ምንታይ ትብሉ? ኣይረኣና

READ MORE