Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሕዳር 18/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህዝቢ ናይ ዝዀነት ትኹን ሃገር ሃብትን ሰላማዊ ሂወትን ክህልዎ ዘይደሊ ወይ ዘይትምነ የለን። እንተዀነ ግን ፖለቲካዊ ጥንቃቐ ዘይብሉ ሃብትን ከም ሎቶርያ ዝዕደል ሰላምን ክሳዕ ሕጂ ኣብ ዓለም ኣይተራእየን። በዚ ምኽንያት እዚ ክኣ ፖለቲዊ ክለሳ ሓሳብ (political theory) ኣገዳሲ ይኸውን። ኣብ ዝዀነ ይኹን

READ MORE

ብ14 ሕዳር፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ እንቢርዎ ዝነበረ እገዳ ኣልዒልዎ ምስተባህለ፡ ሓደ ኣብ ምቅባል ስደተኛታት ዝነጥፍ ብቀረባ ዝፈልጦ ኣመሪካዊ ዜጋ ተለፎን ደዊሉ፡ “እንቋዕ ሓጎሰካ፡ ሃገርካ እገዳ ተላዒሉላ፡ ደጊም ኣብ ሃገርኩም ጥሜት የለን” ኢሉ ጽቡቅ ትምኒቱን ሰብኣዊ ርህራሀኡን ገሊጹለይ። ነቲ

READ MORE

ብስም ዚግ-ዚግለር ዝፈልጥ ኣመሪካዊ ተዛራባይ ብዛዕባ መኣዝን (Direction) ክዛረብ ከሎ- “ኩላትና 24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ ግዜ ኣሎና። እቲ ሽግር ስእነት ግዜ ዘይምህላው ዘይኮነስ፡ መኣዝን ምስሓት ኢዩ” በለ። ጆን ማክስወል እውን ብዛዕባ ንፉዕ መራሒ ክዛረብ ከሎ “መራሒ ዝበሃል ዝጉዓዘሉ መንገዲ ዝፈልጥን፡ ብኡኡ ዝጉዓዝን ንካልኦት ከኣ ምስኡ

READ MORE

ኣብዛ ንልዕሊ ፍረቂ ዘመን ብፖለቲካውን ብረታውን ቃልሲ ኣካይድና ኣእላፍ ዜጋና ሂብና ዘምጻእናያን ዘውሓስናያን ሃገርና ሎሚ ምስ መን ኢና ክንድምር፧መን ኢዩኸ ክድምረና፧ እቲ መልሱ ኣብ በይታ ዘሎ ንማንም እተሰወረ ኣይኮነን።ማለት ሃገርና ኤርትራ ምስ ዓባይ ኢትዮጵያን ህዝባን ደይኮነስ እንታይ ድኣ ሃፀይ ልጅ ኢሰያስ ምስ ገለ ክፋል ሕብረተ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ርክብ ዝገበረሉ መዓልቲ ካብ ዝኾነ ኣብ ህይወቱ ዝረኣዮ ፍጻሜታት እንተላይ ካብ ውድቀት ደርግ ወይ ናጽነት ኤርትራ ዝበለጸ ምዃኑ ብዓጽመስጋኡ እናመሓለ ከም እተዛረበ፡ `ምእንቲ ድሕነት ኢትዮጵያ፡ ብውልቀይ ህይወተይ ንምሃብ `ውን ቅሩብ እየ` ከምዝበለ` ኣዲስ ዝተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ቻነል ሓቢሩ። እዚ ዘረባ`ዚ

READ MORE

ከኢትዮጵያዊ ወታደር፡፡ የኢትዮጵያ ወታደር ሁኜ ኤርትራ ውስጥ በነበርኩበት ጊዜ ትግርኛ ብማርም ፡ ጽሑፍ ላይ ሲሆን ግን እጅግም ስላልሆንኩኝ ፡ እርስዎ ደግሞ በበኩልዎ ፡ ኣማርኛን በደምብ የሚያቀላጥፉ እንደመሆንዎ መጠን ፡ መልእክቴን በኣማርኛ ሳስተላልፍ ከይቅርታ ጋር ነው። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/11/1011ES8-01AA.pdf"]  

READ MORE

ኢትዮጵያ ነቲ ዝኣተወቶ ናይ መጨረሽታን ቀያድን ዝብል ውዕል ብዘይ ገለ ቅድመ ኩነት ከምዘለዎ ክትቅበሎን ንምርግጋጽ ሰላም ምስ ኤርትራ ቆሪጻ ተላዒላ ከም ዘላ ብወግዒ ምስ ሓበረት፡ ኩላትና ኤርትራውያን ሕሰምናን መከራናን ክቕንጠጥ እዩ፡ ብውሕዱ፡ እቶም ብሰንኪ ሃገር ኣብ ሓደጋ እያ ዘላ ዝብል ዘይርትዓውን ዘይቅብሉን ኣሰራርሓ ጅሆ ተታሒዞም

