Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመጀመርያ ንኣመንቲ ክርስትና ርሑስ ብዓል ልደት ይግበረልና ዓመተ ሰላምን ዓመተ ራህዋን ድማ ብፍላይ ነቲ ንዘመን መመላእታ ኣንጻር ሰንሰለታዊ ኣርዑት መግዛእቲ እተቃለሰ ህዝብና ሎሚ ድማ ካብ ደግሲ መግዛእቲ ውልቀ መላኺ ልጅ ሃፀይ ኢሱ ኣብ 2019 በሪሱ ንርኤል ዓመት ምኻና ዘጠራጥ የብሉን። ኣብ ዛ ትሳነበትና ዘላ ዓመት 2018

READ MORE

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ርሑስ ሓድሽ ዓመት! ሓዳስ ዓመት 2019፡ ዓመተ ፍትሒ፡ ዓመተ ሰላም፡ ዓመተ ቅሳነት፡ ዓመተ ጥዕናን ራህዋን ክትኮነካ እምነ!!!   ኣረጊት ዓመት ሓሊፉ ብሓድሽ ዓመት ኣብ ዝትከኣሉ እዋን፣ ካብቲ ዘለኻዮ ጸልማት ዘናግፍ፡ ሓድሽ ህይወት ዝፈጥር፣ ዓወት ኣብ ፖለቲካውን ምጣኔ-ሃብታውን ማሕበራውን ህይወት ዘጎናጽፍ ዓመት ክኾነልካ ብተስፋን ብጽሎትን አናተመነኻ እተሕለፎ

READ MORE

ብልምዲ᎓ ሰባት ዓቢ በደል ምስ ዝፍጽሙ “ሕልና የብሎምን” ብምባል ኢና እንገልጾም። ይኹን እምበር᎓  ሰብ ኮይኑ ሕልና ዘይብሉ ፍጡር የለን። እንተስ ብኣብ ውሽጥና ዘቃልሕ ናይ ፈጣሪና ድምጺ᎓ ካብ ግዜ ንእስነትና ኣትሒዝና ዘማዕበልናዮም መረዳእታታት᎓ ወይ እውን ብሰንኪ ናይ ኣከባቢና ጽልዋታት᎓ ነፍሲ ወከፍና ወነንቲ ሕልና ኢና። እዚ ካብ

READ MORE

ድሕሪ እዲያት እንታይ ይእለም? 25,12,2018፡ ክብርቲ ሓብቲ ጋዜጠኛን ደራሲትን ኤደን ኢያ፡ ካብቲ ዘቕረብኪዮ ዛዕባ ተበጊሰ ቁንጣሮ ናይዚ ኣርእስቲ’ዚ ኣብ ፌስቡክ ሰቒለዮ ምንባረይ እናዘኻኸርኩ፡ ንእሽቶ ወሲኸ ከቕርቦ ብዝኣተኹዎ ቃል’ውን ከፊላዊ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ከስዕቦ ሓሲበ ዘስፈልኩዎ ኣርእስቲ እንሆ። እቶም ናይ ሽዑ መዛ ትይትኺ ኮኑ ካልኦት ተገደስቲ ድማ ነዊሓ እንተመሲላቶም

READ MORE

ጓል ትረኽቦ + ወዲ ዝረኽቦ = ወይ’ዛ ኤርትራ ትረኽቦ ታሕሳስ 26/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ሳዕስዕ’ሞ ሳዕስዕ፡ ሓዳርካ’ይትረስዕ! ኣብዚ ቅነ ኣውድኣመት ኣይ ፌሰታ ኣይ ቃልሲ ከይንኸውን፡ ነዚ ሓድሽ ኲነታት ናይ ብዓል ጀነራል ስብሓት ካብ ዝግብኦ ንላዕሊ ግዜና ኣይነጥፍኣሉ። እዞም ቀዳሞት’ሲ ብዙሕ ዘይበሊ ውሓለ ዝዀነ ምስላታትን ኣበሃህላታትን ነይርዎም። ደፊሮም ኲነታቱ ዘይፈለጥዎ

READ MORE

ድሕሪ 20 ዓመት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ተኸፊቱ ዝጸንሐ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምእተዓጽወ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ስጉምቲ ብዝያዳ ብወገን ዛላምበሳ ከሪሩ ከምዘሎ `ውን ተፈሊጡ። ቢቢሲ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ሪፖርተር ብምውካስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ እቲ ዶብ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍቓድ ንዘይብሎም ገያሾ ከምእተዓጽወ ይገልጽ። ብወገን ኤርትራ መሕለፊ

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ሕጂ’ውን ከይንቅደም ኣብ ገዛእ ውራይና ከይንዕደም ሕመረት ጽሑፈይን ሓሳበይን በዛ ቀዳሞት ወለድና ኣንጻር ረብሕኡ ንዝቃለስ፡ ንሞት ክሳብ ገዝኡ ደፊኣ ትኣቱ ዝጽበን ንኽብሩን መንነቱን ስጉምቲ ዘይወስድን ሰብ ቁምነገር ሓዘል ኣሽሙር ሓጻር ግጥሚ ክፍልም። ብጽሓይ ቀትሪ ካብ በለካ ገብገብ ገዛ እንከለካ ምስ ሰይቲ ወድኻ ካብ ትቅለብ ምስ ድቢት ጥሪትካ ምስ

