Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ህሉው ኩነታት ንምሕባርን መጻኢ መደባት ስራሕ ንምሕንጻጽን ብዝብል ጉልባብ፡ ነቶም ንኣስታት መንፈቅ ኣኪብዎምን ቁሊሕ ኢሉዎምን ዘይፈልጥ ስማውያን ካቢነ ሚኒስተራቱ ዘካየዶ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ኣኼባ፡ ቀንዲ ዕላምኡ ደገፍቱን ተቃወምቱን ንምፍላጥን፡ ኣንጻሩ ክለዓል ንዝኽእል ምንቅስቃስ ብኣጋ ንምቁጻይን ከምዝነበረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋተይን ኣሓተይን፡ ኩልና ከም እንርደኦ ሓንቲ ዓባይ ኦም ከም ሳግላ ወይ ዳዕሮ በታ ሓጺን ፋስ ጥራይ ክትቁረጽን ክትወድቕን ኣይትኽእልን’ያ።ነታ ሓጺን ሓኽሊ ወይ ለዓት ምስ እትገብረላ ግን ሓይሊ ረኺብካ ነታ ዓባይ ኦም ክትቆርጻ ትኽእል።መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ ስለ ዝኾነ፣ ናብ ስሳታት ተመሊስና ናይ ኤርትራ ታሪኽ ምስ

READ MORE

ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ብዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ሎንዶንን ከባቢኣን ተሳቲፎሞ፣ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም።   ሕዝብናን ሃገርናን ዝርከቡዎ ዘለዉ ህልው ኩነታት ዳህሲስናን፣ ከመይ ጌርና ተሓባቢርና ዜድምዕ ስጉምትታት ክንወስድ ዝብል ዛዕባ ኣልዒልና ተዛቲና።   ተሳተፍቲ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ

READ MORE

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣብ ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ቁጠባዊ ቅልውላውን፡ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምሕባእ፡ ካብ ተሓታትነትን ንምህዳምን ማሕበረሰብ ዓለም ንምድንጋርን፡ ንሕቡራት ሃገራትን ሓያላት ሃገራትን ከም ሃንደስቲ ጸገማት ኤርትራ ኣምሲሉ ከሲሱን ካሕሳ ክውሃቦ ሓቲቱን።   ሚኒስተር ዑስማን ብ29 መስከረም ኣብ

READ MORE

በሪኽ ተሰቒለ ኣብ እምባ ሃገር እንተተራእየትኒ ብዙርያ ብኽባ እንተረኽብኩዎ ብርሃነ መን ደኣ `ሞ ይደለዮ ዘይንስኺ ኣነ፡   ድሃይ ኪዳኑ `ኳ ዘየልቦ መፍትሕ ቤቱ ትርከቦ ኣበይ ክኣቱ `ዩ `ቲ ወዶም ጸሓይ ምስ ዓረቦ?   በዚሑና `ኮ `ቲ ጋዶ ምቑሕ ሰንሰለት ብጽምዶ ሰብኣይን ሰበይትን በብግደ ሸላ ኮይኑ ሓዳሮም ብሓደ፡   ኣብርሀ ወሲኹሉ ንስሙ እኹል ክንሱ ብርሃኑ ከመይ `ሉ ይጠፍእ ብእዋኑ ኣብ ጸልማት ዝርአ እማኑ ሓቂ ዝዛረብ

READ MORE

በቲ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ዝገበበሮ ዕንደራዊ ርክብ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቱ ተገማሚዖምሉ ዘለዉ እዋን፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ካብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንዝሓረዮም እሙናት መጋበርያታት ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክሳብ 3 ጥቅምቲ ኣብ ሓደ ኮለጅ ዓጽዩ ብቕንያቱ ሕቡእ ምስጢራዊ

READ MORE

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሓላፊ ቆንስላውን ህዝባውን ጉዳያት ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብርሃነ ገብሪሂወት፡ ነቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ኣስመራን ኢትዮጵያን፡ ንልኡላውነትን መንነትን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእተወን ግሉጽነት ዝጎደሎን ዝብሃቦ መግለጺታትን ዝኸተሞ ውዕላት ሰላምን፡ መርኣያ ልቢ ምዕባይን ጽቡቅ ድሌትን ንሰላም ስለዝኾነ፡ እቲ

READ MORE