READ MORE

መጸዋዕታን ምሕጽንታን ንደገፍቲ ስርዓት-ህግደፍ ብቀዳምነት፡ ከም ደቂ-ሃገረይ መጠን ዝኸበረን ዝዓዘዘን ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ቀጺለ ኣብ ጥዕናኹም ይኹን ዕለታዊ መነባብሮኹም ሰናይ ትምኒተይ ይገልጸልኩም። ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት፡ ምድጋፍን ምቅዋምን ከም ባህርያዊ መባእታዊ መሰል ዜጋታት ንቡር ምዃኑ ኩላትና እንሰማማዓሉ ሓቂ ኢዩ። ስለዝኾነ ከኣ፡ ንስርዓት ህግደፍ ምድጋፍኩም ዋላ ዕረ እንዳጠዓመንን

READ MORE

ብውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዝምወልን ስልጣኑ ንምንዋሕን ሕሰም ህዝቢ ኤርትራ ንምኽራርን መርዛም ሓበሬታ ኣብ ዘተኣናግደሉን መርበብ ሓበሬታ ፓልቶክ፡ ምሁር ስነ ቁጠባ ዶክተር በርሀ ሃብተገርግስ፡ ኣስተምህሮ ክህብ ምስተዓደመ፡ ኣብ ክንዲ ንስርዓት ህግደፍ ዝምጉስን ክውንነት ዝሓብእን፡ ንብልሹው ምምሕዳርን ቁጠባዊ ድሕረትን እቲ ስርዓት ምስ ኣቃልዐን ምስነቀፈን፡ ደለይቲ ፍትሒ

READ MORE

ሎሚ እቶም ብስነ-ጥበባውያን ዝርቁሑ ሰባት በዚሖምስ መፍለዪ ኪግበረሎም ዘገድድ ዘሎ ይመስለኒ። ኣብዚ ድማ መዐቀኒታት ከም ዘድልየና ፍሉጥ ኢዩ። ግዳ ቅድሚ ኹሉ እቲ ስነ-ጥበባዊ ዝብል መጸውዒ ልክዕ ከምቶም ደጊያት፡ ከንቲባ ዝብሉ ኣስማት ብህዝቢ ዝውሃብ እምበር ንባዕልኻ እትስየመሉ ስም ከምዘይኮነን፣ ንሱ’ውን ብውጽኢት ስራሕካ ዝምዘን ስለዝኾነ ካብ ድልየት

READ MORE

The Ethio-Eritrean 2018 Agreement: The Eritrean Tyrant and his Prioritization of Own Vital Interest over the Country’s Vital Needs   The Eritrean people, witnessing and hearing explanations from the Ethiopian side about the signed border-crossing agreement, had many unconvincing answers to their many questions that evolved.  The

READ MORE

ፖለቲካዊ ርእሰማል ኢሳያስን ዶ/ኣብይን ቃልስናን ሕዳር 10/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) እዛ እንነብረላ ቍጠባዊት ዓለም ብዕዳጋ እትነባበር ዓለም እያ። ወድ-ሰብ ተበላሓትን ኣፍራይን ስለዝዀነ ፍረ ናይ ምብልሓቱ ዝተፈላለየ ሃላኺ ኣቕሓ (ኮሞዲቲ) ናብ ዕዳጋ ኣውሪዱ ሸያጥን ሸማትን ብዃን ናብርኡ ይመርሕ። እዚ ክገብር ናብርኡ ብሰላም ምእንቲ ከሰላስሎ ከከም ደረጃ ምዕባሊኡ ናይ ምሕደራ

READ MORE

ስጋ ሰብ በሊዑ፡ ደም ሰብ ዝጎስዕ፡ ብዘይ ኲናት ዘይነበር መራሒ መገሻ ኢሰያስ ናብ ክሊ ኣምሓራ፡ ንስላም’ዶ ንሰራም ዕላማ ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም            11/11/2018   ነዚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኢሰያስ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝገበሮ ምብጻሕ ምስ ረኣኹ ኢየ። እዚ መገሻ’ዚ ኣቐዲሙ ዝተወጠነ፡ ብመንግስቲ ክሊ ኣምሓራ ወግዓዊ ዕድመ ከም ዝተገብረሉ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ንመዋእል ናጽነትን ፍትሕን ዝብሃል ከይረኣየ ድሕሪ ምጽናሕ ምምምሕዳር እንግሊዝ ድሕሪ ምብቅዑ ኣብ ክንዲ ናጻ ህዝቢ ዝኸውን፡ ጕዳዩ መጣልዒ ናይ’ተን ዓበይቲ መንግስታት ብምዃን ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ከም ዝቝረን ኮይኑ። ካብ መግዛእቲ ዝኸፍእ ስለ ዘየሎ ካብኡ ናብኡ ኣብዚ ብስም ፈደረሽን ዝጽዋዕ ሓጺር እዋን ህዝብና ቍሩብ