READ MORE

ኣሽንባይ ዶ ኣብ ከምዚ ናይ ሃገርና ዝኣመሰለ ሓበሬታ ብመደብ ዝዕፈነሉ ኩነታት፡ ዋላ ኣብቶም ህዝባዊ መርመራ ዝካየደሎም ሃገራት `ውን ከምዚ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም መጥቃዕቲ ዝኣመሰሉ ፍጻሜታት ከከራኽሩ ይረኣዩ እዮም። ስለዚ፡ ወግዓዊ ሓበሬታ ኣብ ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ኣብ ዘተኣማምን መደምደምታ ምብጻሕ ኣጸጋሚ እዩ። እንተኾነ፡ ነቲ ዝርካቡ ሓበሬታ

READ MORE

[caption id="attachment_34383" align="alignright" width="191"] ኮ/ል ብርሃነ ሃይለ ( ወዲ ውነሽ)[/caption] ኮለኔል ብርሃነ ሃይለ (ወዲ ውነሽ) ከምኡ `ውን ኮ/ል ደረስ ገብረኣምላኽ፡ ዝርከቡዎም ኣባላት ስታፍ ቤትጽሕፈት ሚኒስተር ሚኒስትሪ ምክልኻል ብ ሰሉስ 18 ታሕሳስ ብውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሚኒስተር ምክልኻል ኣብ ዝነበረሉ እዋን ሓላፊ ቤትጽሕፈት

READ MORE

ኣብዚ እዋን እዚ መብዛሕትና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ተኸተልቲ እመነት ዝኾንና መንግስቲ ሕግደፍ ብኣቡነ ሉቃስ፣ ኣቡነ ባስሊዮስን ኣቶ ግርማይ ዘርኣይ ኣቢሉ ንቅዱስ ሲኖዶስ ተቖጻጺርዎ ከምዘሎ ንፈልጦ ሓቂ እዩ። ብኻልእ ሸንኽ ከኣ ነተን ኣብ ስደት ተመስሪተን ዘለዋ ሃገረ ሰብከታት ዝመርሕወን ብጥንቓቐ ብህግደፍን መሳርሕቶም ዝኾኑ

READ MORE

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣብ ህዩስተን ከባቢኣን ትነብሩ፡ ተስቆርቆርቲ እምነት ተዋህድ ኦርቶድስ ኤርትራ። ምምሕዲር ቅደስ ሲኖድስ ኤርትራ ካብ መንፈሳውነት ርሒቑ፡ መተዓይቲ ስርዓት ህግዯፍ ብምዃን፡ ነታ ቅዴስትን ጽንዕትን ሃይማኖትናን ቤተክርስትያናን ከምእዉ'ን ሓዴነት ህዝብና ብሓፈሻ ኣብ ምፍራስን ምጥፋእን ከም ተልእኹኡን ዕላምኡን ሒዝዎ ይሰርሕ ከምዘሎ ኩላኻትኩም ትፈልጥዎ ኢኹም። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/12/Eritrean-Orthodox-Church.pdf"]  

READ MORE

ቅድሚ ትማሊ ምሸት 19 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ብጽኑዕ ቆሲሉ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ ኣብ ICU ጽዑቕ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሎሚ ረፋድ ንዝለዓለ ሕክምና ናብ ዱባይ ከምዝኸደ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ሚኒስተር ማዕድን ኤርትራ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ንነዊሕ እዋን ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ጀነራል

READ MORE

ሚኒስተር ማዕድን ኤርትራ ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ፡ ንነዊሕ እዋን ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም፡ ትማሊ ምሽት፡ ኣብ ኣስመራ ብጥይት ከም እተወግአ ካብ ኤርትራ ዝብጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። በቲ ዝወረዶ መውጋእቲ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቡ ከምዘሎ `ውን እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ኣገንዚቡ። ሚኒስተር ማዕድን፡ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም፡ ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ

READ MORE

ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ዋሽንግቶን መሪላንድ ቪርጂንያን ከባቢኡን  ህዝባዊ ኣኼባ ዋሽንግተን መሪላንድን ቪርጂንያን ከባቢኡን ኣብ ዝተመደበሉ ዕለት 8 ታሕሳስ 2018 ኣብ ኣለክሳንደርያ ቪርጂንያ ተኻይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ እቲ ኣከባቢ ዝመጹ ኤርትራውያን ተሳቲፎም። ህዝባዊ ኣኼባ ብዝኽሪ ስዉኣትና ድሕሪ ምኽፋቱ፣ ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም መእተዊ ቃል ብኣሰናዳእቲ ቀሪቡ።  ስዒቡ 

READ MORE

                                                                                                                                                                                                                                                  Email: eritreafocus@outlook.com Website: https://eritrea-focus.org A Dozen Steps to Peacefully Protect Yourself from PFDJ Thugs By: Habte Hagos On Saturday 24 November 2018, a group of PFDJ members held a seminar/workshop in Central London and apparently advised their supporters to carry out physical attacks against human

READ MORE

PRESS RELEASE “We the People: Peace in the Horn & the Safety and Future of the Eritrean People.” Brussels Conference, 12-14 December, 2018   Evacuate Eritrean refugees from Libya death camps – Diaspora conference calls on EU Contact:+ 32 (0)476 761 943  /+32 (0) 465 516342 Facebook.com/asmara.eritrea.50702, @EritreaPress, #ChangeinEritrea Email: Ertireapress@gmail.com Press release also available in

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ ሓሙስ 13 ታሕሳስ ንፈለማ ግዜ ኣብ ሶማልያ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት ሓቢሩ። ኣፈኛ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ የማነ ገብረመስቀል (ቻርሊ) እቲ ምብጻሕ ከም ኣካል ናይቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝካየድ ዘሎ ስሉሳዊ ምሕዝነት ይካየድ ከምዘሎ ኣብ ትዊተር ገሊጹ። ይኹን`ምበር፡ ክሳብ 92

READ MORE