READ MORE

ጉዳይ ዶብን ውዲት ኢሳይያስን፡ 09,11,2018፡ ኣስተውዕል ህዝቢ ኤርትራ! ከምቲ ልሙድ ወዮ ኣብ ማእገርና ዝተኾየጠ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ’ውን በቲ ከምዘደናግረሉ ዝኣምኖ ፖለቲካዊ ህው ተታኡ፡ ንትርጉምን ኣተሓሕዛን ዶብ ትማልን ሎምን ዝሃቦ ዝላደናሉ ኣተረጓጉማ ኣልዒሉ ከኹድደሉን፡ ንጽባሕ ወጢን ዎ ዘሎ ውዲታዊ ውጥንን ሰሚዕካዮ ኣለኻ። ዝገበረ እንተገበረ ግና ትርጉምን ኣገዳስነትን ዶብ

READ MORE

ቃለ መጠይቕ ኢልካ ክትርደኦ ብሓቂ ዘጸግም መደረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልካ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ክብሎ ዝደሊ ቀንዲ ሓሳባት ክትርዳእ ምፍታን "ጸሓይ ብምዕራብ ክትበርቕ ኢያ" ኢልካ ምትስፋው ዝቐልል ይመስለኒ።"ቃለ መጠይቕ" ኢሳያስ ኣፈውርቂ ከይከታተል ካብ ዝውስን ሓይሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። ምኽንያቱ ድማ፥ [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/11/ርእይቶ-ኣብ-ቃለ-መሕትት-ኢሳያስ-ኣፈርወቂ።-1.pdf"]  

READ MORE

ኣብ ከባቢ ዳህላክ ኣብ ዝርከባ ክልተ ዴሴታት ኤርትራ፡ ዝኾነ ኤርትራዊ ዘይብሎም ብዝሒ ዘለዎም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ ዓስኪሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቶም ኣሃዱታት ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ንመዓልታዊ ጠለባቶም ዘድሊ ምሉእ ዕጥቅን ስንቅን ኩሉ ካብ ጅዳ፡ ስዑዲ ዓረብ ከምዝመጽኦም፡ ኣብ ዙርያ ናይተን ንሳቶም ዓስኪሮምለን ዘለዉ ደሴታት ብቐጻሊ

READ MORE

እቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ምስ ኢትዮጵያ ርክብ ካብ ዝጅምር ናብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ግዜ ዝተመላለሰ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዑደት ንምግባር ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ጎንደር ከምዝኣተወ ቴለቭዝን ኢትዮጵያ ብቀጥታ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣጋጣሚ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ሰበስልጣን ናይቲ ክልልን ኣብ

READ MORE

ኣገዳሲ ዛዕባ፥ ብፍላይ ኤርትራውያን መናእሰይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ነዚ ጉዳይ ብልዑል ምስትውዓል ፣ ብትኹረት ክትሪኡዎ እላበወኩም ፤ መንእሰይ ትግራይ እውን ብተመሳሳሊ ብልዑል ትኹረት ክሪኦ እላቦ፤

READ MORE

ሃገርና፡ ብናህሪን ቀጻልን ማእለያ ዘይብሉ ዕንወትን ብርሰትን ይወርዳ ኣሎ። ኤርትራዊ ሓበንን ንያትን ብሕሱም ክዳሃኽ ስለዝጸንሐን ዘሎን፡  ዜጋታታ ነታ ናይ ኣማኢት ኣሻሓት ከፊሉ ናጽነታ ዝተጋገጸላ ሃገሩ ራሕሪሑ  ኣብ ምብትታትን ይርከብ። ኤርትራ፡ ብዘይ ህዝባ፡ ህዝባ ብዘይ ሃገረ ኤርትራ ክብራዊ መንነት ክህልዎም ኣይክእልን። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ፡ ውጽኢት ናይ ነዊሕ ዓመታት እከይ

READ MORE

ቁጠባዊ ውህደትን ምትእስሳርን ኣብ ሞንጎ ዘይማጣጠና መሻርኽቲን ማሕበረ-ቁጠባዊ ሳዕቤናቱን፡ ቁጠባዊ ስምምዕ ኢትዮ-ኤርትራን ኣብ ቀጻልነት ኤርትራ ከም ልዕላዊት ሃገር ዝህልዎ ጽልዋን ማዓልቲ፡ ቀዳም 10 ሕዳር 2018 ሳዓት፡ 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብናይ ኒው ዮርክ ኣቖጻጽራ ቦታ፡ ኤርትራዊ ሕድሪ ጀጋኑና ወግዓዊ ናይ ፓልቶክ ገዛ ኣቕራቢ፡ ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.)   Public Seminar on: Economic Integration

READ MORE